EPDP News

ዶር ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ምስ መጸ፡ ነቲ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕን ብይን ኮሚሽን ዶባት ሕቡራት ሃገራትን ብዘይ ቅድመ-ኵነት ኣብ ግብሪ ከውዕሎ ኢየ ምስ በለ፤ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ፡ ንዅሉ’ቲ ማሕላኡን ጣሕላኡን ገዲፉ፡ ሕጂ መራሒ ረኺብና፡ ንሕና ድማ ክንክተሎ ኢና፣ ኣይከሰርናን፣ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ክልተ ህዝቢ`ዩ ኢሉ ዝዛረብ  ድሕሪ ሕጂ ነቲ ሓቂ ዘይፈልጥ ጥራይ ኢዩ፣ ካብ ጕዳይ ዶብ ዝዓቢ ዞባዊ ጕዳያት ኣሎና፣  ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ እግሪ ክሳብ ዝተክል ዕድል ክንህቦ ኣሎና፣ ዝብሉ ናይ ክድዓትን ጥልመትን መደራጉሕ ፈነወልና። እዚ ጥራሕ ከይኣክል፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣርእይዎ ዘይፈልጥ ናይ ፍቕሪ ፍሽኽታ፡ ምድንፋቕን ዓይኑ ንብዓት ቍጽርጽር እናበሎ ኣፍልቡ እናሃረመ ኣብ ኵለን እተን ዝበጽሐን ከተማታት ንህዝቢ ኢትዮጵያ ልባዊ ፍቕሩ ክገልጽን ሕግብግብ ክብልን ተራእየ። ኢትዮጵያ ንኤርትራ ወኪላ ምስ ወጻኢ ሃገራት ክትውዓዓል ድማ ማዕጾ ኣርሓወላ።

እዚ፡ ምስ’ቲ ብለካቲት 1991 ዓ.ም ንኤርትራን ኢትዮጵያን ሓዋዊሱ ናይ ምምራሕ ዝነበሮ ባህግን መደብን፤ ከምኡ’ውን፡ ገማግም ኤርትራ ናይ ስዑዲ ዓረብ ትመርሖ ልፍንቲ ሃገራት ኣዕራብ መንሃርያ መደበር ምግባሩ ተደማሚሩ፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ከቢድ ሻቕሎትን ጥርጣረን ፈጠረሉ። እቶም ንስርዓት ኢሳያስ ዝቃወምዎ ጥራሕ ዘይኰነስ፡ ብዙሓት ካብ’ቶም ኣብኡ እምነት ዝነበሮም እውን ክጸርዎን ክከላኸልሉን ኣብ ዘይክእልሉ ኵነታት ወደቑ።

ኣብ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ኵነታት ዝተበገሰ ናይ “ይኣክል” ጻውዒት፡ ናይ ኵሎም ፖለቲካውን ማሕበራውን ክፍልታትን ሃይማኖታትን ተቐባልነትን ደገፍን ረኸበ። ኣብ ደገ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ዘዝነብረሉ ቦታታት ኰይኑ፡

1.   ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብህጹጽ ይጠረር፤

2.   ንልዑላውነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእቱ ውዕላት ኣይንቕበልን፤

3.   እምቢ ንምልኪ፤ እወ ንፍትሒ

4.   ይኣክል ንምልኪ፡ ይኣክል ንምብትታን፡ ይኣክል ንስደት፡ ይኣክል ንደረት ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት….

…ዝብል ድምጽታት ኣጋውሐን ሰላማዊ ሰልፍታትን ሰሚናራትን ኣጋብአን። ነዚ ምንቅስቓሳት’ዚ ብቃለ-መሓትትን ዜናን ኣሰንዩ፡ ብረድዮን ብተለቪዝንን ናብ ውሽጢ ኤርትራ ብምዝርጋሕ ንስርዓት ኢሳያስ ዘጃጀወ ዓቢን ኣድማዒን ምንቅስቓስ ፈጸመ። ኣብ ውሽጢ ዝርከብ ህዝብና ከይተረፈ ብዝተፈላለየ ስልትታት ዝተሰነየ “ይኣክል” ዝብል ጽሑፋት ኣብ ምዝርጋሕ ተዋፊሩ ይርከብ። እዚ ማዕበል’ዚ ንስርዓት ኢሳያስ ቅድሚ ሕጂ ኣርእይዎ ዘይፈልጥ ራዕድን ምሽቝራርን ኣሕዲርሉ ኢዩ። ነዛ ቆርበቱ ንምድሓን ምስ ናይ ከባቢና መለኽቲ ስርዓታት ብምምሕዛው ነቲ ኣብ ሱዳን ዝኸይድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ሕፍር ከይበለ ክጻረርን ክቆጽን ይህቅን ምህላዉ ድማ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ኰይኑ ኣሎ።

እዚ ናይ “ይኣክል” ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራን ናይ ምክልኻል ሓይልታቱን ንምልዕዓልን ንምጽላውን ምስ ናይ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ዝሳነ ኣገባብን ስልትን ብምኽታል ጻዕርታቱ ከዛይድን ክቕጽልን ይግባእ።

