ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ኣርእስተይ ተመርኲሰ ሓሳባተይ ብጽሑፍ ናብ ሕብረተ-ሰበይ ከመሓላልፍ እንከለኹ፡ ብመጠኑ ንሕዋሳተይ ሕልናዊ ዕረፍቲ ክህበኒ እንከሎ፡ ብካልእ ኣዘራርባ ከኣ፡ ወዲ-ሰብ ሓታትን መላስን ርእይቶኣውን ክኸውን ኣብ ሓደ ሕብረተ-ሰብ መሰረታዊ ኣምር‘ዩ።

ዝኸበርካ ኤርትራዊ፡ ንኣርእስተይ ብመጀመርያ ምስ ረኣኻ፡ ብፍላይ ኣብቲ መሪር ሃለዋት ምስ ትህሉ ንደቓይቕ ክትሓስብን ዝን ክትብልን ኢኻ። ብርግጽ ከኣ ኣርእስተይ ጽሑፈይ ሕልና ኩሉ ኤርትራዊ ክትንክፍ ምዃኑ ጥርጥር የብለይን።

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ን30 ዓመታት መሪር ቃልሲ ተቓሊስካ ሰፍ ዘይብል መስዋእቲ ከፊልካ፡ በቶም ጀጋኑ ደቅኻን በታ ክብርቲ ዋዕሮ ጓልካን፡ ታሪኽ ናይ ንሓዋሩ ነጻነትካ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዓለም ኣመስኪርካ፤ ብርእሰ-ተኣማንነት ብረፈረንዱም 99.8 እወ ንነጻነት ኣድሚጽካን ንዓለም ኣበሲርካን፡ ባንደራኻ ኣብ መንጎ ባንዴራታት ሃገራት ዓለም ኣብ ህንጻ ኣደራሽ ዓለም ኣንበልቢላ ኤርትራ ዝብል ክብሪ ኣብ ናይ መዝገብ ታሪኽ ሰፊራ።

ዝኸበርካ ኣንታ ተባዕ ኤርትራዊ፡ ኣነ ከም ጸሓፍን ሓሳብ ኣቕራብን፡ ሓደ ዘይርሳዕ ወትሩ ዘተሓሳስበንን ዘጕህየንን ኩሉ ግዜ ብጽምዋ ክሓስብ እንከለኹ ሓደ ሕቶ ይመጸኒ። ስለምንታይ ንሕና ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብ ከምዚ ኩነታት ኣቲና? ንሱ ከኣ ነቲ ሓድሽ ጉዕዞ ነጻነት ከየስተማቐርካ ፖለቲካዊ ቍጠባዊ ማሕበራዊ ሕውየት እናጠመትካ ኣብ ኲናት ተሸሚምካ፥ መንእሰይ ወለዶ ብዳግማይ ኲናት ከሲርና። እዚ ከኣ ብዕላማ ንምንዋሕ ስልጣን ዝተገብረ ድሒሩ ዝተጋህደ ፡-

1 - እቲ ተወዲኡ ዝነበረ ቅዋም ሕጊ ግዜ ብምቕታል ከይትግበር ስልጣኑ ንምንዋሕ፤

2 - ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ከይትከል ምርጫ ከይግበርን፤
3 - ፓርላማ ከይህሉ ምግባር፤

4 - ኩሉ ኣብ ትሕቲ ቅዋም ሕጊ እታ ተሓታትነት እትብል ኣምር ዓንቀጽ ክትመጽእ ከም እትኽእል ስለ ዝፈልጥ፥ ንከይትመጾ፤

5 - ኣብ መወዳእታ ህዝቢ ኤርትራ እታ እንኮ ብማዕርነት እትፈትሕ “ቅዋም ሕጊ“ እናተጸበየ ከሎ ቅዋም ሞይቱ ተባሂልካ።

ዝኸበርካ ኤርትራዊ፡ እዚ ኣበሃህላ ከም ህዝብን ከም ሃገርን ብጣዕሚ ዘሕፍርን ዘነውርን፥ ከም ሰብ፡ ከም ኤርትራዊ እሞ ከኣ “ንቅዋም ሕጊ ሕብረተሰብ፡ ንቅዋም ሕጊ ሃገር“ እቲ ስርዓት ደፊሩ ከምዚ ኢሉ ክዛረብ ከሎ፡ ንሕና ኤርትራውያን ተመሊሰ ክሓስቦ እንከለኹ ብርግጽ ንሓስብ ኣሎናዶ? ክሳብ ሕጂኸ እንታይ‘ዩ ዘጸብየና ዘሎ ክሳብ ክንድዚ ግዜ ምውሳድ ነዚ ደቂ-ደቁ ዝበልዕ ጨካን ስርዓት።  

ስማዕ ኤርትራዊ! እዚ ስርዓት ከማኻ ሰብ፡ ግን ባህሪ ናይ ሰብ ዘየብሉ፡ እሞ ከኣ ዝመሽመሸ ክንሱ ንሕግታትካን መሰልካን ንማሕበራዊ ክብርታትካን ክኽልክለካን ከፍቅደልካን ከሎ ን6 ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ ከሕፍርን ከነውርን ጸኒሑን ዘሎን‘ዩ። እዚ ስለ ዝኾነ ከኣ ሕጂ‘ውን ደጋጊመ እንታይ ኢኻ ትጽበ ዘሎኻ ክብለካ ሕልናውን ታሪኻውን ከም ኤርትራዊ ይግድደኒ።

