FORO 12 -- ኣሉባልታታት ተጻዒኑ ዝመጸ ፎሮ 12፡ ማይ ዝሓቖነ ኣልባ ኮይኑ ክተርፍ’ዩ

2017-01-05 08:03:03 Written by  ሪፖርተር ሃይለ መንገሻ ዑቕበ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 4244 times

 .......    ሪፖርተር ሃይለ መንገሻ ዑቕበ    .......

ዜና 1/2/2017።
ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2017 ምብራቑ፡ ፎሮ 12፡ ኣብ Eritrean
Smerr for Change Room1 ዝተባህለ ኣደራሽ ፓልቶክ፡ ቀሪቡ ከምዚ በለ። ". . .
ድሕሪ ተስፋጼን ዘሎ ህግደፍ ኣይኮነን። ሕጂ ግን ኣብዞም ሩማት፡ ብዝላዓለ መልክዕ
ንተስፋጼን ዝጥቀምሉ ዘለዉ ህግደፋውያን ኢዮም "።

 

Last modified on Thursday, 05 January 2017 10:09