ስለ’ዚ፡ እቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሕጂ ኢዩ ዝጅምር ዘሎ እምበር ዕማሙ ኣይወድአን። እዚ ዝተገብረ ቀዳማይ ማዕበል ኢዩ። ካልኣይ፡ ሳልሳይ እናበለ ዝሓየለ ማዕበላት ክስዕብ ክኽእል ኣለዎ። ኣብ ዘዘለናዮ ሃገር፡ ንጽልዋ ናይ ምልካዊ ስርዓት ንምድኻም ምቅላስ ንገዛእ ርእሱ ዓቢ ዕማም ኢዩ። ስለ’ዚ ተሓጋጊዝና ነቲ ስርዓት ንምንብርካኽን ናይ ህዝቢ ድሌት ንኽፍጸም ምግባርን ከድልየና ኢዩ።

መሰረታዊ ሕቶ ድማ፡ ዶብና ምሕንጻጽ፡ ልዑላውነት መሬትን ህዝብን ኤርትራ ምርግጋጽ፡ ምልኪ ኣልጊስካ ሰላምን ፍትሕን ዝነግሰላ ሰብኣዊ መሰላት ህዝቢ ኤርትራ ዝኽበረላ ስርዓት ምህናጽ ኢዩ።

በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ንዝኣተዎ መብጽዓ፡ ማለት ውዕል ኣልጀርስን ብይን ኮሚሽን ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዘይ ቅድመ-ኵነት ኣብ ግብሪ ከውዕል ሕጋውን ሞራላውን ሓላፍነት ከምዘለዎ ከዘኻኽር እፈቱ።

ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ከም ፖለቲካዊ ውድባት ብቅዋምን ፖለቲካዊ መደብ ዕዮን ዝምርሑን ዝግዝኡን ኣይኰኑን። ኣባልን ዘይኣባልን ዝብል መስፈሪ እውን የብሎምን። ህዝቢ ኣብ ውሱናት ጕዳያት ተሰማሚዑ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝዝንቢ ዘሎ ሓደጋ ንምእላይ በብዝኽእሎ ኣገባብን ዓቕምን ዝዋስእሉ መድረኻት ምፍጣር ኢዩ ዘድሊ። ስነ-ኪነታውያን ብጽሑፍኦም፡ ስእልታቶምን ሙዚቃኦምን፣ ምሁራት ብትምህርቶም፡ መጽናዕቶምን ኣመራርሓኦምን፣ ሃብታማት ብገንዘቦም፣ መንእሰያት ብጉልበቶምን መሃዝነቶምን፣ ደቂ ኣንስትዮ ድማ፡ ብልቦናአን ናይ ምምሕዳር ክእለተንን ወዘተ … ኮታ ኵሉ ዜጋ በብዓቕሙ ዝጐየላን ተዋሃሂዱ ዝሰርሓላን ዕማም ክትህልዎ ይግባእ።

ስለ’ዚ፡ ኣብ ዘዘለናዮም ከተማታት፡ ከም ኤርትራውያን ዜጋታት ተኣኪብና ነዚ ስርዓት’ዚ ክሳብ ዘልግስ ሓቢርና ነድምጽን ሓቢርና ንስራሕን።

ዓወት ድማ ናይ ህዝቢ ኢዩ!!

ምልኪ ይፍረስ፡ ፍትሒ ይንገስ!!

መንግስተኣብ ኣስመሮም

ኣቦ መንበር ሰዲህኤ

27 ሰነ 2019

In a timely appeal addressed to the UN Secretary General as well as to the UN Security Council and copied to all heads of delegations to the 41st Session of UN Human Rights Council opened in Geneva today, 24 June, the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) urged the UN to act upon its pledges, including the so far “forgotten” conclusions of its own Commission of Inquiry on human rights abuses in Eritrea which were believed to be “crimes against humanity.

The message, issued by the EPDP Chairman Menghesteab Asmerom, took note of the growing “Enough is Enough” wave of protests by Eritreans everywhere,  and urged  the UN system to kindly help a smooth change in Eritrea by putting more pressure on the reckless regime in Asmara. The 41st Session of the UN Human Rights Council was also urged to follow up on the conclusions of its own commission of inquiry. (Full text of the relatively short EPDP message is printed below).

EPDP Reminds the UN System of Its 2016 Inquiry Findings in Eritrea 2

UN Security Council has the duty to act upon findings of the commission of inquiry on Eritrea

To: H.E. Mr. Antonio Guterres,

UN Secretary General, New York

CC: Member States of the UN Security Council,

  1. Heads of Delegations to the 41st Session of

The UN Human Rights Council,

Geneva                                                                                      

 

Dear UN Secretary General Guterres,

Dear UN Security Council Members,

As the 41st Session of the UN Human Rights Council opens in Geneva today, 24 June, the vast majority of Eritreans, who are now rallying for democratic change under the slogan of “Enough is Enough,” deserve the attention of your esteemed offices. Eritreans still hope that UN system, which faltered on Eritrean issues several times in the past,  may now help in finding a  peaceful resolution for its current problems before the already disastrous situation gets much worse, trailing it very bad consequences on the region as a whole. Acting now, even belatedly, on the 2016 recommendations of the UN Commission of Inquiry on Eritrea could be a helpful first step to end the human suffering in small and still poor Eritrea.