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ እዚ ስርዓት‘ዚ ብቐደሙ ልቡ ምሳኻ ኣይነበረን፡ ስለ ዝኾነ ከኣ ጥመ - ሕመም - ሙት -  ዕረቕ -ሃሉ-ኣይትሃሉ ኣይግድሶን‘ዩ። እዚ ዝስዕብ ኢሰብኣዊ ተግባር ን29 ዓመት ገይሩዎን ብዝኸፍአ ድማ ይቕጽሎ ኣሎን፡ ንሱ ድማ ሓደ ክልተ ኢልካ ስለ ዘይውዳእ እዚ ዝስዕብ ጥራሕ ክጠቅስ‘የ፡-

1 - ተኣሲርካ ኣብ ሕጊ ዘይትቐርበሉን፡ ኣሎኻን የሎኻን ዘይትፍለጠሉ፤

2 - እኽሊ ኣብ ድላይካ ገጠርን ከተማታትን ከትሸይጥን ከይትሽምትን ዝኽልክለካ፤

3 - ን29 ዓመታት ናይ ኩቦን ተጸባያይ ዝገብረካ፤

4 - ኤርትራውያት ኣደታት ንደቀን ከየዐንግላ ብሒቝ ዝደፍኣልካ፤

5 - ብርሃን ከይትርኢ ኣብ ጸልማት ዘንብረካ፤

6 -  ማይ ከይትሰቲ ብጽምኣት ጐሮሮኻ ዘንቅጸካ፤

7 - ትካላት ስራሓት ዓጽዩ ኣብ ጽርግያ ዘውዕለካ፤

8 - ማእሪርካ ሸቒጥካ ድራርካ ከይተእቱ ዝጐየካ፡ ንርብዒት እኽሊ ኣብ ብሎኮታት ዝምንጥለካ፤

9 - ሕክምና ፈውሲ ዘይትረኽበላ ሃገር ገይሩካ፤

10 - እተን ነዊሕ ዓመታት ይዕበያ ይንኣሳ ነቲ ድኻ ህዝቢ ኣብ ገጠር ይኹን ኣብ ከተማ ዝኣልያ ዝነበራ ሕክምናታት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዓጽዩልካ፤

11 - ህዝቢ ኤርትራ ጸጋታት ሃገሩ ዘይፈልጠሉ፤

12 - ዕብየት ቁጠባ ሃገሩ ይውሓድ ይብዛሕ ዘይፈልጠሉ፤

13 - ህዝቢ ኤርትራ ን29 ዓመታት ዓመታዊ ባጀት ዘይፈልጠሉ፤

14 - ትካላት ትምህርቲ ምዕባለኡ ዘይትፈልጠሉ።

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ እዚ ስርዓት‘ዚ ንትካላት ትምህርቲ ኣዳኺሙ፡ ብፍላይ ንመንእሰይ ኤርትራዊ ብሓፈሻ ድማ ንሕብረተሰብ ኢርትራ ምስ ዓለሙ ተወዳዳራይ ከይከውን፡ ኣብ ሓንቲ ናይ ባርነት ማእከል ዝኾነት “ሳዋ“ ዓጽዩ ንኣምስሉ ንህዝቢ ኤርትራ ንምድንጋር ንትምህርቲ ዘይተማልአ ኮለጃት እሞ ድማ ብወትሃደራት ዝመሓደራ ከም ኮለጅ ማይ ነፍሒ ዝኣመሰላ ገይረ ክብል እንከሎ ዘገርም‘ዩ። እቲ ኣዝዩ ዘገርም ድማ፡ እታ ሓንቲ እንሕበነላ ኣብ ዓለም ተቐባልነት ከም ዝነበራ ዘመስከረት፡ ክንደይ ኤርትራውያን ምሁራት ዘፍረየት፡ መንእሰይ ኤርትራ፡ ብሓፈሻ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ብተስፋ ንእኣ እናጠመተ ዝመሃረላ ዝነበረ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ፡ እዚ ስርዓት‘ዚ ህዝብና ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንከይጐዪ ራኢ መጻኢኡ ንከይጥምት ብመደብ ዓጸዋ። ዝገርም፡ ኣነ ከም ሓሳብ ኣቕራብን ከም ኤርትራዊ ከም ሰብ፡ ኣብ ዓለም ዝኾነት ሃገር፡ ኣንትርፎ ትምህርቲ ኣስፋሕፊሑ፡ ዩኒቨርሲቲ ዓጽያ ዝብል ሰሚዐ ኣይፈልጥን።   

