ርእሰ ዓንቀጽ

ምምሕዳር መላኺ ስርዓት ኢሳያስ እቲ ሕገ-ኣልቦ ኣካይድኡ ዝዋጽኦ መሲልዎ፡  ብዛዕባ ህላወ እቶም ኣብ ውግእ ዝሓዞም  ጂቡታውያን፥ “ኣሉ ቀጣን ምሩኻት የብለይን” እናበለ፥ ንሓያሎይ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዳጒንዎም ጸኒሑ። እቲ ስርዓት ነቲ ዝዓበየሉ  ምትላል  ሎሚ እውን ዘዋጽኦ መሲልዎ፡  ነቲ ብመንግስቲ ቐጠር ክግበር ዝጸነሐ ምንጎኝነት እውን እንተኾነ፡ “ዝኣሰርኩዎም የብለይን” እናበለ ዘቕርቦ ዝነበረ ዕባራ ምኽያት ኣብ መወዳእትኡስ እነሆ ተቐሊዑ።

በቲ ብሚኒስተር ወጻኢ ጉዳይ ሃገረ ቐጠር ሸኽ መሓመድ ቢን ዓብደልራሕማን ኣል ሳኒ ዝተገብረ ጻዕሪ፡ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣርባዕተ ጂቡታውያን ምሩኻት ውግእ ካብ ቤት ማእሰርቲ ስርዓት ኢሳይያስ ናጻ ተለቒቖም ኣለዉ። በዚ ምኽንያት እዚ ከኣ ናይ  ሃገራት ወሽመጥ ምትሕብባር ቤት ምኽሪ ዋና ጸሓፊ ዶክተር ዓብደለጢፍ ኣል ዛያን፡ ዋና ጸሓፊ  ሕቡራት መንግስታት  ክቡር ባንኪ ሙንን ካለኦት ኣካላትን ብመንግስቲ ቐጠር ንዝተገብረ ጻዕሪ፥ ምፍታሕ ናይቶም ዲታቶር ኢሳይያስ “ዝኣሰርክዎም የብለይን” ክብሎም ዝጸነሐ ጂቡታውያን ምኽንያት ብምግባር ሞጎሶም ገሊጾም።

እዚ ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ወሽመጥ፡ ፖለቲካውን ቊጠባውን ምሕዝነት ናይ ሽድሽተ ሃገራት ዓረብ ኮይኑ፡  ብግንቦት 1981 ኣብ ሱዑዲ ዓረብ እዩ ተመስሪቱ። እተን ነዚ ምሕዝነት’ዚ ዝመስረታ ሃገራት  ከኣ ሱዑዲ ዓረብ፥ ሕብረት ዓረብ ኢማራት፥ ቐጠር፥ ባሕረይን፥ ዖማንን ኲወትን እየን።

ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከምቲ ነቶም ምስኡ ተጋዲሎም፥ ህይወቶም ንህዝቦምን  ሃገሮምን ዘወፈዩ፡ ኣብ ጎዳጒዲ ኣእትዩ ዘማስኖም ዘሎ፡ ከምኡ እውን ኣብ ጂቡቲ ብሰንኪ ጻሕታሪ ፖሊሲኡ ተኣሲሮም ዝሳቐዩ ዘለዉ ኤርትራውያንከ መጻኢ ዕድሎም እንታይ ከክኸውን እዩ? እቶም ኣብ ኤርትራ ፈቐዶ ጐዳጉዲ ዝኣሰሮም፡ ገሊኦም ብህይወቶም ዘለዉ ገሊኦም ከኣ ዝሞቱ እዮም። ነቶም ዝሞቱ ኣይኣሰርክዎምን ኢሉ’ኳ ክኽሕድ እንተደለየ፡ ነቶም ብህይወቶም ዘለዉ ከኣ ገበኑ ንክሓብእ ዘውጽኦም ኣይመስለናን። ስርዓት ኤርትራ ፍትሓዊ ነይሩ እንተዝኸውን፡ ነዞም ተገዲዱ ዝፈትሖም ንክፈትሕ መንጎኛ እውን ኣይመድለዮን። ኮይኑ ግን ነቲ “ፍትሓውነት” ዝብል ኣምር ኣንጊሁ ዝተሓረሞ ስለዝኾነ፥ በዚ ሕጂ ኣብ ልዕሊኡ ዝግበር ዘሎ ሓያል ጸቕጢ ተገዲዱ ነቶም ኣብ ትሕቲ ማእሰርቱ ብህይወቶም ዘለዉን፥ ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ጂቡቲ ዝማስኑ ዘለዉ ኤርትራውያንን ሓዊስካ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክልቀቑ ተስፋ ደኾን ይህልዎም ይኸውን?

እዚ  ብመንግስቲ ቐጠር ዝተበገሰ መንጎኝነት፥ ነቶም ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝነበሩ ደቂ ጅቡቲ ጥራይ ዲዩ ወይስ እንተላይ ነቶም ኣብ ጂቡቱ ተኣሲሮም ዘለዉ 19 ኤርትራውያን ወተሃደራት እዩ ነይሩ ዛጊት ዝተፈልጠ የለን። ብባህሪያት ዲክታቶር ኢሳያስ ክግመገም እንከሎ ግና፡ ጉዳይ’ቶም ኣብ ጂቡቱ ዝተኣስሩ ዜጋታት ክዛረበሎም ይትረፍ ኣይናተይን እዮም ከይብል’ውን የስግእ እዩ። በቲ ይኹን በዚ ግና እቲ መንጎኝነት ንኽልቲኡ ሸነኽ ክኸውን መተገበአ። ንሓደ ሸነኽ ጥራሕ እንተኾይኑ ግና ዘራይ እምበር ናይ መንጎኝነት ባህሪ ውን የብሉን ክበሃል ይከኣል። ስለዚ መንግስቲ ቐጠር ትኹን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት፡ ኣብ ኤርትራን ጅቡትን ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝማስኑ ኤርትራውያን ከም ዘለዉ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ነዚ እሱራት ናይ ምፍታሕ ጻዕሮምን ተጽዕኖኦምን ዝያዳ ከዛይዱ ይግባእ ንብል።

معنـْــوِناً رسالته القوية الي كلٍّ من المفوضية الاوربية، الاتحاد الاوربي، دوله الأعضاء، الحكومة الارترية، اتخذ البرلمان الأوربي قراراً تاريخياً بخصوص أوضاع حقوق الانسان في ارتريا والتي أوضح البرلمان أنها بحاجة الي دراسة جادة وتقصٍّ دقيق.

 

في هذا القرار الصادر في العاشر من مارس 2016م أكد البرلمان أن أهم أسباب ترك الارتريين بلادهم والتشرد في أنحاء العالم الوضع المتردي لحقوق الانسان وبرنامج السخرة والعبودية المستمرة والمسمى زوراً بالخدمة الوطنية الإلزامية. هذا وقد ربط القرار بين الوضع الحالي وما صدر سابقاً عن مجلس الأمن الدولي بخصوص ما لحق باللاجئين الارتريين من أضرار في بلادهم ارتريا.

 

 

من جهةٍ أخرى أعرب البرلمان الأوربي عن أسفه البالغ لِــمَــا سبق أن صادق عليه الاتحاد الأوربي من منح ارتريا دعماً بمبلغ 200 مليون يورو دون الأخذ في الاعتبار مخاوف وتحفظات البرلمان الأوربي حول الوضع الإنساني في ارتريا.  

 

 

استضاف البرلمان الأوربي من الارتريين في جلسة قراره هذا كلاًّ من القسيس الكاثوليكي/ موسيي زرءاي المرشح لجائزة نوبل وكبروم دافلة هوسباي نائب وزير المالية الارتري السابق.

 

 

الارتريان المشاركان في الاجتماع ناشدا الاوربيين مقاومة تلك المنحة لارتريا مؤكدين علي أنها لن تزيد أوضاع الارتريين عامة واللاجئين منهم خاصة إلا سوءاً علي سوء.    

يجدر بالذكر أن أعضاء البرلمان اتخذوا القرار الخاص بوضع ارتريا الحالي بعد مناقشة عميقة ومطولة. وقد أكدوا علي أن مساعدة ارتريا الملقبة اليوم ب(كوريا الشمالية الافريقية) لا يصب في مصلحة الشعب الارتري بل علي العكس يفاقم أوضاعه أكثر فأكثر.

