መሪር ናይ ሓዘን መግለጺ

2014-10-27 05:31:15 Written by  ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2470 times

 

ተጋዳላይ ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ብዝሓደሮ ሕማም ትማሊለይቲ  ዕለት 22 ጥቅምቲ 2014 ብሞት ካብ'ዛ ዓለም ምፍላዩ፡ ንቤተሰቡን ንመቓልስቱ ደልዪቲ ፍትሕን ኣዝዩ ዘሰንብድን ዘሕዝንን ተረኽቦ ኢዩ።

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ንመዋቲ መንግስተ-ሰማይ ንቤተሰቡን መቓልስቱን ድማ ጽንዓት ይሃቦም፡ ጠሉ ድማ የውርደሎም እናበለ ናይ'ቲ ወሪድዎም ዘሎ መሪር ሓዘን ተኻፋላይ ምዃኑ ይገልጽ።

ስውእ ተወልደ ቫካሮ ብስጋ እኳ ካባና እንተተፈልየ፡ ብመንፈስ ግን፡ ዝኽሩ ነባሪ ኢዩ።

 

መንግስተኣብ ኣስመሮም

ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

 

23 ጥቅምቲ 2014

 

نعي أليم

 

تلقت قيادة حزب الشعب الديمقراطي الارتري ببالغ الحزن والأسى نبأ وفاة المناضل/تولدي تسفاماريام (ودِّي فكارو).

 

وأمام هذا الفقد الوطني الجلل لا يملك حزبنا إلا أن يشارك أسرة الفقيد الأحزان متمنياً للفقيد الرحمة ولأسرته وشعبه جميل الصبر وحسن العزاء.

 

منقستئاب أسمروم

 

رئيس حزب الشعب الديمقراطي الارتري

23 اكتوبر 2014م

Last modified on Thursday, 30 October 2014 19:42