Dear SG and Madams/Sirs,

The international community is well aware that the UN Commission of Inquiry on human rights in Eritrea concluded in its report of June 2016 that it had reasonable grounds to believe that “crimes against humanity” have been committed in Eritrea since 1991. It listed the crimes to have included enslavement, imprisonment, enforced disappearance, torture, other inhumane acts, persecution, rape and murder. The commission affirmed  that without substantial legal and institutional reform, Eritrea is not capable of providing accountability to these crimes and violations. It therefore recommended that “the [UN] Security Council refer the situation in Eritrea to the Prosecutor of the International Court [of Justice] for consideration, and that the States Members of the United Nations exercise their obligation to prosecute or extradite any individual suspected of international crimes present on the territory.”

It is now three years since the conclusions and recommendations of the UN Commission of Inquiry on Eritrea have been submitted for further action of the UN Secretary General and the Security Council. Sadly, the Eritrean people have not yet heard a word on this from both.

Your Excellencies,

All recent reports confirm that nothing is changing in the Eritrean situation.  On the contrary, everyone is watching it worsening by the day, probably until it eventually becomes a real cause of instability in the Horn of Africa region and beyond.

We therefore call upon the esteemed offices of the Secretary General and the Security Council to pick up the forgotten report of the UN COI on Eritrea and act upon its pertinent conclusions and recommendations without further delay.

In the meantime, the current 41st Session of the UN Human Rights Council is urged to consider asking again the UN Secretary General and the Security Council to act upon those recommendations for action on Eritrea.   

Respectfully  yours,

 Menghesteab Asmerom, Chairman,

The Eritrean People's Democratic Party (EPDP) in exile.

24 June, 2019

ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንጐበጣ ኢትዮጵያ፡ ብኤርትራዊ ምልካዊ ስርዓት ምትካእ ኣይነበረን። ህዝቢ ኤርትራ ዝተቓለሰሉ ዕላማታት፡ ሰላም፡ ፍትሒ፡ ብልጽግና ዝሰፈና ናጻ፡ ቅዋማዊትን ዲሞክራስያዊትን ኤርትራ ምህናጽ ኢዩ ነይሩ። ሰማእታትና ድማ ነዚ ክቡር ዕላማ’ዚ ክብሉ ኢዮም ነታ ዝፈትዉዋ ህይወቶም ከይበቐቑ ዝወፈዩ።

ናይ ዝዀነ ይኹን ህዝቢ ወይ ውልቀሰብ ሕልሚ ድማ፡ ካብ’ቲ ዘለዎ ናብ ዝሓሸ ደረጃ ክሰጋገር እምበር፡ ብስም ጽንዓት፡ ብስም ምጽማም፡ ንዝኸፍአ መነባብሮ ከም ጥዑም ጌርካ ምውሳድ ኣይኰነን።

ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓመት መጸ፡ እዚ በጺሕናዮ ዘለና ደረጃ ናብ ዝሓሸ ደረጃ መንጠሪ ክዀነና ኢዩ፡ ስለ’ዚ ንጽናዕ እናተባህለ ናይ ሓሶት መብጽዓታት እናተገብረሉ ኣብ’ዚ ዘለናዮ መግለጺ ዘይርከቦ ናይ ስቓይን ሓሳረ-መከራን ሕማቕ ኵነታት ወዲቑ ይርከብ። ሕጂ ድማ፡ ከም ወትሩ፡ ጽንዓት ንልምዓት ብዝብል ጥዑም ግን ዘይፍጸም መብጽዓ ብምድግጋም ክታለል ኣይግባእን ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ “ይኣክል ንምድንጋር… ይኣክል ንምልኪ… ይኣክል ንድኽነት፡ ምብትታንን ስደትን” ኢሉ ተላዒሉ ኣሎ። እቲ መፍትሒ ድማ ካብ ባዕሉ’ምበር ካብ ዘቕበጹ መራሕቱ ክጽበዮ የብሉን።

ሰማእታትና ንምድባስ፡ መብጽዓ ኣብ ልዕሊ መብጽዓ ምድርዳር ዘይኰነስ፡ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ምኽባር፡ ንግዝኣተ-ሕጊ ምምእዛ፡ ንናጽነት ልዑላውነትን ኤርትራ ምጥባቕ፡ ሕረስ ሓረስታይ ንገድ ነጋዳይ ዝብል ፖሊሲታት ምኽታልን ብኣህጕራዊ ውዕላት ምኽባርን ኢዩ።

ኣብ ድሮ 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘገልግላ ዝነበረ ናይ ካቶሊካዊ ቤተ-ክስርስትያን ንብረት ዝዀና ናይ ሕክምና ትካላት ምህጋርን ምዕጻውን ድማ እኹል መረዳእታ ናይ’ዚ ንህዝቡ ጽቡቕ ዘይደልን ዘይምነን ስርዓት ኢዩ።

ውድቀት ንዕላማታት ህዝቢ ዝጠለመ ስርዓት!!!

ሰማእታትና ንዝወደቕሉ ዕላማታት ንምዕዋት ንበገስ!!!