 

من جهةٍ أخرى أعرب البرلمانيون الأوربيون عن أنهم لا يعترضون علي الاستمرار في منح ارتريا المساعدات الإنسانية وغيرها، بشرط أن تذهب الي الشعب صاحب المصلحة الحقيقية فيها، علي أن يربط ذلك بمطالبة والتزام حكومة ارتريا بالكف عن ما تمارسه من انتهاكات فظيعة لحقوق الانسان وتحسين وترشيد إدارتها لاقتصاديات البلاد.

في الوقت الذي دعا فيه البرلمان الاروبي الي الوقف الفوري لبرنامج الخدمة الوطنية غير محدود الأجل، أكد أن لجنة التحقيق التي كلفتها مفوضية الأمم المتحدة لحقوق الانسان بدراسة حالة حقوق الانسان في ارتريا تدرس الآن ما تقوم به حكومة ارتريا من استعباد المواطنين باستثمار عملهم بالسخرة تحت ستار الخدمة الإلزامية والقتل العمد لمجتازي الحدود من الارتريين وغير ذلك من سياسات وممارسات ترقى الي مستوى الجرائم ضد الإنسانية.

 

القرار الاوربي أيضاً لفت النظر الي سياسات اليد الطويلة لحكومة ارتريا المتمثلة في الممارسات غير السوية لسفاراتها والأجنحة الخارجية لمؤسساتها الحكومية مثل منظمتها للشباب تجاه المهاجرين واللاجئين الارتريين مثل فرض ضريبة ال2% التي تفرضها السفارات والقنصليات الارترية وغيرها من الضرائب والإتاوات. كذلك أشار القرار الي محاولات نظام اسمرا تبييض وجهه في الخارج بالتصدي القانوني والإعلامي للحملات الموجهة ضد جرائمه وممارساته المشينة مثل حادثة هولندا مؤخراً والتي رفع فيها أحد قادة الذراع الشبابي الخارجي للحزب الحاكم في ارتريا دعوى قضائية ضد ناشطين هولنديين يرصدون جرائم النظام الارتري علي رأسهم الحقوقية الهولندية البروفيسور/ مريام فان رايزن.

 

ناشد البرلمان كل مؤسسات الاتحاد الأوربي السياسية والمالية أن تراجعه مسبقاً في كل ما تتخذه مستقبلاً من قرارات بهذا الخصوص. 

   

هذا وقد جاء في التصريح الصحفي المشترك لماري كرستين والقسيس/ موسيي زرءاي أنه لا يوجد في ارتريا اليوم حكم قانون، وقال داعية حقوق الانسان الارتري القسيس/ موسيي زرءاي أن الاتحاد الأوربي بات يوزع الأموال علي الدكتاتوريين متغاضياً عن خطورتهم علي شعوبهم وبلدانهم.

 

السيد/ كبروم دافلة هوسباي نائب وزير المالية الارتري السابق قال بدوره: إن ما يعانيه الارتريون بالداخل أو الخارج لا يعود لأسباب اقتصادية بل ولا لأسباب مالية تحديداً، إنها قضية حقوق وحريات، أين ارتريا من حقوق الانسان الأساسية؟

 

الناشطة الحقوقية الهولندية البروفيسور/ مريام فان رايزن تحدَّت تعلــُّــل الاتحاد الاوربي في منحه المساعدات لنظام اسمرا بالتفاؤل بإنهاء برنامج الخدمة الوطنية، معلنةً أنها تتحداهم أن يقوم النظام الارتري بذلك.

| BELGIUM

| 22 MARCH 2016 

The Socialist International condemns without reservation the cowardly and indiscriminate terrorist assault on innocent civilians in the heart of Brussels and at Zaventem airport, and expresses its deepest sympathy and solidarity with the victims of these despicable acts, the local emergency services, and all the people of Belgium. We extend our sincere condolences to the families and friends of those killed and to all those who have suffered trauma and injuries in the explosions that struck Belgium's capital today.
 
The SI equally stands in support of its socialist members in Belgium, the government of the country and all its institutions as they come to terms with this attack and take measures to catch the perpetrators and protect citizens. We look forward to the apprehension of all those responsible for the planning and execution of today's bombings and for justice to be carried out.  
 
Now is a time for all decent people around the world to unite in defence of the universal values of freedom, tolerance and peace, and reject the chaos, destruction and fear caused by terrorism. These acts are above all an attack on our way of life, and the number of major terrorist attacks in recent months in different locations around the world has demonstrated that this is a threat which requires a united global response.
 
The Socialist International once more calls on all its member parties and the entire international community to join in a comprehensive response to terrorism in order to eliminate this scourge without sacrificing the fundamental freedoms and rights that these attacks seek to undermine.

Tuesday, 22 March 2016 21:27

EPDP Chairman in Paltalk Room Smerr 1

ኣብ ሓንቲ ሃገር ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ ዝህሉ፥ እቲ ኣብታ ሃገር ዝነብር ዜጋ ዝኣምነሉ ሕግ-መንግስቲ ምስ ዝሕንጽጽ፥ ባዕሉ ዝመረጾ መንግስቲ ምስ ዝህልዎን፥ እቲ ዝተመርጸ መንግስቲ እውን ኣብ ትሕቲ ምእዙዝነት ህዝቢ ምስ ዝኸውን እዩ። ካብ ምቁጽጻር ህዝቢ ወጻኢ ኮይኑ ዝትከል ስርዓተ- መንግስቲ ግና ተሓታትነትን ግሉጽነትን ኣየውሕስን። ህዝቢ ዝቆጻጸሮ መንግስቲ ማለት በቲ ህዝቢ ይውክሉኒ እዮም ኢሉ ዝመረጾም ሰባት ኣቢሉ ይቐውም። እዚ ባይቶ ወይ ፓርላማ እዩ ዝበሃል። ከመይሲ ህዝቢ ብምሉኡ ኣባል ባይቶ ከኸውን ስለዘይክኣል። ግሪኻውያን፥ ኩሉ ህዝቢ ዝሳተፈሉ ኣገባብ እዮም ዘካይዱ ዝነበሩ። እዚ ግን ግዜ እናወሰደ ኣብ ዝኸደሉ ተግባራውነቱ ምስቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዝነበረ ቁጽሪ ህዝቢ ክሳነ ኣይከኣለን። በዚ ዝኣክል ኣብ ክንዲ ተሳትፎኣዊ ዲሞክራሲ፥ ውክልናዊ ዲሞክራሲ ዝብል እናተተከአ መጸ።

 

እቲ ብውክልናዊ ዲሞክራሲ ዝመሓደር፥ ንኹሉ ብዙሕነታዊ ምስሊ ሕብረትሰብ ናይ ሓንቲ ሃገር ወኪሉ ብዝምስረት ባይቶ ኣቢሉ እዩ ዝግለጽ። እዚ ካብ ህዝቢ ዝወጽእ ባይቶ እዚ ብተዘዋዋሪ መገዲ ናይ ተሳትፎኣዊ ዲሞክራሲ ምልክት ኣለዎ። ልክዕ እዩ መላእ ሕብረተሰብ ኣባል ናይ ባይቶ ክኸውን ዘይከኣል እዩ። ብውከልቱ ኣቢሉ፥ ነቲ ንሱ ዝመረጾ ባይቶ ክቆጻጸር ይኽእል። ይኹን እምበር ዝኾነ ይኹን ዝምስረት ባይቶ ኣሳታፊ ክኸውን ከሎ እዩ፥ ኩሉ ሓንጎፋይ ኢሉ ክቕበሎ ዝኽእል። ምኽንያቱ እቲ ንመላእ ሃገር ዝምልከት ሕግታትን መምርሒታትን ክውጽእን ርእይቶታት ክፈልጥን እንተኾይኑ ተሳትፎ ህዝቢ ክህሉ ኣለዎ። ብዝተረፈ ሰለስተ ርብዒ ናይ ሓደ ህዝቢ ተሰማሚዑ ሓደ ርብዒ ምስ ዝቦኲር እቲ ስምምዕ ሃገራዊ ጥምረትን ስኒትን ኣይፈጥርን እዩ። በዚ ዝኣክል እቲ ድሌት መላእ ህዝቢ ክማእከል ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ ይበጽሕ እሞ፥ ምዕሩይን ዲሞክራሲያውን ዝኾነ ምሕደራ ሱር መሰረቱ ይብሕጎግ።

 

በዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ መሰረት ኣብ ኤርትራ ባይቶ ኣሎዶ እንተልና ምናልባት ኣሎ ኢሉ ዝምልስ ክህሉ ይኽእል። ህላወነቱ ዘይኮነስ ኣገባብ ኣመሳራርትእኡ እዩ እቲ ዘገድስ። ካብዚ ብምብጋስ፥ ኣብ ኤርትራ ንህዝቢ ኤርትራ ዝውክል ባይቶ የለን። ንህዝቢ ካብ ዘይውክል ከኣ ቅኑዕ መሕደራ ይኹን ኣንፈት ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ክህሉ ኣይክእልን እዩ። እቲ ክህሉ ዝኽእል ናይ ገባትን በሓትን ኣገባብ ምሕደራ እዩ። እዚ ከኣ ነቲ ህዝብን ሃገርን ቀሳነት ከሊኡ ኣብ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ማሕበራውን ቅልውላው የእትዩ ህዝቢ ፍትሒ ይስእን እሞ ንኣደዳ ስደትን ውርደትን ይቃላዕ። ብተወሳኺ ተወጻዕትን ተረባሕትን ዝፍጠረሉ ህሞት ይኸውን እሞ እቲ ዝወሓደ ነቲ ዝበዝሐ ይዶቚሶ። ስለዚ ህዝባዊ ሰረት ዘይብሉ ወይ ከኣ ኣሳታፊነት ብዝጐደሎ ዝምስረት ባይቶ ከይዱ ከይዱ ንቅልውላውን ምፍልላይን እምበር ንስምረትን ውህደትን ዘውሕስ ኣይከውንን።

 

ንሕና እቶም ደለይቲ ፍትሒኸ ካብዚ ሕጽረት እዚ ናጻ ዲና ዝብል ሕቶ ከልዓል ይኽእል። ምኽንያቱ እቲ መብዛሕትኡ ቀልቢ ደምበ ተቓውሞ፥ ኣብ ከመይነት ኣነ ይዕብልልን ድምጸይ የስምዕን ዝብል እምበር ከመይ ሃገራዊ መልክዕ የትሕዝ ኣይኮነን ዘሎ። በዚ እንኸዶ ዘለና ኣገባብ፥ እቲ ሓቂ ፍሉጥ ክንሱ ንሓቂ ጓዕጺጽናዮ ክንስጉም ከምዘይንኽእል ግዜ የርእየና ኣሎ። ኩልና ናይ ስርዓት ለውጢ ንደሊ ኢና፥ ምእንትኡ እውን ንቃለስ ኣሎና። ግን ከኣ ነቲ ኩሉ ዝሳተፎ እዩ መሰረታዊ ለውጢ ዘውሕስ ዝብል ኣምር ንጎድኒ ገዲፍና ፊን ብዝበለና ንጎዓዝ። ብኣፍ ከኣ መስረታዊ ለውጢ እምበር ጽገናዊ ለውጢ ኣይንደልን ዝበሃል ጭርሖ ነልዕል። ስለዚ ኩልና ብጉዳይ ሃገር ክንሓስብ ከሎና እቲ ከነመዝግቦ እንደሊ መሰረታዊ ናይ ስርዓት ለውጢ፥ ተሳትፎ ናይ ኩሉ ዜጋ ምስ ዘውሕስ ጥራሕ እዩ ክረጋገጽ ዝኽእል። ካብዚ ተረድኦ እዚ ኢና እምበኣር ንዝኾነ ይኹን ዝምስረት ባይቶ ሓባራዊ ሓላፍነት ተሰኪምና ንሓባራዊ ተሳትፎ ዝዕድም ኣገባብ ክነትሕዞ ዝግበኣና።

 

ድራር መንታይ

ብዕለት 20.03.2016 ጨንፈር ፍራንክፎርትን ከባቢኣን ምዱብ ወርሓዊ ኣኼባኡ ኣካይዱ። እቲ ኣኼባ ሓው ታደሰ ኣስመላሽ ኣቦመንበር ጨንፈር ብዘቕረቦ መኽፈቲ ቃል'ዩ ሰዓት 02፡00 ድ.ቀ. ተጀሚሩ። ድሕር'ዚ ኣጀንዳታት ኣኼባ ተገሊጹ። ዛዕባታት ኣኼባ፡-

  1. ውሽጣዊ ኣሰራርሓናን ዲሲፕሊንን፤
  2. እዋናዊ ሰልፋዊ ንጥፈታትን ወጻኢ ካብ ሰልፊ ዘለዉ ኩነታትን፤
  3. ጉዳይ መንእሰያት፤
  4. ኣስተምህሮ ብዛዕባ ወራስን ኣውራስን፤ ዝብሉ እዮም ኔሮም።

ኣብዚ ወርሒ‘ዚ ኣህጉራዊ በዓል ደቀንስትዮን ዓመታዊ በዓል ተጎሩባን ከምዝነበሩን፡ ዕላማታቶም እንታይ ምዃኑን ብዘይ ብእኦም ዝኾነ ማሕበራዊ ለውጢ ክካየድ ከምዘይክእልን ተገሊጹ። ሰልፍና፡ ጉዳይ ደቀ-ንስትዮን መንእሰያትን ፍሉይ ኣቓልቦን ጽዑቕ ቃልስን ክግበረሉ ከምዘሎዎ ስለዝኣምን ድማ፡ ንእኦም ዝምልከት ኣብያተ-ጽሕፈት ኣቚሙ ብግቡእ ውዱብን ንጥፈታቶም ከካይዱ ከምዘሎዎም ኣብ ሰልፋዊ ጉባአኡ ከምዘጽደቐ ተገሊጹ። ብተወሳኺ ውግእ ተጎርባ ብ15.03.1964 ዓ.ም. ሰራዊት ተ.ሓ.ኤ.፡ ኣንጻር ጦር-ሰራዊት መግዛእቲ ንመጀመርያ ግዜ ፊት ንፊት ዝገጠሙላን፡ ዕዉትን ኣደናቕን ዓወት ዝተጐናጸፉላን ከምዝነበረት መብርሂ ተዋሂቡ። ቅድሚ እቲ ዕለት እቲ፡ ገዛኢ ሓይሊ ኢትዮጵያ ነቲ ተባሪዑ ዝነበረ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምጥፋእ ብፊልድ-ፎርስ ዝጽዋዕ ዝነበረ ሓይሊ ፖሊስ እዩ ንሰራዊት ተ.ሓ.ኤ. ዝሃድኖም ኔሩ። ኣብ ተጎርባ ዝተባህለ ቦታ ታሕታይ ባርካ ግን ንመጀመር ግዜ ጦር ሰራዊት ኣሰሊፉ ዝገጠመላን ዝሓፈረላን ስለዝኾነት፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዓባይ ናይ መቐይሮ ዕለት ከምዝኮነት ብዝርዝር መግለጺ ተዋሂቡ።

DSCN0028ኣኼበኛ ዝተዘራረበሎም ቀንዲ ጉዳያት ድማ እቶም ሳልሳይን ራብዓይን ዛዕባታት ኮይኖም፡ ኣብዚ መግለጺ እዚ፡ መንእሰያትና ታሪኽን ባህልታትን ሃገሮም ብግቡእ ክፈልጡን፡ ክወርሱዎም ዝግብኦም እወንታዊ ጉዳያትን፡ ክእርምዎም ዘሎዎም ኣሉታታትን ከለልዩን ውዱብ ቃልሲ ከምዘድልዮም ተገሊጹ። መንእሰያት ኣብ‘ዚ ጉዳይ‘ዚ ከድምዑ እንተደኣ ኮይኖም ድማ ወጻኢ ካብ ውደባ ኮይኖም ነቲ ቃልሲ ኣማዕድዮም እናረኣዩዎ ዘይኮነስ፡ ተወዲቦም ተካእቲ ናይ ምዃን ዓቕሚ ኣጥርዮምን ንቕሓት ደሊቦምን ጥራሕ ከምዝኾነ ዝምድና ወራስን ኣውራስን ከመይ ክኸውን ከምዘሎዎ ሰፊሕ መግለጺ ተዋሂቡ።