ኣብዚ ክብሎ ዝደሊ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር፡ ደቅና ኣበይ ክመሃሩ፡ ኣብ ክንዲ ዩኒቨርሲቲ ምውሳኽ ስለምንታይ እታ እንኮ ብዙሓት መንእሰያት ከተፍሪ ዝጸንሐት ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ትዕጾ ብምባል፡ ብነድሪ ክልዓል ዘይከኣለ? ሕጂ‘ውን ብጣዕሚ ይገርመኒ፡ ደቅናኸ እንታይ ክብሉና‘ዮም ዝብል ኣተሓሳስባ ክመጽእ ዘይከኣለ። ዘሕፍር ናይ ድንቁርና ስቕታ ብምውሳድና፡ ካብ ዓለምና ብኩሉ ደረጃታት ድሕሪት ተሪፍና። አረ እንታይ ኢኻ ትጽበ ዘሎኻ ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ? ዝኸበርካ ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ፡ ሕጂ ዳግማይ ታሪኽ ስራሕ።

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጐረባብትና ኣብ 28 ዓመት ኣበየናይ ደረጃ ትምህርቲ በጺሖም፡ በቲ ዘለዎም ዓቕሚ ትካላት ትምህርቲ ቀዳምነት ሂቦም፡ ካብ ዝተሓተ ክሳብ እቲ ዝለዓለ ደረጃ ኮለጃትን ኡኒቨርሲቲታትን ጌሮም፥ ብዝተፈላለየ ዓይነት ትምህርቲ ሰሪዖም ብሰርቲፊከይት፡ ዲግሪ፡ ዲፕሎም፡ ማስተርን ዶክተሬትን ከመርቑ ንርኢ ኣሎና። እዚ ጥራይ ዘይኮነ፡ ተሰዲዶም ዝኸዱ ኤርትራውያን ይውሓዱ ይብዝሑ ናይ ትምህርቲ ዕድል ተዋሂቡዎም ብዝለዓለ ደረጃ ክምረቑ ሰሚዕናን ርኢናን ኣሎና። ኣነ ከም ጸሓፍን ሓሳብ ኣቕራብን ምስጋናይ ወሰን የብሉን።

ዝኸበርካ ኤርትራዊ፡ ስደት ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ወለዶ ኤርትራ መወዳድርቲ ዘይብሉ፡ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ኣብ መዝገብ ዓለም ፍልሰት ኣህዛብ ደቂ-ሰባት ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ ይርካብ፡ የሕዝን። ዝኸበርካ ኤርትራዊ፡ ጉዕዞ ስደት መንእሰይ ኤርትራ ሓደ ክልተ ኢለ ብከፊል ክጠቕሶ እንከለኹ እዚ ዝስዕብ ይመስል፡-

1 - ቀዳማይ ስጉምቲ ኣብ ዶብ ተመልከተለይ ብጥይት፤

2 - ኣብ መገዲ ጭውያ፡ መግረፍቲ፤

3 - ሞት ምድረ-በዳን ባሕርን፤

4 - ውሽጣዊ ኣካላት መንእሰይ ኰላሊትን ካልእን ኣውጺእካ ምሻጥ፤

5 - ዓመጽ ደቂ-ኣንስትዮ ካብ መጀመርያ ጉዕዞ ክሳብ መወዳእታ፤

6 - ብእምነትካ ክሳብ ክሳድ ምቝራጽ ዘስካሕክሕ ጭካነ።

ኣነ ከም ጸሓፋይ ነታ ቍጽሪ 6 ዘላ ኣብ ጽሑፈይ ከስፍራ እንከለኹ ንብዓት ይስዕረኒ፡ እንታይሞ ይግበር። ካብዚ ቀጺለ ጥፍኣት ላምፓዱሳ 365 መንእሰያት ኤርትራውያን ንዓለም ዘሰንበደን ዘብከየን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ጸላም መዓልቲ ኣብ ታሪኽ መዝገብ ኤርትራዊ ዘይርሳዕ እዩ። ኣብዚ እቲ ዘገርም፡ እቲ ጨካን ስርዓት ኣፍሪቃውያን‘ዮም ክብል ተሰሚዑ። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ፡ ስቕታኻ ዓለም ገሪሙዎ እንታይ ኢኻ ትጽበ ዘሎኻ ድሕሪ ክሕደት እዚ ጨካን ስርዓት። ኣብዚ ከስፍሮ ዝደሊ፡ ናይ ካቶሊክ ጳጳሳት እናነብዑ ዕምባባ ከንብሩሎም፡ ኣብቲ ባሕሪ ዕምባባ ጸምበለል ክብልን፡ ጸሎቶም እናነብዑ ከብጽሑ እንከለዉ ንብዓት ኤርትራዊ ብነድሪ ተኻዕወ። ካልኦት ሃይማኖታት በብናቶም ጸሎትን ፍትሓትን ኣብጽሑ። እቲ ጨካን ስርዓት ምስቶም ውሑዳት ሰዓብቱ ክለሃይ (ክስዕስዕ) ወዓለ። ድሕሪ‘ዚ ክሳብ ሕጂ ኤርትራዊ እንታይ ኢኻ ትጽበ ዘሎኻ።

