×

Warning

JUser: :_load: Unable to load user with ID: 21
JUser: :_load: Unable to load user with ID: 17

Mr. Mesfin Hagos member of EPDP Leadership speaks in Interview with Demtsi Hezbi TV Service

Saturday, 04 October 2014 07:29

ክመይ ጌርና’ሞ ክንርስዖም!!!?

Written by

28 መስከረም 2014

3ይ ዞባዊ ጉባኤ ድሕሪ ምዝዛም ሰለስተ ኣባላት ፈጻሚ ሽማግለ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ፣ ተስፋይ ወልደሚካኤልን ኤርትራ ኣልኣዛርን ዝመርሕዎ፣ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣባላት ፈጻሚ ሽማግለ በብተራ፡ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ሃገርና ከምኡ’ውን ኣብ ጕዕዞ ስደትን ዝሓልፎ ዘሎ መሪር ስቓይ ብዝርዝር ሓቢሮም። ጠንቂ ናይዚ ስቓይ ዝዀነ ስርዓት ኢሳያስን ጕጅልኡን ንምልጋስ ነብስና ወዲብና ክንቃለስን ከይወዓልና ከይሓደርና ሃገር ከነድሕን ንጥለብ ብምባል ተሪር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣቋቕማን ዕላማታትን ሰ.ደ.ህ.ኤ. ማለት ካብ ድሕረ-ባይታ ተሞክሮ ሰውራና ዝዀና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ግንባርን ዝቖመ፣ ንዝሓለፍናዮ ናይ ፍልልያት መናድቕ ዘፍረሰ ናይ ሓድነት ሰልፊ ምዃኑ ሓቢሮም። ሓድነት ህዝብን መሬትን ዝዓቀበት ሰላማዊትን ፍትሓዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ዝሰፈና ኤርትራ ንምህናጽ ዝቃለስ ሰልፊ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጽ፤ ብዘይ ተሳትፎ ህዝቢ ዝዕወት ለውጢ ስለዘይህሉ ህዝብና ኣብ መኣዲ ቃልሲ ክሳተፍን ዓወቱ ከቃላጥፍን ኣገንዚቦም።

ኤርትራ ኣልኣዛር ኣብነታት ካብ ማህደር ተሞክሮታት ቃልሲ ዓለም ብምውካስ፣ ንታሪኻዊ ግደ ደቀንስትዮ ዓለም ኣብ ለውጥን ምዕባለን ኣመልኪታ መብርሂ ኣቕሪባ። ኣብ ኤርትራ’ውን ብተሳትፎ ደቀንስትዮ ዝተረጋገጸ ዓወታት ኣብ ታሪኽ ምዝጉብ ምዃኑ ኣስሚራትሉ። ኣብ ዝኸይድ ዘሎ መሪር ጭቆና ዝያዳ ውጹዓት ደቀንስትዮ ምዃነን ብምብራህ እቲ እነማዕድዎን እንጽበዮን ለውጢ ድማ ንኽብርን መሰልን ደቀንስትዮ ዘዕቆበ ክኸውን  ከምዘለዎ ኣስሚራትሉ።

መደብ ሕቶን መልስን፡

Ø  ንሓድነት ተቓወምቲ ኤርትራውያን ዝምልከት

Ø   ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዘሎናን ክህልወና ዘለዎን ዝምድና

Ø  ሰላማውን ደሞክራስያውን ኣገባብ ቃልሲ

Ø  ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት ኢሳያስ ዝተቐረበ መሰጋገሪ መደብ እንታይ እዩ

ዝብሉ ካብ ተሳተፍቲ ኣኼባ ዝቐረቡ ሕቶታት ኣዕጋቢ መልስታት ተዋሂቡ ከምኡ’ውን ካብ ተሳተፍቲ ዝተውህበ ርእይቶን ለበዋን ተቐቢሉ፤ ንዝኽሪ ህልቀት ላምፓዱዛ  ሽምዓ ብምብራህ ናይ ሕልና ጸሎት ተገይሩ ኣኼባ ዛዚሙ።

መስከረም 27 – 28, 2014 ዓ.ም.       