መንእሰይ ክብሮም ዓንዶም፡ ነቲ ብመንእሰያት ህግደፍ ኣብ ሆላንድ ዝተገብረ ጉዳይ ጠቒሱ፤ እዞም መንእሰያት እዚኣቶም ኣብ ሃገሮም ዘሎ ጸረ ሕጊ ዝኾነ ስርዓት ዘይተቓወሙስ፡ ኣብ ዓዲ ሕጊ መጺኦም ንክኸሱ ዝተዋህቦም ዕድል ተጠቒሞም ክጽይቑ ፈቲኖም።፡ ግን ከኣ ሕጊ ብኣገባብ ኣንተዘይተጠቂምካሉ ተመሊሱ ስለዝሃስየካ፡ ስዒርዎም። ኣብ ካልእ ቦታታት ከኣ መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም ብዙሕ ጸይቅታት ዝገብሩዎ ንዘሎዉ ንምቅዋም፡ ንሕና መንእሰያት ውዱብ ዝኾነ ቃልሲ ከነካይድ ኣሎና ብምባል ሰፊሕ መግለጺ ሂቡ። ብተወሳኺ ድማ፡ ንሕና መንእሰያት ኣብ ዓዲ ዲሞክራሲን ሕግን መጺእና፡ ካብኦም እንመሃሮ ብዙሕ ነገራት ስለ ዘሎ፥ ንመሃር፡ መሰልና ነለሊ፡ ዘርም ዘርሞ ከይንተርፍ። ንመሰልና‘ውን ንጣበቕ፡ ኣነ ብቀዳምነት መሰለይ ከይትንከፍ እየ ዝቃለስ፡ ንመሰሉ ዘይቃለስ ሰብ ንመሰል ካልኦት ደው ክብል ኣይኽእልን እዩ፡ ዝብል ማዕዳ‘ውን ኣቕሪቡ። ኣብ ጉዳይ እገዳ ክዛረብ ከሎ ድማ፥ መላኺ ኢሳያስ ዓለም ስለ ዝኣገደቶ ናይ ዓቕሊ ጽበት ብዙሕ ክዛረብ ጸኒሑ። እቲ ሓቂ ግን ንሱ ካብ ሜዳ እትው ምስ በለ ኣትሒዙ እዩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እገዳ ኣካይዱ፥ ስለዚ ንሕና መንእሰያት ግቡእና ንግበር ውደባናን ቃልስናን ነበርትዕ ክብል ኣስፊሑገ ሊጹ።

DSCN0029ብተወሳኺ ሓው ንጉሰ ጸጋይ ኣብ ጉዳይ እገዳ መግለጺ ሂቡ። ኣብ መግለጺኡ፡ ህግደፋውያን ንእገዳ ኣንጻር ህዝብን ሃገርን ዝተወስደ ስጉምቲ ጌሮም ዘይትርጉሙ እናሃቡ ንህዝቢ የደናግሩ ከም ዝነበሩ ዝዝከር እዩ። ክዕወትሉ ግን ኣይካኣሉን። ሕጂ ድማ ትንፋስ ዝረኸቦ መሲልዎም ንጉዳይ ስደተኛታት ኣመልኪቱ ዝግበር ዘሎ ፈተነታት ኣብ ኣገልግሎቶ, ዝውዕል መሲልዎም፡ ዓለም ገጽ ከምዝመለሰትን ቆላሕታ ከምዝገበረትሎምን ኣምሲሎም ብምግላጽ ኣብዘይወጽእ ሓሶት ተሸሚሞም ከምዘሎዉን ጠቒሱ። እቲ እገዳ ግን ወዮ ዳኣ ኣይተተግበረን እምበር፡ ኣንጻር መራሕቲ ህግዲፍን ትካላቱን እዩ ነይሩ። ብዛዕባ ንኤርትራ ዝምልከት ሓገዝ ድማ፡ ምትህርራፎም እንተዘይኰይኑ ገና ኣብ ግብሪ ኣይወዓለን፤ ብወገና ግን፡ እቲ ሓገዝ ነቶም ኣብ ሱዳን ኢትዮጵያን ዘሎዉ ስደታኛታት ኤርትራውያን ክወሃብ ከምዘሎዎ ደጋጊምና ኣተሓሳሲብና ኢና ብምባል መግለጺ ሂቡ። ብተወሳኺ‘ውን ምውራስ ካብ ታሪኽ ስለ ዝብገስ፡ ኣቐዲምካ ታሪኽ ህዝብኻን ሃገርካን ባህልኻን ምፍላጥ የድሊ፤ ነቲ ኩሉ ዝተፈጸመ ሃገራዊ ጀግንነትን ተበጃውነትን፡ በቲ ሕጂ ዝርአ ዘሎ ጥልመትን ሕሰምን ንታሪኽና ዘደብዝዝን ተግባር ህግደፋውያን ጥራሕ መዚንና፡ ንዝሓለፈ ታሪኽ መስዋእትን ቃልስን ህዝብና ኣይነጥፍእ፡ ነዚ እንተዳኣ ክሒድና ኤርትራ እትብገሰሉ ታሪኽን ባህልን እውን ኣይክህልዋን እዩ፡ ዝብል ማዕዳ ንመንእሰያት ለጊሱ።

በዚ ድማ፡ ኣኼባ ኣብ ምዱብ ሰዓቱ ብዝኽረ ሰማእታት ተዛዚሙ።

/

Israel May Be Trafficking Former Eritrean Slaves
 
This article, by Peter Dorrie suggests that Israel is trading Eritreans for weapons.
Martin
Source: Warisboring
 
 AfricaIsrael March 15, 2016 Peter Dörrie 1

Israel May Be Trafficking Former Eritrean Slaves

In Uganda’s capital Kampala, a sign in Eritrean script points the way to a back alley. There’s a small hotel here with only a few rooms, most of them empty. In room number eight an old man sits on a worn-out sofa. His trousers and shirt are stained and he wears flip-flops. His arms are covered in scars.

The old man’s lawyer sits next to him. Both have requested anonymity. “He has gone through a lot,” says the lawyer. He speaks to his client in Tigrinya, the official language of Eritrea.

The old man — we will call him Aman — describes how he wound up in this dingy hotel in Uganda. And he’s not alone. Aman’s tale is representative of thousands of Eritrean refugees who have been caught up in the deadly nexus of the illicit arms trade … and human trafficking.

Icono WIB

The pattern is often the same. Refugees fleeing one of the most repressive regimes in the world get stuck and eventually arrested in Israel, which bills itself as the only democracy in the Middle East.

Years later, Israel deports them to Rwanda, which passes them on to Uganda and sometimes South Sudan, where the refugees suffer harassment by agents of the regime they were trying to escape in the first place. Their only hope is to begin the dangerous journey through the Sahara again, paying thousands of dollars in fees and bribes to traffickers and border guards.

Many die along the way.

In exchange for helping Israel to get rid of its unwanted refugee population, East African military and intelligence officers travel to Israel to receive training and go on shopping sprees for high-tech military hardware. Refugees, especially from Eritrea, have become a kind of currency in arms deals between some of the world’s shadiest and most corrupt governments.

Eritrean refugees arrive in Romania. U.N. High Commissioner for Refugees photo

Eritreans have been fleeing their home country in droves for years now — and with good reason. The regime of the East African country on the Red Sea is second only to North Korea in its repressiveness. Many Eritrean refugees flee the country to escape compulsory military service. Officially instituted by Pres. Isaias Afewerki in 1995, conscription was supposed to provide the necessary manpower for Eritrea’s army. But it quickly devolved into an instrument of repression and exploitation.

For those who can’t afford to bribe officers or government officials, enlistment is essentially indefinite and targets both men and women up to the age of 50. Conscripts receive very little military training and are forced to work on infrastructure projects and in agriculture while receiving less than $30 per month in compensation. Female conscripts are frequently victims of sexual violence.

While some young adults manage to dodge the draft, they live in constant danger of being discovered and can’t access higher education or formal employment. Refugees interviewed for one 2013 study reported to have served an average of six years in the military prior to their escape, with some having served more than double that. For all intents and purposes, military service in Eritrea is a form of slavery.

Aman, the old man in the hotel, says he didn’t flee because of conscription, but the rest of his story is similar to those who do. A high-ranking officer in the Eritrean army, he had to flee the country in 2008 after refusing to carry out an order from Afewerki.

Passing through Sudan and Egypt, he tried to reach Israel by crossing the Sinai Peninsula. There he was abducted by local bedouins. His family had to pay them a $25,000 ransom. If he had refused or had been unable to pay, his abductors threatened to cut out his kidney and sell it on the black market.

Eritrean asylum-seekers wait to board a ferry in Greece. U.N. photo

Aman’s experience of abduction and ransom is the norm rather than the exception for Eritrean refugees who pass through the Sinai, says Mirjam van Reisen, a Dutch scholar and co-author of the 2014 report “The Human Trafficking Cycle: Sinai and Beyond.”

“Because of the long history of Eritreans fleeing their home country, they form a large, tightly-knit expatriate community abroad,” van Reisen tells War Is Boring. “Combined with the desperate need of people to escape the Eritrean regime, this makes them an attractive target for abductions and ransom demands.”