ክብርን ዘልኣለማዊ ዝኽርን ንስውኣትና

መንግስተኣብ ኣስመሮም

ኣቦ መንበር ሰዲህኤ

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብ18 ሰነ 2019 ናብ ቅድስቲ ቫቲካን ኣገዳሲ መልእኽቲ ሰዲዱ። ኣብዚ መልእኽቱ ቫቲካን እቲ ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብ ወጻኢ በቲ ዘይሓላፍነታዊ “መንግስቶም” ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፍጸም ዘሎ ቀጻሊ ስቓይ ኣብ ምውጋድ ክትነጥፍ ጸዊዑ።

እቲ ናብ ጳጳስ ፍራንሲስን ኣምበሳድሮም ኣብ ሕቡራት ሃገራት ጀነቫ ጳጳስ ኢቫን ጁርኮቪችን ዝተላእከ መልእኽቲ ነቲ ብ12 ሰነ 2019 ብሓለፍቲ ኤርትራ ዝተወርሰ ትካላት ጥዕና ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ጠቒሱ።

እቲ መልእኽቲ እቲ ዝተወስደ ዘይቅቡል ስጉምቲ ነቲ ኣብ ሕማቕ ደረጃ ዝርከብ ኩነታት ኤርትራ መሊሱ ከም ዘጋድዶ ኣስፊሩ። ምስዚ ብምትሕሓዝ ከኣ ናይዘን ትካላት ጥዕና ብሓይሊ ምምንዛዕ፡ ነቲ ብሓለፍቲ ኤርትራ ክፍጸም ዝጸንሐ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኣጋዲዱ ኤርትራውያን ክረኽብዎ ዝጸንሑ ጥዕናዊ ኣገልግሎት ዘስእን ምዃኑ ጠቒሱ።

እቲ መልእኽቲ ብምቕጻል፡ ሰብ መዚ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ጭካነን ግህሰትን፡ ብሰንኮም ብዙሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ደረጃኦም ዘይሓለዉ መቐበልን መዕቆብን መደበራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝሳቐይዎ ዘለዉ ጠጠው ዘብል ዓለም ለኻዊ ስጉምቲ ንክውሰድ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ።

መዘክር ሰዲህኤ ቫቲካንን ሃዋርያዊ ልኡኻ ኣብ ጀነቫን ኣብቲ ዝመጽእ ብ24 ሰነ 2019 ዝኽፈት መበል 41 ርክብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራ ዝምልከት ስጉምቲ ንክውሰድ ተበግሶ ክወስዱ ተማሕጺኑ።

እቲ መልእኽቲ ብተወሳኺ፡ ኣብ ልዕልቲ ስግረዶባዊ ንሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ብዝምልከት ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲ፡ ዋና ጸሓፍን ቤት ምኽሪ ጸጥታን ሕቡራት ሃገራት ብመሰረት’ቲ ብ2016 መርማሪ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ዝበጸሖ መደምደምታ ስጉምቲ ክወስዱ ጸዊዑ። 

EPDP Asks Vatican to Initiate Action on Eritrea 2

እተን ኣስታት 22 ምዃነን ዝግመታ ናይታ ቤተክርስትያን ጥዕናዊ ትካላት  መብዛሕትአን  ኣብ ገጠራዊ ከባቢ ዝርከባ መዓልታዊ ንዓሰርተታን ኣሸሓት ሰባት  ኣገልግሎት ክህባ ዝጸንሓ እየን

The Eritrean People’s Democratic Party (EPDP)  on 18 June 2019 sent an earnest  message to the Holy See (Vatican)  appealing for initiation of an appropriate international action to help end the prolonged suffering of Eritreans at home and abroad by their own reckless “government.”

Sent to Pope Francis and his Apostolic Nuncio (Vatican Ambassador) to the UN headquarters in Geneva, Archbishop Ivan Jurkovic, the message cited the June 12 confiscation by Eritrean authorities of all health facilities of the Eritrean Catholic Church throughout the country.

It said this unjustified action will worsen the already “painful situation” of the Eritrean people and described the forcible seizure of the health facilities as another severe violation of human rights by the Eritrean authorities who are depriving thousands of needy people from obtaining medication treatment.

The message further called for the initiation of a global action “to stop the Eritrean authorities from cruelly abusing their own people and condemning to death an entire  nation of six million, a third of whom are by now refugees, many of them languishing in the squalor of poorly organized reception camps in the Horn of Africa region.” 

The EPDP memorandum appealed to the Vatican and its Apostolic Nuncio in Geneva to initiate an action on Eritrea at the upcoming 41st Session of the UN Human Rights Council which is scheduled to open in Geneva on 24 June 2019.

In addition to a cross-border humanitarian action for Eritrea, the message also appealed that the UN Secretary General the UN Security Council must be reminded to act on the 2016 conclusions of the UN Commission of Inquiry on Eritrea. 

EPDP Asks Vatican to Initiate Action on Eritrea 2

It was estimated that the Church’s 22 health facilities, like the one in picture, are big and   were providing medication service to tens of thousands per day, mainly in the rural areas.

It is now official that the autocratic regime in Eritrea on Tuesday, 12 June 2019, seized by force all health facilities of the Catholic Church in Eritrea. The Archbishop of Asmara and the Bishops of Segheneiti, Keren and Barentu sent on 13 June 2019 a letter to the Eritrean minister of health telling her that the measure is totally ‘unreasonable’ and ‘inappropriate’ and that the Church cannot hand-over its facilities willingly, as ordered.

The seizure of the facilities was enforced by armed soldiers, policemen and health officials. Church’s health staff members were pushed out under threats and patients forced to leave their beds and go outside.

