ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብምኽንያት ሞት ናይ ገዲም ተጋዳላይ ዑስማን መሓመድ ኑር (ሓፍ ኮፍ) ንቤተስቡ፡ ቀረቡን መቓልስቱን ወሪድዎም ዘሎ መሪር ሓዘን ተኻፋላይ ምዃኑ ይገልጽ።
ንመዋቲ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ፡ ንቤተ-ሰቡን ንተቓላሲት ጓሉ ሳልዋን (ኡምሪታል) ጽንዓት ይሃቦም ራሕሱ ድማ የውርደሎም።
28 መስክረም 2014
ሰዲህኤ
Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290