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ እዚ ስርዓት‘ዚ ኣይናትካን ምዃኑ ደጋጊሙ ነጊሩካ ምዃኑ ዓሰርተታት ዓመታት ዘቝጸረ ክንሱ እንታይ ኢኻ ትጽበ ዘሎኻ? እዚ ስርዓት‘ዚ ብተኣምር ክድሕን ስለ ዘይክእል ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቈላ እዩ ዕላምኡ። ሕጂ ከኣ ኣብ ዘይምልከተና መንእሰይ ደቅና ኤርትራውያን ኣብ ኲናት ጠቢሱዎም ብወትሃደራት ኢትዮጵያ እናተኸብከቡ ኣብ ሓዊ ኣትዮም ኣለዉ። ኤርትራዊ እንታይ ኢኻ ትጽበ ዘሎኻ? ደቅኻ ብስቕታኻ ንሞት ፈሪድካዮም። ደፊርካ ኣይትበሉኒ ብርግጽ ህዝቢ ኤርትራ ንሓስብዶ ኣሎና? ዝኸበርካ ኣቦ-ኣደ-ሓው-ሓብቲ ብምልኡ ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ፡ መስዋእቲ ከፊልካ ሕጂ ነቲ ኲናት እምቢ ኢልካ፡ ነዚ ጨካን ስርዓት ካብ ሱሩ ደርብዮ። ህዝቢ ኤርትራ፡ እዚ ውሳንየ እንተዘይገበርካ፡ ጽባሕ ንግሆ ክልተ ሞት ክኸውን‘ዩ። እቲ ኤርትራዊ መንነት እቲ ትምክሕቲ ኤርትራዊ ጀግንነት፡ መስዋእቲ ነጻነት ነበርያ-ነበረይ ከይከውን፡ ኣስተውዕል ኤርትራዊ እብለካ ኣለኹ።  

 

DECEMBER 1, 2020  ETHIOPIANEWS

The conditions are really discouraging and awful.

We haven’t got any kind of supplies.  People are terribly disturbed.

Between 60 and 80 people are leaving the camp every day, in the hope of finding somewhere safer.

This morning alone 9 youths and 7 people from two families left near me.

The Amara militia are searching for the TPLF militia who hid in the area of the camp.

Last night they broke into the UNHCR office to search for hidden weapons and soldiers. Today they broke into the building at which our rations are stored.

The environment in the camp doesn’t feel safe.

ምምሕዳር ቤት ጽሕፈት ዜና ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብ30 ሕዳር 2020 ብመንገዲ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ኣኼባ ኣካይዱ። ምምሕዳር ኣብ ኣኼባኡ ካብ ዝተዛረበሉ ቀንዲ ዛዕባታት፡ “ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ሃገርናን ከባቢናን ዝረአ ዘሎ ቅልጡፍ ምዕባለታት ኣብ ዜናዊ መዳይ ብኸመይ ይተሓዝ” ዝብል ነይሩ።

ቅድሚ ናብዚ ቀንዲ ዛዕባ ምእታው ግን፡ ተሳተፍቲ ኣኼባ ብዛዕባ ኣብ ሰዲህኤን ደንበ ተቓውሞናን ከባቢናን ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ከኣ ብዛዕባዚ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ እሞ ኣብ ሃገርና እውን ናቱ ተጽዕኖን ስግኣታትን ዘለዎን ውግእ ብመንጽር ሚድያዊ ኣተሓሕዛ ንናይ ከባቢኦም ሓበሬታታት ተለዋዊጦም። ምስዚ ብዝተተሓሓዘ  ዝተፈላለያ ሚድያታት ነዚ ተረኽቦ ኣብ ዝምልከት ሒዘንኦ ዘለዋ ኣንፈታትውን ዳህሲሶም። ኣብዚ ሚዛኖም ሚድያታት ሰዲህኤ ብፍላይ፡ ነቲ ጉዳይ ብርትዓውን ሚዛናውን መንገዲ ኣብ ዝተነጸረን ቅኑዕን ሓበሬታ ዝተመርኮሰ ኣገባብ ክሕዘኦ ከም ዝግበአን መዚኖም።

ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ሰዲህኤ፡ ማእከላይ ባይቶ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ ብዛዕባቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ንዝወሰኖም ውሳነታትን ነንዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ክንዲ ብውግእ ፖለቲካዊ መፍትሒ ክኽተሉ ዘቕረቦ መጸዋዕታታት፡ ቀንዲ መወከሲ ንዜናዊ ስረሓት ሰዲህኤ ጌርካ ክወስድ ከም ዝግበኦ ኣኺባ ርእዩ። ብዘይካዚ ከምቲ ናይ ክሳብ ሕጂ ተግባራቱ፡ ሚድያታት ሰልፊ ነቲ መተካእታ ዘየብሉ ናይ ኤርትራዊ ሓይልታት ለውጢ ምጥርናፍ ንምብርታዕን፡ እቶም መትከላዊ ፍልልይ ዘይብሎም ሓይልታት ድማ ናብ ምሉእ ሓድነት ናይ ምምጻእ ጻዕርን ዘተባብዕ ዜናዊ ዕዮታት ምብርካት፡ እዋናዊ ኣገዳስነት ከም ዘለዎ ተገንዚቡ። ዜናዊ ስረሓት ሰዲህኤ፡ ኣብ ርእሲ ሰልፋዊ ዕማሙ፡ ብምጥርናፍ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ቆይመን ናይ ዘለዋ ሓይልታት ዕማም ንጥፈታትን፡  ንምንቅስቓስ ህዝባዊ ምልዕዓላትን ምትብባዕ  ቆላሕታ ከም ዝገብር እውን እቲ ኣኼባ ኣንጸባሪቑ።