Van Reisen’s report details many cases of Eritreans who suffered tremendous abuse on their way from Eritrea to Israel and other destinations, at the hands of both criminals and government security agents.

Aman’s captors set him free on the Egyptian-Israeli border, from where he was able to cross into Israel.

In theory, his plight should have ended here. Under the 1951 Refugee Convention, to which Israel is a party, host countries are required to treat refugees fairly, give them access to the labor market and guarantee their freedom of movement. Importantly, host countries are explicitly forbidden to expel refugees, especially “in any manner whatsoever to the frontiers of territories where his life or freedom would be threatened.”

Migrants sneak into Hungary. Photo via Wikipedia

Unfortunately for Aman and thousands of other refugees from Eritrea and beyond, the Israeli government completely disregards its obligations under international law. Politicians refer to refugees as “infiltrators.” Current Minister of Culture and Sport Miri Regev called displaced people “a cancer in the body” of the nation.

For several years Aman was able to live and work in Israel, cleaning rooms to make a living and learning Hebrew. Every three months, he stood in line at the immigration authority to prolong his papers.

That changed suddenly in July 2014. “They took my papers and locked me up in Holot,” Aman says. Both Holot and nearby Saharonim are camps in the middle of the desert close to the Egyptian border. Around 50,000 refugees, most of them Africans, are housed at these facilities. While inmates of Holot are allowed to own mobile phones and keep in contact with the outside world, Saharonim is comparable to an actual prison.

Both facilities represent a clear breach of Israel’s obligations under international law, organizations such as Human Rights Watch and Amnesty International have said. Former interior minister Eli Yishai made clear their purpose. As long as Israel was unable to deport all asylum seekers, he said he would “lock them up to make their lives miserable.”

And in December 2012, Prime Minister Benjamin Netanyahu said that his party would move to the “second stage, that of repatriating the infiltrators who are already here.” Every month people would be repatriated “until the tens of thousands of people who are here illegally return to their countries of origin.”

Migrants arrive in Germany under heavy police security. Photo via Wikipedia

Officially, those refugees who leave do so “voluntarily,” but in reality they face either indefinite detention or simply have no choice at all, as was the case with Aman.

Eighteen days after his initial arrest, he says, he and five other Eritreans were escorted by uniformed security guards and two men in civilian clothes to the airport in Tel Aviv. He didn’t go through any passport or security checks and did not receive any documents. Instead, an official gave him $3,500 in cash, for which he had to sign a receipt, and then he got put on a plane.

Most refugees get deported on commercial airlines such as Turkish Airlines or Ethiopian Airways, but Aman says his plane “was small.” The other passengers were official-looking and wore passes on lanyards around their necks. Aman says he thinks they were diplomats. There were also bodyguards on board, complete with small Secret Service-style earpieces.

Nobody told him where the flight was going to. “Only when I saw the airport building, I knew — we are in Rwanda,” he says.

The official-looking passengers left the plane and were driven away in sedans with blue lights. “I was led away by Rwandan agents in civilian clothes,” Aman recalls. Again, he passed no official controls or checks. Nothing documents his entry into Rwanda. Together with the other Eritreans he was driven to a house in the capital Kigali. “The guy who set us up at the house introduced himself as John.”

Migrants arrive by boat in Greece. Photo via Wikipedia

Many Eritreans, even those who arrive in Rwanda on commercial airliners, confirm this chain of events. All describe the same house and the same “John,” who told them that the Israeli government would pick up the tab for three nights of lodging. John would return on the second day and tell them that a car would wait for them the next morning and would bring them to Uganda. The car ride would cost them each $250.

Aman was brought by said car to the hills on the Ugandan border, from where he was guided by a shepherd across the border, again without passing through an official crossing. At no point was he offered the opportunity to apply for asylum in Rwanda, as would be required by international law.

On the Ugandan side, a minibus awaited the Eritreans. The driver again demanded $250, this time to bring the group to Kampala. Just outside the city, the driver received a phone call and stopped. Shortly thereafter, an SUV pulled up and two Eritreans stepped out. They greeted the driver, demanded more money from the passengers and finally brought them to the dingy hotel in one of Kampala’s back alleys.

It is hard to overstate how irregular this procedure is. The techniques employed in the transfer of refugees such as Aman from Israel to Rwanda and onward to Uganda are comparable to those of sophisticated human-trafficking operations. But the details leave no doubt that all of this happens with government participation.

A Ugandan Su-30 fighter. Photo via Wikipedia

Both Rwanda and Uganda are tightly-run authoritarian states with incredibly well-resourced militaries and intelligence services. There is no conceivable way that the security establishments of both countries are not aware of the movements of refugees like Aman, and in Rwanda’s case the government seems to be actively participating.

But officially, all participating governments deny the existence of a deal to facilitate the deportation of refugees from Israel. “Israel is a good friend of Rwanda and we work together closely, especially in the fields of agriculture and technology,” Rwanda’s foreign minister Louise Mushikiwabo said. But there is “no special package” for the refugee question, she added.

While this “has been discussed” in earlier negotiations with Israel, “negotiations ultimately weren’t finalized.” Ugandan authorities also said that they were unaware of any deal.

So why is this trade in refugees conducted in secret when the Israeli public should be overwhelmingly in favor of it and African countries such as Rwanda could find ways to justify their actions? Maybe the reason for so much secrecy is not the government-sanctioned human trafficking, but what Rwanda, Uganda and other African countries get in return for taking refugees from Israel.

When the deal was first discussed around 2013, the Israeli government openly floated the idea of providing military hardware and training at heavily discounted prices, or even for free, to the participating African countries. The packages would also include agricultural and technological assistance.

Uganda has acquired Orbiter 2 drones. Aeronautics Systems photo

At the time, government officials said that they were “close” to finalizing these deals. And indeed, Rwanda entered into a partnership agreement with Israel in 2014, and Israeli businesses invested heavily in the Ugandan agricultural sector in the following years. Conspicuously absent from any official celebration of the agreements was any mention of either refugees or arms.

A Ugandan official even told Vice that “no such agreement is in place between Uganda and Israel” and that “Uganda fully respects and encourages state parties to respect rights of refugees, including the principle of ‘non-refoulement’ and burden sharing.”

Strangely, though, this was also the exact period when pro-refugee organizations began to report the first cases of “voluntary” deportations of African refugees to Rwanda and Uganda. And at the same time, Israel suddenly embarked on a program of close cooperation with African countries in the defense sector.

Traditionally, Uganda and Rwanda have been close military allies of the United States and the United Kingdom. America has spent billions of dollars on military training and equipment for East Africa. As a result, the Rwandan and Ugandan militaries are among the most capable and effective on the continent.

While Rwanda’s army primarily focuses on internal security and projecting the country’s influence into the volatile Democratic Republic of the Congo, as well as contributing substantial forces to U.N. peacekeeping operations, Uganda has taken on the role of a veritable regional military superpower.

11983305234_3c57363f95_kRwandan soldiers deploy to Central African Republic. Rwandan government photo

Ugandan soldiers are fighting Al Shabab in Somalia as part of an African Union mission and have, at one point or another, intervened militarily in the majority of countries across the region. Uganda’s military provides the forces that secure Pres. Salva Kiir’s position in the South Sudanese civil war, for example.

Rwanda and Uganda have foreign assistance to thank for these military capabilities. The regimes in both countries rely on a constant flow of modern hardware and training from international partners.

Rwanda is a military state with an all-mighty intelligence community that has virtually stamped out internal dissent. The Rwandan government’s main security challenge today emanates from hostile groups active in eastern Congo. To guard against incursions, the Rwandan military covets aerial surveillance equipment, among them modern long-endurance drones. It also requires training and equipment to guard against terror attacks and bombings inside its own borders.

Likewise, this type of high-tech military hardware and know-how is on the shopping list of the Ugandan military, together with other modern surveillance gear, multi-role fighters and air defenses. Pres. Yoweri Museveni, in power since 1986, recently faced a highly contested election that only served to underscore his reliance on the security services to guarantee his continued control of the state. For its international adventures, especially in Somalia, the Uganda People’s Defense Forces have to be equipped and trained in counterinsurgency and close-quarters urban combat.

There is a limited number of countries that offer this sophisticated technology and training and would be willing to provide it to Rwanda and Uganda at the prices that these developing countries can afford.

