ኣቦናን ሓውናን ኣቶ ኣልኣዛር ቀለተ ዘርኤ
ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ብቀዳም ዕለት 16. 04. 2016 ብሰላም ዓሪፉ::
ሓዘን እንገብረሉ ቦታ ኣብ
Pauluskirche Stuttgart-West Bismarckstr. 40, 70197 Stuttgart
ካብ ዕለት 17.04. 2016 ጀሚሩ ክሳብ ሓሙስ ዕለት 21.04.2016 ካብ ሰዓት 16³° ክሳብ 21°° ኢዩ
ናብዚ ቦታዚ ንምብጻሕ
ብ ኩለን S-BAHN ኣብ Schwabstraße ወሪድኩም
ብ U9 ን U2 ኣብ Schwab-Bebelstr Haltestelle ትወርዱ
Schwabstraße ሒዝኩም ን Bismarckplatz ትኸዱ
ኣውቶቡስ 42 ካብ Bahnhof ab Bismarkplatz Haltestelle ትወርዱ
ናይ ቀብሪ ስነስርዓትን ፍትሓትን
ዝግበረሉ ዕለት ዓርቢ 22.04.2016 ካብ
ሰዓት 11°° ክሳብ 12°°ኣብ Pragfriedhof
Friedhofstraße 44, 70191 Stuttgart
መጉዓዝያ U5 U7 U15 U12 ኣብ Pragfriedhof- ውይውን Milchof-Haltestelle ትወርዱ
ተወሳኺ ናይ ተለፎን ሓበረታ 017672370272
ስድራ ቤት ቀለተ ኣልኣዛር