ኣብ መወዳእታ ከኣ ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዜናዊ መዳይ ብዝተፈላለዩ ኣገባባትን መራኸብታትን የበርክትዎ ንዘለዉ ኣዕዚዙ ንኢዱ። ንመጻኢ እውን ስረሓት ዜና ካብ ብዙሓት ንብዙሓት ስለ ዝኾነ ጻዕሮምን ተሳትፎኦምን ከኻዕብቱ ዝተኻየደ ኣኼባ ምምሕዳር ቤት ጽሕፈት ዜና ሰልፊ ጸዊዑ።

How did Ethiopia slide from optimism to war? Tsedale Lemma, editor of the Addis Standard, dissects how Nobel Peace Prize winner Abiy Ahmed lost track.

Tsedale Lemma is one of Ethiopia's foremost journalistsFoto: Benjamin Breitegger

This is the English original of the interview with Tsedale Lemma published in German in the TAZ print edition of Monday 30 November 2020. For the shorter German version, click here.

taz: Ms. Lemma, phone and internet connections to Tigray are cut off. What do you know about what’s happening in Tigray?

Tsedale Lemma: Most reports are coming from rights organizations, humanitarian agencies and journalists from international media who are reporting from Sudan where more than 43,000 refugees from Tigray region are sheltering. Going by these reports, the situation is grim; the massacre in Mai-Kadra has claimed the lives of more than 600 civilians and there are two sides of stories on who perpetrated the crime. Communication in Tigray region remained cut off.

How did we get to this point? When Abiy came to power in April 2018 there was lots of optimism and happiness. The term “Abiymania“ was coined.

It was true; even us critical journalists were happy and showed optimism to a certain extent; but at the same time, we were also expressing reservations at the early signs of a turn toward a one-man authoritarianism.

You said you were cautiously optimistic when Abiy came to power. When did that change?

That only lasted the first few months. Then the critics started getting louder that the reform was losing its track. There is no roadmap to it. Abiy kept on downplaying calls for a roadmap, for calls for negotiation, settlement, compromise with all the opposition. He opened the space, the political space, but there was no rule of law. And he never had any serious conversation with the opposition and we kept calling and calling, we need to talk out even as to how the election was going to take place in this tense atmosphere, because the political space, which has been held so tight for twenty seven years, is suddenly unleashed, and you need to have order in it. That is when millions of Ethiopians started realizing that he's really going the wrong direction. He did more to beautify Addis Abeba and build public parks than tackling some of the most pressing issues for example security.

In 2019 t he Nobel Committee gave him the Nobel Peace Prize for a peace deal with Eritrea, a country Ethiopia had been in war with for two decades.

We never knew what was included in those peace agreements. We mentioned that the people of Ethiopia need to know and that the deal should be institutionalized. But that was never acted upon. The Ethiopian parliament for example never approved anything. Abiy also bypassed the foreign ministry, which normally should have been front and center of the peace deal with a foreign country. It was just personal relationship between Abiy and the Eritrea president. Us local critical journalists we were mentioning those things. We were not as blinded as Oslo.

When Abiy came to power he aimed for a more centralized state and promised unity. Was that naive?

Yes. There is Ethiopia’s multinational constitution and there is Abiy’s book “Medemer“; if you read his book you will find out that it is the antithesis of Ethiopia’s multinational federalism. There is a raging war of vision on what kind of Ethiopia we want to build. The prime minister kept on saying he's determined to the multinational federation. But what keeps happening is his vision of state building which is tilted against his rhetoric. What happened in the last two years is that there is no autonomous region whose president is not assigned one way or another by the prime minister. Except for Tigray, each and every region has its presidents maneuvered and assigned by Prime Minister Abiy Ahmed. I want you to imagine Angela Merkel calling the Bavarian president to her office and telling him you're going to have to make your cabinet resign overnight. Abiy Ahmed did that and it is a sign that he is in favour of a much centralized government the kind of which he has unhinged power of influence and that runs contrary to the way in which the Ethiopian state was last reconstituted after the 1995 constitution was adopted.

Ethiopia had one ruling party coalition, the EPRDF, ruling for three decades and winning with over 90-something percent. Tigrayans had huge influence although they make up only six percent of the population. Abiy in 2019 founded a new ruling party, the Prosperity Party (PP) that the TPLF has never joined. Was his aim not to create a fairer representation?

You need to understand one thing: The EPRDF was detested, it was rotten from deep inside. It was replete with cronyism, corruption, authoritarianism and cruelty. As such, there was that need of undoing that party, distancing himself from the legacy of the EPRDF. And so Abiy wanted to dismantle it. That is understandable to a certain extent but it was deeply problematic.

The problem being?