The U.S. and U.K. have pulled back their cooperation over Rwanda’s support for the M23 rebel group in eastern Congo in 2011, and since, Uganda’s Museveni made clear that he has no intentions of relinquishing power any time soon.

Fortunately for both regimes, a few years ago Israel was searching for a solution to its “infiltrator” problem.

Israel is among the world’s top-10 arms and military services exporting countries and has an incredibly well-developed defense industry, largely focused on providing the capabilities that Israel itself needs — high-tech military systems for counterinsurgency and surveillance. Israel is one of the few countries that exports high-endurance surveillance drones, for example. The Israeli military and Israeli contractors are renown for their expertise in counterterrorism training and doctrine.

Israel has a long history of exporting arms to Africa, but the pace of its exports has picked up substantially over the last few years. Sales doubled between 2012 to 2013, around the time that Israeli officials said that deals for trading refugees against arms were close to being finalized. They rose again by around 40 percent in 2014, reaching the second consecutive all-time high of $318 million, a remarkable increase compared to just $77 million in 2009.

The same year, Israel’s foreign minister Avigdor Lieberman toured several African countries, among the Uganda and Rwanda, with a large group of defense industry executives in tow.

When Uganda’s Museveni visited Israel in 2011, he stopped by the facilities of Israel Aircraft Industries and showed great interest in drones. In the following years, his minister for security Aronda Nyakairima, who also handles immigration, visited Israel frequently. Nyakairima, who has died, was the army’s chief of staff before his government appointment.

Uganda has dramatically expanded its aerial capabilities in recent years, buying Russian Su-30MK multi-role jets and other highly advanced equipment. At Kajjansi Flying School, Uganda’s only flight academy, training is handled by Orlando Barak, an Israeli arms dealer.

Quite a few other Israeli arms dealers are running private security companies in Kampala. When two of them were arrested at Entebbe’s airport in November 2014 in connection with a shady arms deal involving Ugandan special forces, Museveni himself intervened to free them. The special forces, incidentally, are under the command of Museveni’s son, Brig. Muhoozi Kainerugaba.

Rwanda for its part formalized its relationship with Israel in 2015, opening an embassy in Tel Aviv. The first ambassador was Col. Joseph Rutabana, who up to that point served as an undersecretary in the Ministry of Defense with responsibility for procurement. His appointment coincided with a marked increase in deportations to Rwanda.

All three countries treat their arms imports and exports as highly confidential matters of national security. Details on individual deals and transfers are virtually non-existent in the public domain. Still, sources with knowledge of the matter have confirmed to War Is Boring, on the condition of anonymity, that military assistance and cooperation between Israel and Rwanda and Uganda is substantial and linked to the willingness of these countries to accept refugees deported from Israel.

On the surface, this may seem to be just a simple act of Realpolitik, the political elites of these countries simply coming together to satisfy their individual political and security needs. But this perspective glosses over the immense personal suffering that results from this intermingling of the trade in arms and people.

These two trades are responsible for some of the worst suffering in the world, but they are also among the least regulated trading regimes in existence. Where the transfer of foodstuffs and consumer goods is tightly controlled and governments have subjected themselves to independent judicial bodies for oversight, the trade in weapons of all kinds, as well as the treatment of refugees, is governed only by some international agreements that profess great respect to national sovereignty and security. Non-complying states have to fear few consequences apart from diplomatic finger-wagging.

Rwandan soldiers deploy to Central African Republic. Rwandan government photo

Of course, most refugees would prefer to live free in Uganda rather than be imprisoned in Israel, and deportations to a third country are not illegal in all circumstances. But with neither Israel nor Rwanda nor Uganda admitting to any bilateral deals, the refugees face huge problems upon arrival.

“Eritreans are in a very precarious situation when they arrive in Uganda,” Meron Estefanos, a human rights activist and journalist, tells War Is Boring. “The Israeli authorities take away their documents and because the participating governments deny that there is a deal, they have no residency or refugee status in East Africa. Especially Eritreans also live in constant fear of being in some way forced to return to their home country.”

The Eritrean regime treats escapees like traitors, sentencing them to essentially indefinite prison under the harshest and most brutal conditions imaginable.

An obvious solution would be for Uganda to recognize those deported from Israel as refugees and provide them with official documents, but it seems likely that given the scale of the trade, Uganda has made a conscious decision to avoid giving Eritreans and others protection under the law. As many as 262 asylum seekers have “voluntarily” left Israel every month since the beginning of 2015, according to the government.

But these are only a fraction of the up to 50,000 people who are still locked up in Holot and Saharonim, all of whom likely will be deported as soon as possible. Uganda’s government may hope that by not providing these people with permanent status, most will choose to use their money from the Israeli government to try to reach Europe again.

Estefanos says that because they live in constant fear of being caught and arrested by the Ugandan police or discovered by Eritrean intelligence, many Eritreans decide to make another attempt at reaching Israel or Europe. “The money that they receive from Israel lasts them only to Khartoum,” the Sudanese capital, Meron says. On the way they have to pass through South Sudan, which is still in the throes of a civil war.

Those who manage to come up with the funds to continue their journey are likely to again find themselves at the mercy of unscrupulous traffickers, professional abductors or even on one of the many boats that have dragged their passengers to the bottom of the Mediterranean. Their suffering is testament to the intermingling of nationalist and securitized politics, regional military grandstanding, domestic suppression and a system of international trade that makes it easy to treat people like currency to be exchanged for arms.

And it may be the case that instead of facing international scrutiny, Israel’s approach will find imitators. With many European countries struggling with the influx of Syrian and African refugees, some might be interested in getting rid of them on the cheap. If this can be combined with developing new export markets for the domestic defense industry, politicians may be even more inclined to ignore any moral qualms.

This, of course, is terribly short-sighted. It will strengthen criminal smuggling operations, many of which have links to terrorist organizations, because many refugees will just attempt to again reach Europe. And providing regimes like Uganda and Rwanda with even more weaponry and tools to suppress their domestic populations and intervene in neighboring countries will only serve to ultimately increase the refugee population.

Source=https://martinplaut.wordpress.com/2016/03/15/israel-accused-of-trading-eritreans-for-weapons/

BayAreaLogo 1

ኣብ ነብሲ ወክፍ ዓመት ብክብሪ ክትዝከር ዝገብራ ታሪካዊ ምክንያት ደቂ ኣንስትዮ ዓለምና ነቲ ኣብ ልዕሊኤን ዝወርድ ዝነብረ ድርብ ወጸዓን ኣድልዎ ንምውጋድን ኣብ ፖለቲካው፣ ማሕበራዊን ቁጠባውን መድይ ማዕርነታዊ መሰለን ንክረጋገጽ መሪር ቃልሲ ዝስካየዳላን ክሳብ ናይ ሂወት መስዋእቲ ዝከፈላላን ታሪካዊት ዕለት ብምኻና’ዩ። እዚ መሪር ቓልሲ’ዚ ድማዩ ሎሚ ኣብ ዓለምና ሕቶ ደቂ-ኣንስትዮ ሕቶ ሕብረተ-ሰብ መኻኑ ንምእማን ዓቢይ ኣፍደገ ከፊቱ ዝርከብ።

ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ’ውን ኣካል ናይ’ዚ ቃልሲዚ ብምካን ነቲ ኣብ ልዕሊኤን ዝበጽሕ ዝነበረ ድሑር መስፍናዊ  ባህላዊ ተጽዕኖታትን ኣድልዎን ሰንሰሰለት ብምብታክ ንድርብ ወጽዓ ድርብ ቃልሲ ዝብል ጭርሖ ብምልዓል ንኣደራዕ መግዛእትን መሪር በስላታቱን ንምብዳህ መግዛእታዊ ሕሰም ጠቕሊሉ ንከብቕዕን ንዘለወን ባህርያዊ ተፎጥሮኣዊ ጸገማት ብምጽዋር ኣብ መሳርዕ ብረታዊ ቃልሲብምውሓዝ ኣብ ጎኒ የሕዋተን ብምስላፍ ካብ ተራ ሰራዊት ክሳብ ዝለዓለ ናይ ሓላፍነት ጽፍሒ ብምስጋር ተዋጊኤን ኣዋጊኤን’ዮን  እተን ኣብ ከተማ ይኹን ኣብ ገጠር ዝነበራ ደቂ-ኣንስትዮ’ውን እንተኾና ካብ ከተማ ንገጠር ካብ ገጠር ንከተማ መልእክትን ሐበሬታትን ምምሕልላፍ፣ፈዳይን ኣብ ምሓብሓብ ንባዕላተን ከም ፈዳይን ኾይነን ብምስራሕ ክሳብ ሰብኣዊ ክብረን ብምሻጥ ምስ ሰበስልጣናት ኢትዮጵያ ብምዝማድ ቅሉጡፍ  ውሽጣዊ ሓበሬታት ንሰውረኤን ብምምሕልላፍን ውጥናት ጸላኢ ኣብ ምፍሻል ዘይእመን ቐያ ሰሪሐን’የን። እተን ኣብ ስደት  ዝነበራ’ውን እንተኾና ከዲመን  ዝኣከበኦ ጥራሕ ዘይኾነስ ግርማ ናተን ዝኮነ ስልማተን ኣወፍዩን’ ኤርትራዊት ጛለ-ኣነሰተይቲ ማንም ወላዲት ዘይትገብሮ ጠኒሳ ዝወለደቶምን ሓቕፋ ዝጥበወቶምን ዘዕበየቶምን ደቃ መሪቃ ገንሸል ንነጻነት ሃገር ዘወፈየት ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይብሉ ቅያ ጅግንነት ዝሰርሐት  ኣደ’ያ።