The action was described by the letter as an aggression on the integrity of the Church and that the Eritrean authorities will be held responsible for any adverse consequences of this unjustifiable action.

The letter stated that the Church has the obligation of serving the people and this social service is not to be interpreted as act of “opposing to the government and the state” nor is it  intended to compete with the state. 

Copied to the ruling party/PFDJ, the Ministry of Defense and other state “institutions”, the letter was signed by Abune Menghesteab Tesfamariam, the Archbishop of Asmara, and Abune Tomas Osman; Abune Kidane Ye’ebiyo, and Abune Fikremariam Hagos,  the Bishops of Barentu, Keren and Segheneiti, respectively.   

Reliable sources from inside Eritrea reported that in the morning hours of 12 June 2019, Eritrean regime officials ordered Catholic Church representatives in Keren to hand-over as of 13 June all the health centers and clinics they own and administer in the region of  Keren.

The said the seizure of Church properties will affect all the remaining eight health facilities that were not affected by a similar government action a couple of years ago.

The sources feared that a similar order of seizure may soon follow to affect health facilities of the church in and around Asmara, Segheneiti and Barentu. It is to be recalled that the Archbishop of Asmara and the Bishops of Segheneiti, Keren and Barentu a few weeks ago issued yet another message calling on the Eritrean regime and the people to avert the existential threat hanging over all Eritreans and their country.

According to the Eritrean Catholic Church website, the eight health facilities treat up to 40,000 patients per year.

Clinics 1FFFFFFFFFFFFFFF

The affected health centers are located at the villages of  Ashera; Boggu; Feledarb; Glass; Halibmentel; Halhal; Waliku/suburb of Keren city,  and  the clinic at Hamelmalo. Most of them existed since 1981.

Chairman of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP), Mr. Menghesteab Asmerom, today addressed an urgent memorandum to the African Union Commission and African heads of state and government trying to draw their kind attention to an open letter sent to the Eritrean dictator by prominent African authors, journalists, human rights and pro-democracy activists.

The EPDP leadership with rank and file is engaged today, 12 June 2019, at distributing the message to all African embassies in every country asking them to share it with their foreign ministries and heads of state and government.

Below is the full EPDP memorandum to which is annexed the letter of pan-Africanist message.

Good reading.

======

Dear AU Commission Chairman, Mr Moussa Faki Mahamat,

Dear African Heads of State and Government

We in the EPDP, one of the Eritrean non-state pro-democracy actors in exile, are pleased to once again take the liberty of addressing to you this message hoping to draw your kind attention to what has been going on in Eritrea for the past 28 years. Strange at it may sound, our message today is simply a copy of an open letter to the Eritrean head of state  by 102 prominent citizens of our Africa,  including the Nigerian Nobel Laureate, Prof. Wole Soyinka.     

Written in the spirit of Pan-African solidarity, the letter deeply regrets the fact that Eritrea remains for a long time as “the most closed society in our continent.” 

The distinguished signatories of the letter do not only remind Eritrea’s Isaias Afeworki of the tragic consequences of denying one’s people all basic rights, including a total denial of freedom of expression and the press, the rule of law, an independent judiciary and political pluralism, but they also offer to send a delegation to Eritrea to help. This is something that the AU and its member states were expected to do for a long time. We still expect Africa to act.

For the kind attention of Your Excellencies, copied below is the full text of the African Message.

 Respectfully  yours,

 Menghesteab Asmerom, Chairman, the Eritrean People's Democratic Party (EPDP) in exile.

======

Your Excellency, President Isaias Aferwerki:

We write to convey our most sincere congratulations upon your country’s normalization of diplomatic relations with Ethiopia. This is a development much appreciated by all Africans of goodwill.

We write to you in our capacity as citizens of Africa to pledge our unequivocal solidarity with all the people of Eritrea. This includes the many Eritreans we see enduring all manner of risk and suffering in search of a better life outside their homeland. We acknowledge that we too hail from nations with varying governance and developmental challenges.  We write to you, in the spirit of Pan-African solidarity, to seek common solutions to our shared problems.

Africa’s many disparate nation states have undergone significant and diverse changes over the course of the last two decades.   [Today, many more Africans live in freedom than under repression].  Importantly, those African countries that have made the most progress – including attracting investment and tourism – over the last 25 years have been those whose citizens enjoy greater freedom of expression, press and movement, the rule of law, an independent judiciary, and political pluralism. 

Sadly, in these critical areas, Eritrea has not kept pace with the changes seen elsewhere.  Over the past two decades Eritrea has been described as the most closed society on our continent, an unfortunate situation for a country with such rich human capital and potential, with so much to offer not only Africa but also the world.

We trust that by opening this channel of communication with Your Excellency, we may be afforded the opportunity to work with you to restore your country and the great people of Eritrea to their rightful place in the family of African nations.

Of particular concern to us is the fate of several journalists and activists who have been imprisoned for prolonged periods of time in Eritrea, many of whom have reportedly been denied regular visits from their families and loved ones.

Equally, we are disheartened by the plight of the many thousands of Africans, including some Eritreans, who feel compelled to flee their home countries in search of a better life for themselves and their families, risking life and limb and enduring inhumane deprivations and indignities across deserts and oceans.