The problem is that the EPRDF itself, before Abiy Ahmed came, in December of 2017, had a closed session. The presidents of all the four major parties that make up the EPRDF sat down for 17 days and did a soul-search and they came up with a list of things they needed to change in order to redeem the party. There were major changes if they were followed through. These changes included releasing prisoners; democratizing the politics; reforming the judiciary; opening up the political space and reform the security and all. Abiy Ahmed was placed in power to conduct those reform agendas and lead the country to a democratic election but instead he opted to conduct an abrupt and disorderly break up of an authoritarian party that ruled the country with an iron fist.

What did he cause by dismantling the party?

In the process he disfigured the only political arrangement that the country had for 27 years. Deeply entrenched, it takes really a very careful unraveling of this party, but what he did was like hitting it with a brute force. That of course led the party itself to get so fractured, so fragmented, it led Abiy to lose his own closest ally, Lemma Megersa, the president of the Oromia region, for example, a man who was so instrumental in bringing Abiy himself to power, but someone who, as we speak, is placed under house arrest.

What was Abiy’s aim by founding the PP?

His overwhelming driving force is power consolidation. The PP is a structure to make it possible for few people to control ultimate power at the center. It is unfortunate because the Ethiopian people fought so hard against the consolidation and domination of power among the few elites only to have it replaced by some elites from the Oromo, Abiy’s own ethnic group. You have to be careful not to mistake the Oromo people with the few Oromo elite consolidating power. The Oromo people are still waiting to get answers for their questions for jobs, for the right to self-administration, the right of their language to become the federal working language which are not answered so far.

The PP, however, aimed for a fairer representation, didn’t it?

Of course, formerly marginalized regional states, for example, the Somali regional state, could come to the center. The Somali regional state’s president today sits in the executive of the new party, which was never the case before. That was a good development, but it ended there and the party structure was never completed. The party itself never had its founding conference. There is no executive decision that is collectively taken by the party so far. All the decisions that were taken after the Prosperity Party was formed came from Abiy’s office. So they were just being the symbolic cheerleaders.

The TPLF did not join the PP. How much backing does the TPLF have among ordinary Tigrayans?

If you had asked me this question two and a half years ago when the prime minister came into power, I would tell you it was a dwindling support that they had. The Tigrayan people were growing unhappy about the way the TPLF dominated government of the then EPRDF coalition led the federal federal and regional (governments. The government was turning into a sheer authoritarian regime and Tigrayans, along with the rest of Ethiopians, were expressing their displeasure with their own party.

That changed?

It changed when Abiy Ahmed came into power and began to sideline and prosecute TPLF officials from his circle, to press criminal and corruption investigations. Others who have been equally, if not more, criminals than the TPLF, were largely left untouched. The TPLF leaders became the target of a crusade against corruption, and against human rights violations. The TPLF leadership said they were being profiled and pushed, and that they were being becoming the scapegoat for all the ills in the country. So they left the center and stationed themselves in Mekelle, the Tigray region capital which has contributed to bring them close to the people of Tigray and continued to widen the political rift with Abiy and his government.

How did the relationship between Abiy and TP L F turn so sour?

The cascade of events that have played a role in widening the rift between Abiy and the TPLF leadership are plenty. At time one is more belligerent than the other; at time both seem determined to not give compromise a chance. But once most of the TPLF leadership were purged from the center the difference was not only a distance of the politics, it was also a physical distance. And then, of course, there were the rhetoric, you know, the media and the war of words and the exchange of these very tough accusations, one after the other; these were all contributing to the toxicity of the political environment between the federal government and the regional government. And that was, of course, going south every day, every month. The major turn of this deteriorating relationship came when Abiy dismantled the EPRDF and formed the PP which TPLF rejected joining. This was followed by another major difference when the federal government postponed the much anticipated general elections due to COVID-19. The relationship after that became irreversible when TPLF unilaterally conducted its regional election in September.

There are now reports of ethnic Tigrayians targeted elsewhere.

Yes, there is enough evidence of both state sanctioned and a horizontal ethnic profiling of Tigrayans especially in the last three weeks, not just targeting of TPLF. It added toxic to the very bad situation. There are verified reports of concerted efforts targeting ethnic Tigrayans, which is institutionalized and sanctioned by the state. We receive a lot of complaints from native Tigrayans in the capital Addis and elsewhere about incidents when the police show up in the night to search their houses without warrant papers. There are also reports of bank accounts being frozen for no apparent reason. This is despicable and very sad.

What’s left of the peace deal with Eritrea, what is the situation like today?

Right now, the area is a war zone. But until this war broke out – which the government prefers to call “law and order operation“–the border was still militarized. What we know is that all the five gates in the border between the two countries were closed a few months into the peace deal. Not so much by the Tigrayan side, but by the Eritrean government.

Is the Eritrean government involved in the current conflict?

Asmara and Addis Ababa deny it. But Ethiopians who have fled to Sudan say that bombardment was coming from the Eritrean side as well, and that there are Eritrean troops on the ground supporting the federal government. The regional government itself is reporting drone attacks, which is most likely because the UAE has a military base in Assab in Eritrea from which it launches the drone attacks against the Huthi rebels in Yemen. And it's very likely that the UAE is engaged in drone attacks against the TPLF. The TPLF has also attacked Eritrea with rockets, saying it was in response to Eritrea’s involvement.