እዚ ቅያን ጅግንነትን’ዚ ዝተከፍሎ መሪር መስዋእትን ሎሚ በቲ ሕሱርን ኣረሜንናውን ስርዓት ህግደፍ ሞሳኡ ጠፊኡ ጥራሕ ዝይኮነስ ካብ ናይ ባዕዳዊ መግዛእቲ ብዝከፍኤ ሕሰምን መከራን ደቢስዎ ይርከብ። ስርዓት ህግደፍ ንጅግንነትን ቅያን ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንናይ ደቂ- ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ ኣብ መጋባእያታት ዓለም ክዝምረሉን ክምድረሉን ይውዕል ኣሎ። እዚ ብቃንዛ ህዝቡ ዝሕጎስ ኣፉን ተግባሩን ዘይሳነ ስርዓት እታ ቀሽን ሸክን ሙሁርን ጅግናን መራሕን እትወልድ ኣብ ልዕሊ’ቲ ባህርያዊ ተፈጥሮ ዝዓደላ ጸጋ ኣብ መዛግብቲ ታሪክ ንዘልአለም ተሰኒዱ ዝነበር ታሪካዊ ጅግንነት ሰሪሓ’ያ ኣደ ከምቲ ንሱ ዝዝምረሉ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ  ዘይኾነስ ባኣንጻሩ ዘይዛሪ ንብዓት ተሰኪማ ታኬላ ሕዘን ብምኻን ጠዋሪ ስኢና ኣብ ባህሊ ሕብረተ-ሰብና ኣብ ግዜ መግዛእቲ እኻ ዘይተራእየ ኣብ ቃልዕ ወጺኣ ክትልምን ትርኤ ኣለ። እዚ ሕሱር ስርዓት’ዚ እታ ንዓኣቶም ክይተረፈ ዝወልደት ማህጸን ንሳ ክትነብዕ ንሳቶም ዝስሕቁ ንሳ ክትሓዝን ንሳቶም ዝስዕስዑ ጨካናት ስጋሰብ ለበስ ኣረሜናውያን ተኻሉ’ዮም። መንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮና’ውን እንትኾነ ተማሂረን ከይምዕብላን ብባህለንን ሃይማኖታዊ እምነተንን ወግዒ ሓዳር ለቢሰን ከይወልዳን ከይዝምዳን ንገሊኤን መጋየጺ ናታቶም ንዝተረፋ ድማ ዕደመ ምውላደን ክሳብ ዝሐልፍ ኣብ በረኻታት ክንከራተታ ብምግባር ዘይወጽእ ሰነ-ኣእምሮኣዊ ሕማማት ምስኻምን ካብዚ ሐሊፉ’ውን ኣብ ዘይተደላይ ሐደገ ጉዕዞ ክጋዓዛን ኣደዳ ሞትን ሰቃይን ክኾና መዓልታዊ ዜናና ኾይኑ ኣሎ። ተቃሊሰን ናጽነት ዘምጽአ ጀጋኑ ግደፍዶ ወዲ ሃገርስ ባዕዳዊ ገዛእውን ዘይገብሮ ዓሰርተታት ዓመት ኣብ እስርቤት ክበልያን ከምቶም ከምእተን ተሓይሮም ዕጫ ሞትን መክራን ዝበጽሖም ዘሎ የሕዋተን ንዓዓተን ከም ደቂ-ኣንስትዮ ዕጽፊ ስቃይን ሞትን እስርቤት ህግደፍ ይበጽሐን ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ ንሃገን ህዝብን ኤርትራ ከጽንት ዝተበገሰ ሰርዓት ሰለዝኾነ ኩሉ’ቲ ንወዲ-ሰብ ዘድልዮ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላት ህዝብና ብምሕራም ኩሉ ዜጋ ንዝፈትዋን ዘፈቅራን ሃገሩ ገዲፉ ሃጽ ኢሎም ክጠፉእን  መንእሰያትና ክጸንቱን ዘይርሳዕ ጸሊም ታሪክ ዝፍጽም ዘሎ ስርዓት’ዩ። 

ስለዚ 8 መጋቢት ከነብዕል ከሎና ንስለ ዝይኾነስ  ሃገርና ከቢድ ናይ ጽንትት ሐደጋ ኣንጸላሊዩላ  ኣብ ዘሎ ሰዓት  ክብ ጥፋታ ንምድሓን ዝጽበዩና ዘለዉ ዕማማት ክንርእን ንምትግባሮም ብሕልናን ብተወፋይነትን ክንሰርሕ ቃል እናትወሉ መዓልቲ’ዩ። ኣብ ልዕሊ መቃብር ‘ዚ ጨካን ዲክታተራዊ ስርዓት ብሕግን ቅዋምን እትመሐደር ሃገር ክትህልወና ኩሉ ባህሉን ልምዱን ጠፊእዎ ዘሎን መሰል ሃይማኖታቱ ትጋሂሱ ዘሎ ህዝብና  ምዕሩይን ምእኩልን ምሕደራ ረኪቡ ብስላምን ቅሳነትን ዝነብረላ ሃገር ክትህልዎ እንተኾይና ቀዳምነት ክንገብሮም ዝግባኣና ኩሎም እቶም ንሓድነትና ዝፈታተኑን ሐቢርና ከይንቃለስ ተቃሊስና ከይንዕወትን ዝገብሩና  ድሕረት፣ጽበት፣ ትምክሕትን ኣውራጃዊ ፍልልያትን ሐዊስካ ዝግበሩ ጎስጋሳትን ብትሪ ምቅላስ:: ምክንያቱ ድማ እዞም ሓደገኛታታ ነጋራት እዚኣቶም ፈልሲ ናይቲ ስርዓትን ንዕኡ ዘገልግሉን ኣብ ስልጣን ኾረሽኡ ክጸንሕን ዝተረፈ ህዝብና ከጽንትን ዓቢይ ተራ ሰለዘለዎም። ጎኒ-ጎኒ ናይዚ ድማ ሕቶ ደቂ-ኣንስትዮ ማእክላይ ሕቶ ሕብረተሰብ ምካኑ ብምእማን ንምሰልን ማዕርነትን ደቂ-ኣንስትዮ ብጽንዓት ምቅላስ  ከመይሲ ሕቶኤን ሕቶ ዲሞክራሲ ሰለ ዝኾን ምሰልን ሕቶ ደቂ-ኣንስትዮ ምምላስ ማለት ድማ ሕቶ ሕብረ-ተሰብ ምምላስ ማለት ስለዝውን። ስለምንታይ’ሲ ደቂ- ኣንስትዮ ፍርቂ ኣካል ሕብረ-ተሰብን መሰረት ናይ ሐንቲ ስድራን ስለዝኾና:: ሰለዚ ጸላኢና ሐደ ካብ ኾነ ዘለና ፍልልያት ብምጽባብ ብሐባር እንሰርሓሉን ህዝብና ካብ ደበና ጥፍኣት እነድሕነሉን ሰዓቱ ሕጂዩ’ሞ ሕቶ ደቂ-ኣንስትዮ ማእከል ብምግባር ብሐድነት ንመሰረታዊ ለውጢ ንበገስ!!