Too many of these fellow Africans have found themselves in the rapacious hands of modern day slave traders and people traffickers even causing some to end up in slave markets in places such as Libya. Too many of these migrants and refugees have perished at sea in their quest for a better life. 

We Africans are blessed with too much in our home countries to have our citizens suffer and be devalued this way.  This gloomy picture needs to change, and it is in this spirit that we address this message of solidarity to you, Your Excellency.

We respectfully call upon Your Excellency to allow a delegation of the signatories hereunder to visit Eritrea, and to afford us the opportunity to meet with you and your government as well as with ordinary citizens, including journalists, writers, and other persons currently in prison.

As with the bold step you have taken to normalize relations with Ethiopia, we believe a gesture of this kind would go a long way towards ending Eritrea’s isolation from the larger African family and could help usher in a new era of prosperity and freedom for your people.

It would be an honour to furnish you with any additional information you might require of us and we eagerly await your response.

The Signatories,

  1. Prof. Wole Soyinka, Nigeria, Nobel Laureate
  2. Rafael Marques de Morais, Angola, leading anti-corruption campaigner and award winning investigative journalist
  3. John Githongo, Kenya, publisher, leading anti-corruption campaigner and award winning anti-corruption activist
  4. Kwasi H. Prempeh, Ghana, Executive Director of Center for Democratic Development
  5. Farida Nabourema, Togo, Executive Director of Togolese Civil League
  6. Leyla Hussein, Somalia, Women’s Rights & Health Campaigner, psychotherapist, writer and founder of the Dahlia Project
  7. Maina Kiai, Kenya, founder of the Kenya Human Rights Commission (KHRC) and former UN Special Rapporteur on Freedom of Association
  8. Maaza Mengiste, Ethiopia, award-winning writer of Beneath the Lion’s Gaze
  9. Iva Cabral, Cape Verde, Chancellor of Lusófona [Lusophone] University and  daughter of Amílcar Cabral
  10. Belabbès Benkredda, Algeria, CEO and Founder of the Munathara Initiative, the Arab world’s largest online and television debate forum highlighting voices of youth, women and marginalized communities.
  11. Kasha Jacqueline Nabagesera, Uganda, a leading LGBT rights activist, founder and executive director of the LGBT rights organization Freedom & Roam Uganda, 2011 recipient of the Martin Ennals Award for Human Rights Defenders
  12. Hon. Robert Kyagulanyi aka Bobi Wine, Uganda, musician, member of parliament and youth leader recognized throughout East Africa
  13. Tundu Lissu, Tanzania, lawyer, CHADEMA politician, member of parliament and former president of the Tanganyika Law Society
  14. Amr Waked, Egypt, award winning actor, best known for his role in Syriana
  15. José Eduardo Agualusa, Angola, award winning writer, finalist in the 2016 Man Booker International Prize for his seminal work A General Theory of Oblivion
  16.  Nasser Weddady, Mauritania, leading civil rights activist, consultant and co-editor of Arab Spring Dreams.
  17. Chiké Frankie Edozien, Nigeria, writer and professor of journalism at New York University
  18. Emmanuel Iduma, Nigeria, author
  19. Mona Eltahawy, Egypt, author and journalist
  20. Mireille Tushiminina, Democratic Republic of Congo, Gender & Equality advocate
  21. Felix Agbor Nkhongo, Cameroon, Director of the Centre for Human Rights and Democracy in Africa (CHRDA) and leading human rights defender
  22. Boniface Mwangi, Kenya, democracy activist, Ukweli political party founder, photographer and artist
  23. Adeyanju Deji, Nigeria, leading democracy activist and human rights defender
  24. Alieu Bah, The Gambia, leading democracy activist and human rights defender
  25. Tutu Alicante, Equatorial Guinea, leading democracy activist and Executive Director of Equatorial Guinea Justice (EG Justice)
  26. Andrea Ngombet Malewa, Congo Republic, Global Coordinator of the Sassoufit Collective 
  27. Roukaya Kasenally, Mauritius, CEO of African Media Initiative
  28. Abdelrahman Mansour, Egypt, Executive Director of Open Transformation Lab, leading human rights defender and journalist
  29. Reem Abbas, Sudan, journalist and leading human rights defender
  30. Moussa Kondo, Mali, journalist, CEO and founder of the weekly L’Express de Bamako, anti-corruption crusader, Country Director of Accountability Lab Mali, 2015 Mandela Washington Fellow, 2018 Obama Foundation Fellow.
  31. Ericino de Salema, Mozambique, Director of the Electoral Institute for Sustainable Democracy in Africa (EISA), academic, lawyer and journalist
  32. Jestina Mukoko, Zimbabwe, leading human rights activist and Director of the Zimbabwe Peace Initiative
  33. William Amanzuru, Uganda, environmental rights defender, founder of Friends of Zoka, winner of the EU Human Rights Defenders’ Award 2019
  34. Miguel de Barros, Guinea-Bissau, sociologist and Executive Director of the environmental NGO Tiniguena
  35. Bheki Makhubu, e-Swatini (formerly Swaziland), Editor of the Nation Magazine and leading democracy defender
  36. Edson da Luz aka Azagaia, Mozambique, rapper and leading activist
  37. Charles Onyango-Obbo, Uganda, leading publisher and columnist
  38. Rodney Sieh, Liberia, leading newspaper editor of FrontPage Africa and democracy activist
  39. Oludotun Babayemi, Nigeria, democracy activist and monitoring and evaluation expert,
  40. Akin Olaniyan, Nigeria
  41. Chanda Chisala, Zambia, founder and president of Zambia Online
