ጻውዒት ንምርዳእ ኣካለ-ጽጉማን

2016-07-04 19:37:34 Written by  ኤርትራዊ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ጨንፈር ሽወደን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 1702 times

ADE Logo

ከምቲ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ ወፈራ ንረድኤት ናብ ሱዳን ዝርከቡ ኣካለ ጽጉማን ኣሕዋትና ዉፍይ ሰናይ ተግባርነብሰ ምኽኣል መደበር ኣካለ ጽጉማን ዝብል ተበግሶታትን መጽናዕትን ንምዕዋት ተጀሚሩ ኣሎ። ንሕና ከም ኣብ ሃገረ ሽወደን እንነብር ኤርትራውያን እውን ድሮ ኣብ ዕለት 02/04/2016 ዝተካየደ ዓመታዊ ጉባኤ ጀሚርና ስለዘሎና በብዓቅምና ነዞም ምእንቲ ህዝብን ሃገረ ኤርትራን ዝሰንከሉ በብክእለትና ንምሕጋዝ ንጽዉዕ። ሓገዝ ንምልኣኽ Eritreanska Föreningen för Funktionshindrade S.S. ፖስትጂሮ. 650565-5 ኮይኑ ንዝያዳ ሓበሬታ ምስ ዘድሊ ናብ ዋና ጸሓፊ ማሕበር .ስልኪ 0707494711 ተወከሱ።

War wounded

እዚ ማሕበር እዚ ካብ ዝኾነ ፖሊቲካውን ሃይማኖታውን ዝምባሌ ነጻ ዝኾነ ሰብኣዊ ማሕበር ኮይኑ፡ ክሳብ ዝወግሕ ኩሉ ኤርትራዊ ርህሩህ ከይዝንግዕ ንጽዉዕ። ብዝመርጽኩሞ ኣገባብ ሓገዝኩም ክትልግሱ ንላቦ።

ፖስት ጂሮ 650565-5 እንሆ።

Last modified on Monday, 04 July 2016 22:12