እንቋዕ ናብ በዓለ-ትንሳኤ ኣብጻሓኩም
2015-04-11 06:00:01 Written by EPDP Chairman Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2662 timesሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡
ንምእመናን ክርስትናን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብጠቕላላን እንቋዕ ናብ በዓል ትንሳኤ ኣብጽሓኩም እናበለ፡ ስቅያት ህዝብና ዝድምደመሉ፡ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ድማ ዝጅምረሉ በዓል ክዀነልና ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።
መንግስተኣብ ኣስመሮም
ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