  42. Dany Ayida, Togo, Resident, Country Director, National Democratic Institute (DRC)
  43. George Sarpong, Ghana
  44. Rosemary Mwakitwange, Tanzania, Chief of Party, Freedom House
  45. James Smart, Kenya, leading journalist and news anchor
  46. Abdulrazaq Alkali, Nigeria, Executive Director Organisation for Community Civic Engagement (OCCEN) Nigeria 
  47. Mathatha Tsedu, South Africa, Adjunct professor of journalism, Wits University and Acting Executive Director of the National Editors Forum (SANEF)
  48. Brenda Zulu, Zambia, journalist and ICT specialist
  49. Emanuel Saffa Abdulai, Sierra Leone, Executive Director of Society for Democracy Initiatives
  50. Zecharias Berhe, Ethiopia, Senior Fellow, African Good Governance Network
  51. Sylvia Amiani, Kenya, counseling and psychosocial practitioner focused on refugees in Germany
  52. Lamii Kpargoi, Liberia, journalist, democracy activist and lawyer
  53. Dr. George Ayittey, Ghana, economist, author and president of the Free Africa Foundation, Washington DC
  54. Evan Mawarire, Zimbabwe, pastor and democracy activist, founder of #ThisFlag movement
  55. Zineb El Rhazoui, Morocco, journalist and human rights advocate
  56. Marc Ona Essangui, Gabon, environmentalist, Executive Secretary of Brainforest
  57. Fred Bauma, Democratic Republic of Congo, democracy and youth activist, leader of the Lucha Social Movement
  58. Dr. Justin Pearce, South Africa, Department of Politics and International Studies, Cambridge University
  59. Asma Khalifa, Libya, activist, cofounder of Tamazight Women Movement
  60. Violet Gonda, Zimbabwe, journalist and President of the International Association of Women in Radio and Television (IAWRT)
  61. Fatoumata Camara, The Gambia, journalist, CEO/Founder  of the Fatu Network
  62. Jelili Atiku, Nigeria, human rights artist
  63. Fred Muvunyi, Rwanda, editor at Deutsche Welle, Op-Ed contributor for Washington Post and a consultant for Freedom House
  64. Aimable Manikrakiza, Burundi, CEO of the Centre for Development and Enterprises Great Lakes
  65. Houssem Aoudi, Tunisia, CEO/Founder of Wasabi and Cogite – co-working Space, entrepeneur and activist
  66. Chouchou Namegabe, Democratic Republic of Congo, journalist and human rights activist, CEO & Founder Anzafrika
  67. Thulani Maseko, e-Swatini (formerly Swaziland), leading human rights lawyer
  68. Samba Dialimpa Badji, Senegal, journalist
  69. Mariama Camara, Guinea, fashion designer and humanitarian, Founder/President of Mariama Fashion Production and the There is No Limit Foundation
  70. Olívio Diogo, São Tomé, sociologist and media commentator, coordinator of the Civil Society Network
  71. Adeola Fayehun, Nigeria, journalist/producer, Keeping it Real with Adeola
  72. Mohamed Soltan, Egypt, Executive Director, the Freedom Initiative
  73. Memory Banda, Malawi, children’s rights activist
  74. Ali Amar, Morocco, veteran journalist, co-founder and director of online news outlet Le Desk
  75. Mohamed Keita, Mali,  Pan African rights advocate
  76. Norman Tjombe, Namibia, human rights lawyer and activist
  77. Uyapo Ndadi, Botswana, human rights lawyer, activist, and founder of the Ndadi Law Firm
  78. Phil ya Nangoloh, Namibia, human rights activist, monitor and Executive Director of NamRights Inc
  79. Jacqueline Moudeina, Chad, prominent award-winning lawyer and human rights activist
  80. Rosmon Zokoue, Central African Republic, journalist, blogger and activist
  81. Ahmed Gatnash, Libya, co-founder & VP of Operations, Kawaakibi Foundation
  82. Anas Aremeyaw Anas, Ghana, Africa’s leading investigative journalist and private investigator
  83. Boubacar Diallo, Niger, Editor, Liberation newspaper
  84. Abdourahman Waberi, Djibouti, acclaimed novelist, essayist, academic and short story writer, human rights activist, professor of literature at George Washington University
  85. Doudou Dia, Senegal, Executive Director, Goree Institute, Center for Democracy, Development and Culture in Africa
  86. Alain Mabanckou, Congo, novelist, journalist, poet and academic
  87. Francis Kpatindé, Benin, journalist, former editor-in-chief of the newsweekly Jeune Afrique and former spokesman for the United Nations High Commission for Refugees (UNHCR)
  88. Mustafa Haji Abdinur, Somalia, award-winning journalist
  89. Thembo Kash, Democratic Republic of Congo, award-winning cartoonist
  90. Damien Glez, Burkina Faso, award-winning editorial cartoonist
  91. Ahmed Abdallah, Comoros, journalist
  92. Anton Harber, South Africa, former journalist with the Rand Daily Mail until its closure by the apartheid government, co-founder and editor of the Weekly Mail (now The Mail & Guardian) and Professor of Journalism at the University of the Witwatersrand
  93. John-Allan Namu, Kenya, award-winning investigative journalist, co-founder of Africa Uncensored, 2017 Desmond Tutu Fellow
  94. Alice Nkom, Cameroon, leading human rights lawyer, defender of rights of the LGBT community
  95. Mouctar Bah, Guinea, veteran journalist
  96.  Andrew Feinstein, South Africa, former ANC MP, Executive Director of Corruption Watch UK, author of The Shadow World: Inside the Global Arms Trade
  97. William Rasoanaivo, Madagascar, award-winning political cartoonist
  98. Claudia Gastrow, South Africa, anthropologist, Univeristy of Johannesburg
  99.  Motlatsi Thabane, Lesotho, professor of History, University of e-Swatini
  100. Cyriac Gbogou, Ivory Coast, blogger, co-founder of O’Village and key actor in the new technology sector in the country
  101. Canon Clement Hilary Janda, South Sudan, Pan African Ecumenist
  102. Ola Diab, Sudan, journalist and activist

ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኮይነን ዝተመርጻ፡ ፍረደሪክሰን ኣብ ጐኒ ባንደራ ሃገረን ኣብ ህንጻ ፓርላማ ኮፐንሃገን

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብ7 ሰነ 2019 ኣብ ዝለኣኾ መዘክር፡ ሰልፊ ማሕበራዊ ዲሞክራሲ ደንማርክ  (ሰማዲደ) ኣብዚ ሰሙን ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ስለ ዝተዓወተ ናይ ሓጐሱ መግለጺ  መልእኽቲ ሰዲዱ።

ሰዲህኤ፡ ኣብቲ ናብ ጓል 42 ዓመት ኣደመንበር ሰማዲደ ወይዘሮ መተ ፍረድሪክሰን ዝለኣኾ መልእኽቲ፡ እተን ወይዘሮ ከምቲ ኣብ ናይ ቅድመ-ምርጫ ምልዕዓለን ዝገለጸኦ፡ ንፖለቲካ ዴንማርክ ሓድሽ ኣቕጣጫ ብምትሓዝ ንዝሓሸ፡ ማሕበራዊ ዕቤት፡ ትምህርቲ፡  ከባብን ብሩህ መኣጻእን ክጽዕታ እምነቱ ምዃኑ ጠቒሱ።

መልእኽቲ ሰዲህኤ፡ መጻኢ ብሰማዲደ   ዝምራሕ መንግስቲ፡ ነቲ ጌና ዘይተቐየረ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ፖለቲካውን ሰብኣውን መሰል ኤርትራ ክርደኦን ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብፍሉይ ቆላሕታ ክርእዮምን ዝግበኦም መሰል ከኽብረሎምን ዘለዎ ትጽቢት ገሊጹ። ክልቲኦም ሰልፍታት፡ መስረቲ ኣባላት ናይቲ ብ2013 ዝተደኮነ ዓለም ለኻዊ ምሕዝነት ገስገስቲ ምዃኖም ብምጥቃስ ከኣ ዝምድና ሰዲህኤን ሰማዲደን ንሱ ዝመርሖ መንግስትን ዝያዳ ክድልድል ዘለዎ ተስፋ ገሊጹ።

EPDP Congratulates Fraternal Danish Party for Victory in Elections 21

ኣብቲ ብ2017 ኣብ ኣልቦርግ ደንማርክ ዝተኻየደ ናይ ሰማዲደ ጉባአ፡ ኣማላት ማእከላይ ባይቶ ብጾት ተኽለ መለኪንን ኣማኑኤል በራኽን ዝኣባላቱ ልኡኽ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ሓደ ካብቶም ካብ 75 ሰልፍታትን ምንቅስቓሳትን ኤውሮጳን ካልእ ከባብታት ዓለምን ዝተወከሉ 75 ልኡኻት ኮይኑ ተሳቲፉ ከም ዝነበረ ዝዝከር እዩ።

Prime Minister Designate Frederiksen flanked by Danish  flag and Parliament Building in Copenhagen

 

In a memorandum sent on 7 June 2019, the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) congratulated the Danish Social Democratic Party (DSDP) for its  victory in the national elections held during the week.

Addressed to the 42-year old DSDP Chairwoman, Ms Mette Frederikson, the message expressed EPDP’s trust that the Government she will form soon would give “a new direction” to Danish politics by applying her campaign promises for social welfare, better education, environment and brighter future for Danish children.

The EPDP message hoped that the upcoming DSDP Government will understand the still unchanged bad political and human rights situation in Eritrea and give Eritrean refugees the special attention that they deserve. It further noted that both parties were founding members of the global Progressive Alliance that was formed in 2013 and affirmed EPDP’s wish to further strengthen relations with DSDP and its Government.  

EPDP Congratulates Fraternal Danish Party for Victory in Elections 21

It is to be recalled that a two-person EPDP delegation met the DSDP leadership at their congress held in Aalborg, Denmark, in September 2017.  The EPDP delegation, composed of Central Council members Tekle Melekin and Amanuel Beraki, was among other 75 delegates representing 75 different parties and movements from Europe and other parts of the globe.