Now the war has been going on for over three weeks. What needs to happen?

An immediate cessation of hostilities, because every passing day is complicating this conflict, opening up the Pandora's Box for regional rivalries. News of the UAE and its use of drones, if confirmed, is bad signal for regional rivalries; Sudan, which is bordering the Tigray regional state, has a state replete with mercenaries and many government people who walk around with guns, with leverage that goes beyond the Sudanese border. So every passing day is going to complicate the regional dynamics of this war, but also it's making Ethiopia itself very vulnerable internally. The social fabric is being ripped apart; polarization is at a scale never seen before and repression is rearing its ugly heads once again because that is what war does to a society.

How so?

We are receiving reports of massacres and an increased armed movements in other parts of the country such as the southern region and western regions that are not receiving media coverage.That means the federal army who are now being moved north have left a security vacuum in these places. Conflicts are flaring up with more intensity now than they already were. If this continues unabated it will unravel the federation. This war has to stop now, and cessation of hostilities must be implemented immediately. before the right to life of thousand more Ethiopians is lost unnecessarily.

 

NOVEMBER 30, 2020  ETHIOPIANEWS

The following has been learned via a reliable source, but there is no further information at present.

UNHCR are checking the news, but can not presently comment on the information.

“The Eritrean military is in control of Shimelba camp and  is preparing to send large numbers of its residents to Eritrea for punishment.

They have destroyed all UNHCR records, and have seized all medicines.

Some of the residents have escaped to Humera camp.”

The United Nations refugee chief Filippo Grandi said on Sunday that he is very concerned about the fate of nearly 100,000 Eritrean refugees there amid reports that some have been abducted.

If confirmed, such treatment of refugees in camps close to the Tigray border with Eritrea “would be major violations of international norms,” Filippo Grandi told reporters.

“It is my strong appeal for the prime minister of Ethiopia for this situation to be addressed as a matter of urgency.”

 

NOVEMBER 30, 2020  ETHIOPIANEWS

Source: US State Department

Secretary of State Michael R. Pompeo spoke with Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed today regarding the conflict in Tigray.

Secretary Pompeo took note of the Government of Ethiopia’s November 28 announcement of the end of major military operations, but reiterated the United States’ grave concern regarding ongoing hostilities and the risks the conflict poses.

The Secretary called for a complete end to the fighting and constructive dialogue to resolve the crisis.

He stressed the willingness of the United States, the African Union envoys and other international partners to assist in dialogue and reconciliation.

The Secretary underscored the importance of protecting civilians from further harm, including refugees and civilians fleeing the conflict into Sudan, and allowing international humanitarian organizations access to the Tigray region to ensure the unhindered flow of humanitarian assistance to those in need.

He urged the Government of Ethiopia to ensure respect for human rights of Tigrayans and all ethnic groups.

Secretary Pompeo highlighted the United States’ strong partnership with Ethiopia, our continued support for Ethiopia’s historic reform agenda, and the importance of Ethiopia’s role in promoting prosperity and stability on the Horn of Africa.

ADDIS ABABA/NAIROBI (Reuters) - Ethiopia’s Prime Minister Abiy Ahmed lauded his troops on Monday for ousting a rebellious northern movement, but the leader of Tigrayan forces said they were still resisting amid fears of a protracted guerrilla conflict.

The nearly month-long war has killed hundreds and probably thousands of people, sent refugees into Sudan, enmeshed Eritrea, and stirred rivalries among Ethiopia’s myriad ethnic groups.

Federal forces captured regional capital Mekelle at the weekend and declared victory over the Tigray People’s Liberation Front (TPLF), a guerrilla movement-turned-political party that dominated national government for nearly three decades until 2018.

“Our constitution was attacked but it didn’t take us three years, it took us three weeks,” Abiy told parliament, comparing his offensive with the American Civil War of the 1860s.

“Our army is disciplined and victorious.”

Though the TPLF said Mekelle had been bombarded, Abiy said his troops had not used rockets and had not killed a single civilian in Tigray since starting an offensive in response to an attack on an army base on Nov. 4.

Though the highland city of 500,000 people eventually fell with little resistance, the TPLF said on Sunday it had shot down a plane and retaken one town.

The United States expressed concern about continued fighting and called for a complete end to hostilities and for dialogue. Both Washington and the United Nations urged that human rights be fully respected and that aid groups be allowed access.

Graphic: Map of region -

Reuters Graphic

‘FIGHTING THE INVADERS’

TPLF leader Debretsion Gebremichael denied reports he had fled to South Sudan and said his forces captured some soldiers from neighbouring Eritrea around Wukro, about 50 km (30 miles) north of Mekelle.

“I’m close to Mekelle in Tigray fighting the invaders,” he told Reuters in a text message.

Claims from all sides are difficult to verify as phone and internet links to Tigray have largely been down and access is restricted.

The TPLF has shelled Asmara’s airport and accused Eritrea of sending troops to fight with Abiy’s forces. Both Eritrea and Ethiopia have denied that accusation.