ዕድመ 8 መጋቢት ብዘይ ተሳትፎ ደቂ -ኣንስትዮ ዝዕወት ቃልሲ የለን!! 
በይ- ኤርያ  ኤርትራውያን ንዲምክራስያዊ ለውጢ
8/3/2016

Eritrean Flags

 BayAreaLogo 1                                                                               
ወብ ሳይት - bayedc.org      ኢ-መአይል - This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.      ፈይስ ቡክ -www.facebook.com/bayedc)  
                                                                                          
ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ በይ አርያን ከባቢኣን ፡ ኣብ ቀዳም 12 መጋቢት ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ብምእካብ ፡ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን ዝኽሪ ተጎርባን ብስምረት ኣብዒሎም። እዚ ብበይ አርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝተዳልወ መደብ ንተሳተፍቱ ኣዝዩ ዘሐጎሰን ኣድናቖት ዝተረፈን እዩ ኔሩ። ከምዝፍለጥ ምዕራብ ኣሜሪካ ፡ ብኤል ኒኞ ዝጽዋዕ ክስተት ኩነታት ኣየር ዘበገሶ ማይ ሓዘል ደበናታት ፡ ንኣዋርሕ ከየቋረጸ ይዘንም ኣሎ። ሽሕ እኳ ሙሉእ መዓልቲ ከየቋረጸ ማይ ይወቅዕ እንተነበረ እሞ ናይ መንገዲ ዕንቅፋታት እንተስዓበ ፡ ነቶም ካብ ዝተፈላላየ ከተማታት በይ አርያ ዘመጹ ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ኣገዳሲ መደብ ንኽሳተፉ ኣይገትኦምን። እቲ መደብ ዘይከምቲ ኣብ ደገ ዝነበረ ዛሕልን ጠልን ፡ ብሃገራዊ ወንን ሓድሕዳዊ ምፍቕቓርን ምክብባርን ዝሞቐን ዝተነቓቕሐን እዩ ኔሩ። 

BayAreaPic 1
መደብ ብኣቦ መንበር በአ-ኤደለ ዝመርሖ ዝኽረ ጀጋኑን ብሉጻትን ሰማእታትናን ሌላ ምስ ሓደስቲ ኣባላት ቦርድን መደብ ስርሖምን እዩ ጀሚሩ። ከምዝፍለጥ ንበአ-ኤደለ ንኽልተ ዓመት ዝመርሕዋ ኣባላት ቦርድ ብደሞክራስያዊን ቅዋማዊ ኣገባብ ኣብ መጀመርታ ዓመት ድሕሪ ምምራጾም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ነባራት ቦርድ መዝነትን ዕማማትን ተርኪቦም ይነጥፉ ኣለው። ክእለቶምን ተወፋይነቶምን ሓድሕድ ምክብባሮምን ድማ ኣብዚ መደብ ብግልጺ ተራእዩን ፡ ብተሳተፍቲ ኣድናቖት ኣትሪፉን። ኣቦ መንበር መድረኽ ንምቕራብ ጹሑፋትን መደረታትን ምስ ኣረከቦ ፡ ነባራት ተቓለስቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝመርሕኦ ኣድናቖት ዘትረፈ መሃሪን ኣነቓቓሕን ጽሑፋት ቀሪቡ። ፈለማ ንኣህጉራዊ  መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝምልከት ሰፊሕን መልእኽቲ ሓዘል ጽሑፍ ፡ ንኣበጋግሳን ዕላማን ተርኽቦን ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ካብ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ እዚ እዋን ብሰፊሕ መግልጺ እዩ ቀሪቡ። ካብኡ ብምቕጻል ክኣ ፡ ንወጽዓ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኤርትራን ኣብ ዓለምለኻዊ ደረጃን ብዘድነቕ ምግንዛባት ብኻልእ ኣቕራቢት ድሕሪ ምስዓቡ ፡ ክግበር ዝጸንሐን ክውሰድ ዘለዎ ስጉምትታት ተገሊጹ። ብድሕሪዚ ድማ ፡ ንታሪኻዊ ኣመዓባብላ ወጽዓ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተፈላልየ ክፋል ሃገርናን ህልዊ ኩነታትን ሰፊሕ መግለጺ ድሕሪ ምቕራቡ ፡ ደቂስካሉ ክሕደር ዘይግብኦ ከምዝኾነን ቁልጡፍ ስጉምንቲ ክውሰዶ ከምዝግባእን መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ንዝርዝር ትሕዝቶ መግለጺታትን ኣብ ጥቢቆ እዚ ጽሑፍ ምውካስ ይከኣል። 

BayAreaPic 2
ካብዚ ብምቕጻል ፡ ብሓሳብ ንድሕሪት ናብ ሱሳታት ዝመልስ መደረ እዩ ቀሪቡ ፡ ናብ ኣዝዩ ታሪኻዊ መዓልቲ! እዚ መዓልቲ እዚ ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰውራና ምስ ጸላኢ ብውሑድ ዕጥቂን ስንቅን ምስ ኣዝዩ ግዙፍ ጸላኢ ፊተፊት ብምግጣም ንምእማኑ ዘጸግም ጅግንነት ትውፊትን ዘርአዩሉን ብክብረት ድማ ምእንቲ ህዝቦምን ዕላምኦምን ዝተወፈይሉን ፍልዩ ዕለት እዩ ኔሩ። እዚ ኣብ ተጎርባ ዝበሃል ኣብ ባርካ ዝርከብ ቦታ ዝተኻየደ ኩናት ንታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝቐለሰን ናብ ሓድሽ መድረኽ ዘሰጋገርን እዩ ኔሩ። እዚ ታሪኻዊ ግጥም ብዝኽሪ ተጎርባ ኣዝዩ ዝፍለጥ ክነሱ ፡ ስርዓት ህግደፍ ግን ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንውልቃዊ ጸቢብ ፖለቲካዊ ረብሕኡ ንምሕላው ጠቒስዎ ኣይፈልጥን።  ነዚን ንርዝነት እዚ ኣገዳሲ መዓልቲ ኣብ ግምት ብምእታው ፡ በአ-ኤደለ ሓደ ካብቲ ስሩዕ ዓመታዊ በዓላቱ ከም ምዃኑ ኣብ ቅዋም ብምስፋር ፡ ካብ ዝምስረት ዓመታዊ ኣብዚ ዕለት የብዕሎ ኣሎ። ንዝርዝር ትሕዝቶ ጽሑፍ ኣቶ ተኪኤ ኣብ ጥቢቆ ምውካስ ይከኣል። 

BayAreaPic 3                                                       
ኣብዚ ብቑጽሪ ብርክት ዝበሉ ተሳተፍቲ ዝተሳተፍዎ መደብ ፡ ደለይቲ ፍትሒ ደቂ ኣንስትዮ በይ-አርያ ፡ ነዚ ኣገዳሲ በዓል ባህላዊ ክዳንን ከምኒ ዙርያን ጥልፊን ተከዲነን ኣዝዩ መኣዛዊ ባህላዊ መግቢን መስተን ብምቕራብ ፡ ብዲ.ጀይ ሰለሙን ብባህላውን ዘመናውን ሙዚቃ ብምስናይ ፡ እየን ኣአንጊድነኦ። ተሳተፍቲ ብወገኖም ብኹሉ ኣገባብን ትሕዝቶን እዚ መደብ ብፍላይ ድማ ብብቕዓት ኣካየድቲ በአ-ኤደለ ኣድናቖቶም ገሊጾም። ንዝመጽእ መደባትን ንጥፈታትን ዘለዎም ድሌትን ተወፋይነትን ድሕሪ ምግላጽ ፡ ካብኣቶም ንዝድለ ዝኾነ ይኹን ጉልበታውን ገንዘባውን ሓገዛት ንምቕራብ ድልውነቶም ኣረጋጊጾም። በአ-ኤደለ ንኹሎም ተሳተፍቲ እዚ መደብ ኩነታት ኣየር ከይገትኦም ኣብዚ መደብ ክሳተፉ ብምኽኣሎም ፡ ነቶም ኣብ ምድላው እዚ መደብ ዝነጠፉን ዝተሓጋገዙን ድማ ብፍላይ ፡ ብስም በአ-ኤደለን ኩሉ ደላዪ ፍትሒ ኤርትራዊን ፡ ብልቢ ነመስግን። ኣብ ቀጻሊ ተሰሪዑ ዘሎ መደባት ድማ ልሙድ ተሳትፎኹምን ሕገዝኩምን ንኸይፍለየና ብኽብሪ ነዘኻኽር።

 
ፍትሕን ሰላምን ደሞክራስን ንህዝቢ ኤርትራ! 
በይ አርያ - ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ (በአ-ኤደለ) 
መጋቢት 2016

Eritrean Flags