ኣብ ከተማ ቺካጎ / ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ተኻይዱ።

ኣሳናዳኢ ሽማግለ ዞባ ሰ.ደ.ህ.ኤ. ብዝሰርዖን ዝወደቦን መደብ፣ ወከልቲ ጨናፍር ሰልፊ ካብ ሰሜን ኣመሪካ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካን ካናዳን ኣብ ከተማ ቺካጎ ተራኺቦም ጉባኤኦም ብዓወት ኣሰላሲሎም።

ኣኼባ ብኣባል ኣሰናዳኢት ሽማግለ ቃለኣብ ክፍለጌርጊስ ብሰልፋውን ሃገራውን ጉዳያት ተገዲስኩም ኣብ ቦታ ጉባኤ ምርካብኩም ብስም ኣሰናዳኢት ሽማግለን ጨንፈር ቺካጎን እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ብምባል፤ ጉባኤ ጀሚርና ክሳብ ንውድእ ዝምልከት ቅደም ተኸተል ዕማማት ሓበሬታ ኣቕሪቡ።

ወልዱ ነጋሲ፣ ኣቦ መንበር ኣሳናዳኢት ሽማግለ፣ ኣስዒቡ ክሳብ’ዚ ጉባኤ መሪሓ ዘብጽሐት ዞባ ሽማግለ ብምምስጋን፤ ንዝመጽእ ከተገልግል እንመርጻ ሽማግለ ዞባ፣ ኣዳልያ ሕጹያት ናብ ጉባኤ እተቕርብ ሓጻዪት ሽማግለ ከም ዘቖሙን ተዳልያ ከም ዘላን ኣፍሊጡ። ቀጺሉ ጉባኤ ንምስንዳእ ኣገዳሲ ተራ ዝተጻወቱ ኣባላት ኣሳናዳኢት ሽማግለ መሓሪ በርሀን ቃለኣብ ክፍለጌርጊስን ኣመስጊኑ።

ኣለም ዮውሃንስ ኣባል ማእከላይ ባይቶን ምኽትል ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያትን፡ ኣብ ሰልፍና መዓልታዊ ልሉይ ግደ ዝጻወቱን ዘበርክቱን ንኸመስግን ኣሳናዳኢት ሽማግለ ብዝሓተተቶ መሰረት፡

Ø  ምሉእ ጊዚኦምን ዓቕምታቶምን ወፍዮም ንሰልፍና ዘገልግሉን ዘቐድሙን ኣባላትና ልዑል ምስጋና ይብጽሓዮም

Ø  ቅድሚ ናጽነት ብህዝባዊ ግንባር  ንሸውዓተ ዓመት ተኣሲሩ ወጺኡ፣ ኣብ ሰልፍና ኣባል ማእከላይ ባይቶ ኰይኑ እናገልገለ ከሎ ብዘይተፈልጠ ተጨውዩ ሃለዋቱ ክንፈልጥ ዘይከኣልና፣ ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ኢብራሂም ክንዝክሮን ሃለዋቱ ክሳብ ንረክብ ጻዕርታትና ከቋርጽ ከምዘይብሉን ኣዘኻኺሩ።

Ø  ዘይሕለል ንጡፍ ብቐጻሊ ኣብ ዕማማት ሰልፍን ስነጽሑፋቱን ግብራዊ ዕማማትን ዘበርክት ዶክተር ገረመስቀል ነመስግኖ

Ø  ንመትከላት ሰልፍና ዝከላኸሉን ዘቐድሙን ዘይሕለሉ ተዋሳእቲ ግርማይ ተመስገን፡ ተስፋይ ካሕሳይ፣ ኣንቶንዮ ተስፋይ፡ ጸሃየ ኣርኣያ፡ ወልዱ ነጋስን ተስፋይ ደጊጋን ኣለልዩን ኣመስጊኑን።

ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ኣባል ፈጻሚ ሽማግለን ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ስርርዓዊ ጉዳያትን፣ ኣሰናዳኢት ሽማግለን ጨንፈር ቺካጎን ጉባኤና ንምስልሳል ዘበርከትዎ ግደ ኣመስጊኑ። ቀጺሉ ብደረጃ ሰልፊ ሓበሬታ ድሕሪ ምቕራብ፤ ዘጋጥሙና ብድሆታትን ክንቅርቦም ዘሎና ፍታሓትን ብዝርዝር ኣቕሪቡ።

ተስፋይ ወልደሚካኤል (ደጊጋ) ኣባል ፈጻሚ ሽማግለን ሓላፊ ገንዘባዊ ጉዳያትን፡ ኣቦ መንበር ሰልፊ መንግስትኣብ ኣስመሮም ንጉባኤ ዝሰደዶ ደብዳበ ኣቕሪቡ። ኣቦ መንበር ብስመይን ብስም ማእከላይ ሽማግለን  እንቋዕ ን3ይ ጉባኤ ኣብቃዓኩም ድሕሪ ምባል፤ ዕዉት ጉባኤ ክዀነልኩም እምነ ክብል ሰናይ ትምኒቱ ገሊጹ። ቀጺሉ ሰልፍና ኣብ ኵሉ መዳያት ቃልስና ዘሰላሰሎ ስራሓትን ዘጋጥሞ ብድሆታትን ብምምልካት ብሰንኪ ሕሱም ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ህዝብና ዝሓልፎ ዘሎ መሪር ስቓይ ብፍላይ ብተረኽቦ ህልቂት ላምባዱዛ ናብ ኣቓልቦ ህዝቢ ዓለም ብምብጻሕ ዝገደፎ ጽልዋን ኣስሚርሉ። ሰልፍና ንኣህጉራዊ ሰብኣዊ ማሕበራትን መንግስታትን መዘክራት እናለኣኸ ኣብ መደበራት ስደተኛታት ከባቢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ትምህርትን ናይ ሞያ ስልጠና ኣገልግሎትን ክግበረሎም ጥርዓናት ካብ ምቕራብ ከምዘይቋረጸ ኣነጺሩ። ናብ ብሰላም ሰሪሖም ክመሃሩሉን ክሰርሕሉን ዝኽእሉ ውሑስ 3ይ ሃገር ከስግሮዎም ሰልፍና ደጋጊምና መዘክራት ከምዘቕረበ ሓቢሩ።

ዞባዊ ጸብጻብ ብኣቦ መንበር ዞባ ሽማግለ ዮሴፍ ሃይለ ቀሪቡ። ዮሴፍ እንቋዕ ናብ ቦታ ጉባኤ ለውጥን ምዕባሌን ንምሕንጻጽ ኣብዚ ተራኸብና ብምባል ዝርዝር ጸብጻቡ ኣቕሪቡ፡

·         ንኣጀማምራ ስራሕ ዞባን ቅርጻ መሪሕነትን ሓላፍነታት ሽማግለን ብዝርዝር ኣብሪሁ

·         ኣብ ጕዕዞ ዘጋጠሞም ብድሆታትን ዝገበርዎ ፍታሓትን ኣብሪሁ

·         ዝተራእዩ ሓያልን ድኹምን ጎድንታት ብደረጃ ጨናፍርን ዞባን ኣቕሪቡ

·         ንመጻኢ ከነመሓይሾም ዘሎና ነጥብታት ብምቕራብ፣ ጉባአ ክዛረበሎምን ፍታሕ ከናድየሎምን ተላብዩ

 ገንዘባዊ ጸብጻብ ብዞባዊ ገንዘባዊ ሓላፊ ትኩእ ተስፋይ፡ ቀጺሉ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡

·         ኣብ ክልተ ዓመት ካብ ኣባላት ዞባ  ዝተገብረ ኣታዊ

·         ብወፈያታትን ወፍርታትን ዝተገብረ ኣታዊ

·         ጠቕላሊ ጸብጻብን ኣወጋግንኡን ዘርኢ ሰሌዳ ኣቕሪቡ

ጉባኤ ብ5 ዝኣባላታ ሰክረታርያ፡ ኣለም ዮውሃንስ፣ ኤፍረም ታፈረ፣ ወይኒ ወልደስላሴ፣ ግርማይ ተመስገን (ቀሺ)ን ተወልደ መሓሪን ተመሪሑ ንዝቐረበ ጸብጻብ ተኻቲዑ ድሕሪ ምብሳሉ ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑ።

ብሓይሊ ዕማም ዝተዳለወ መጽናዕታዊ ሰነድ፡

ንትሕዝቶ መጽናዕቲ ብሰሌዳን ጽማቝ መግለጽን ተሰኒዩ ብዶክተር ገብረመስቀልን ላይነ ካሕሳይን ቀሪቡ። ተሳተፍቲ ጉባኤ ዘለዎም ሕቶታትን ርእይቶታትን ብምቕራብ ዕቱብ ምይይጥ ኣካይዶም። እቲ መጽናዕቲ ብተሳትፎ ውልቀ-ኣባላትን ብኣኼባ ጨናፍርን ዝተገብረ ኰይኑ፡ ድኹምን ሓያልን ጎድንታት ሰልፊ ብፍላይ፣ ሃገርናን ህዝብናን ዝሓልፎ ዘሎ ክውንነት ኣጕሊሑ ዘርኣየ ነይሩ።   

ኤርትራ ኣልኣዛር ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ. ሓላፊት ቤት ጽሕፈት ደቀንስትዮ፤ ኣብ ሰልፊ ከምኡ’ውን ኣብ ዞባ ብግዱሳት ኣባላት ዝካየዱ ንጥፈታት ማሕበር ኣብሪሃ።

ውሳኔታትን ለበዋታትን ጉባኤ

ኣብ ምድምዳም ጉባኤ ውሳኔታት ብፍልይቲ ሽማግለ ንድፊ ቀሪቡ ጉባኤ ተኻቲዑ ዘጽደቖ ብፍሉይ መግለጺ ክወጽእ’ዩ፡ ካብ ጉባኤ ዘተኰረሎም ቀንዲ ትሕዝቶ ነዚ ዝስዕብ ነጥብታት ንጠቅስ፡

1.      “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” ዝብል ብመራሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዝተዘርግሐ ንምረት ህዝብና ዘቃለሐን  ለውጢ ዝጠልብ  ሃዋርያዊ መልእኽቲ ጉባኤና ከምዝቕበሎን ዝድገፎን ዳግማይ ኣረጋጊጹ

2.     ኣብ ጥሪ 2013 ብወዲ ዓሊ ዝተመርሐ ብስርሒት ፎርቶ ዝፍለጥ ምንቅስቓስ ዘኪሩ ንተባዕ ተበግሶኡ ኣሞጊሱ

3.     ኣብ ናይ 2014 ዋዕላ ፕረቶርያን ኣብ ፈስቲቫል ፍራንክፈርትን ቦሎኛን ተደጊሙ ንዝሃብተመ ልዝብን ውሳኔታትን ብመትከል ከምዝድግፎ ኣረጋጊጹ

4.     ኣብ ሓድነት ዘሎና ማእከላዊ ራእይ ኣብ መትከል ብዙሕነት ዝተሰረተ ምዃኑ ብግሉህ መልክዕ ኣቕሪቡ

5.     ብጉዳይ ስደተኛታት ኤርትራውያን፣ ዘጋጥሞም ጸገማትን እንታይ ይገበር ዝብል ሕቶን ርእዩ

6.     ስርዓት ኢሳያስ ኣልጊስካ ብደሞክራስያውን ፍትሓውን ስርዓት ንምትካእ፣ ናይ ውሽጥን ድያስፖራን ቃልሲ ዝውሃሃደሉ መስኖታት ዳህሲሱ

7.     ብ”ደለይቲ ፍትሒ” ዝፍለጥ ዝጕሃሃር ዘሎ ምንቅስቓስ ንለውጢ  ብሓሳብን ግብርን ተሳትፎኡ ከዕዝዝ ኣጥቢቑ ተማሒጺኑ

ድሕሪ ናይ ክለተ መዓልታት ነዊሕ ሰዓታትን ዝወሰደ ምምይያጥን ክትዓትን ጉባኤኛታት ናይ ሰሜን ኣመሪካ ናይ ዞና ምምሕዳር ሽማግለ ብዲሞክራሲያዊ መንገዲ ብምምራጽ ጉባኤ ብዓቢ ዓወት ብምዝዛም ተሳተፍቲ ጉባኤ ብዓቢ ፍናን ቃልሶም ከነሃህሩ ቃሎም ብምሕዳስ ናብ ቦቶኦም ተመልሶም።

ሓደ መስከረም  ሱር  ተክሊ ቃልስና፣
ምስታ ታሪኻዊት ኣውሊዕ  ባንደራና፣
ኣብ ጎቦታት ኣዳል ክብገስ ቃልስና፣

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብምኽንያት ሞት ናይ ገዲም ተጋዳላይ ዑስማን መሓመድ ኑር (ሓፍ ኮፍ) ንቤተስቡ፡ ቀረቡን መቓልስቱን ወሪድዎም ዘሎ መሪር ሓዘን ተኻፋላይ ምዃኑ ይገልጽ።

ንመዋቲ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ፡ ንቤተ-ሰቡን ንተቓላሲት ጓሉ ሳልዋን (ኡምሪታል) ጽንዓት ይሃቦም ራሕሱ ድማ የውርደሎም።

28 መስክረም 2014

ሰዲህኤ

ብዝሒ ሓተትቲ ዑቑባ ኣብ ወገን እንዳስትራልውያን ዓለም ኣብ ዝሓለፈ ፍርቂ ዓመት ብ 24% ወሲኹ ክብል ናይ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ሓላፊ ጉዳይ ስደተኛታት (UNHCR) መግለጺ ሂቡ። ኩናት ኣብ ሲርያ ቁሉውላው ኣብ ኣፍጋኒስታንን ኤርትራን  ገለ ካብቲ ጠንቅታት ምዃኑውን ብምብራህ መብዛሕትኦም ካብቶም ሓተትቲ ዑቑባ ኣብ ሹዱሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ጀርመን፡ ኣመሪካ፡ ፈረንሳ፡ ሽወደን፡ ቱርክን ጣልያንን ዮም ዝመጹ ዘለው። ኣብ መጀመርያ ክፋል ናይዚ ዓመትዚ 330,700 ሰባት ፖለቲካዊ ዑቑባ ኣብ 44 ሃገራት ማለት ኣብ ኤውሮጳ፡ ሰሜን ኣመሪካን ኢስያን ክሓቱ ከለው፡ ብድምር ኣብዚ ዓመትዚ 700,000 ዑቑባ ንምሕታት ኣብ ትጽቢት ኣለው።

 بحضور جماهيري كبير من ضحايا نظام الهقدف بأسمراعقد بجنيف في الحادي والعشرين من سبتمبر 2014م اجتماع تنويري عام لشرح أهداف اللجنة الدولية للتحقيق في جرائم الهقدف.  خاطب اللقاء باللغتين الانجليزية والتجرينية كلٌّ من الناشطة الحقوقية / إيلسا جروم وفرونيكا ألمدوم