When he took office in 2018, Abiy pledged to unite Ethiopia’s 115 million people, but ethnic bloodshed had killed hundreds and uprooted hundreds of thousands from their homes even before the latest flare-up.

In Tigray, both sides have spoken of hundreds of fatalities in air strikes and fighting. Diplomats believe the toll is in the thousands.

Abiy’s spokeswoman Billene Seyoum dismissed the TPLF’s comments that fighting continued, dismissing them as the delusions of a disintegrating criminal clique”.

Redwan Hussein, head of a government taskforce on Tigray, told Reuters most casualties occurred at the start of the conflict during a TPLF attack on Ethiopian soldiers, attempts by reinforcements to reach them, and then a mass killing of about 700 civilians.

“Our orders were to leave the cities alone, and to encircle them, to cut the forces that were within the towns from their chain of commands,” he added, saying the Republican Guard captured Mekelle without shooting as TPLF conscripts deserted.

The TPLF was not immediately available to comment. On Sunday, the Red Cross said Mekelle’s hospitals were low on supplies and bodybags, but did not give casualty figures.

Graphic: Map of refugee movements -

Reuters Graphic

GUERRILLA WAR?

It is not clear how many fighters the TPLF has left, but Debretsion’s defiance raises the spectre of a drawn-out insurgency. The battle-hardened TPLF helped topple Ethiopia’s Marxist dictatorship in 1991 and knows how to exploit its mountains and borders with Sudan and Eritrea.

Abiy, whose parents are from the larger Oromo and Amharic groups, said he had felt Ethiopia’s ethnic frictions even when taking office as prime minister, where he felt like a “prisoner.” He said security services dominated by Tigrayans discouraged him from travelling round Ethiopia. 

There are more than 80 ethnicities in Ethiopia, which operates as a federation of 10 regions run by separate groups.

Abiy said he had directed reforms to reduce Tigrayans in senior military positions from more than 60% to a quarter of the top brass. Tigrayans make up roughly 6% of the population.

Though urging the more than 45,000 refugees in Sudan to return, Abiy said it was suspicious so many of them were young males and if any had a role in an alleged massacre of non-Tigrayans in Mai Kadra they should face justice.

The government blamed the killings on a Tigrayan youth group with the aid of local forces, but the TPLF denied any collusion.

INTERNATIONAL CONCERN

Despite the government’s claim of victory, U.S. Secretary of State Mike Pompeo voiced grave concern about the hostilities. In a telephone call with Abiy, Pompeo called for dialogue and a complete end to the fighting, a State Department spokesman said.

He stressed the importance of protecting civilians, including refugees fleeing into Sudan, and giving international humanitarian organizations access to Tigray, the State Department said.

He urged the government to respect the human rights of Tigrayans and all ethnic groups.

U.N. Secretary-General Antonio Guterres spoke with Abiy on Sunday and called for full respect for human rights and access for humanitarian aid, a U.N. spokesman said.

“The Secretary General also said that Ethiopia needed a true reconciliation, without discrimination...where every community should feel respected and be part of Ethiopia,” he said.

Reporting by Addis Ababa newsroom, and Duncan Miriri and David Lewis in Nairobi, Arshad Mohammed and Tim Ahmann in Washington, Michelle Nichols at the United Nations, Writing by Andrew Cawthorne; Editing by Angus MacSwan

Monday, 30 November 2020 22:42

EU considers aid cut to Ethiopia amid violence

Written by
 Brussels fears that Ethiopia’s internal conflict could spiral out of control, dragging in neighbouring countries.

ADDIS ABABA, Ethiopia — Widespread conflict in Ethiopia that has driven tens of thousands of refugees from their homes, killed hundreds — possibly thousands — and dragged in neighbouring countries is prompting questions in Europe about whether to hold back tens of millions of euros in aid to the country.

On Tuesday, Europe’s crisis management commissioner Janez Lenarčič will fly to Ethiopia where he hopes to convince the country’s Peace Minister, Muferiat Kamil, to end a weeks-old blockade for international aid organizations to Ethiopia’s northern Tigray region. He will then fly to Sudan on Wednesday where he will meet Sudanese government officials before visiting refugees in Kassala and Gedarif states on Thursday. Sudan is a temporary home for approximately 45,000 refugees who have fled the conflict. 

“I wish to urge the Ethiopian authorities one more time to enable full and unrestricted access of humanitarian workers and humanitarian aid to all areas affected by fighting,” Lenarčič told POLITICO on Monday, recalling that Ethiopia hosts the second largest refugee population in Africa. “I intend to raise this issue with the Ethiopian Minister for Peace whom I hope to meet in Addis Ababa en route to Sudan.”

For its part, Ethiopia’s government rejects any suggestion that the security crackdown was illegitimate or that it should be financially punished. “My message to friends of #Ethiopia is that we may be poor but we are not a country that will negotiate our sovereignty. Threatening Ethiopia for coins will not work,” Prime Minister Abiy Ahmed tweeted on Monday.

Following months of political tension, the conflict in Ethiopia began on November 4 when Abiy, who won the 2019 Nobel Peace Prize, declared war on the dissident leadership of Tigray, accusing them of attacking a military base. The eruption of violence came after roughly two years of growing tensions between the government and the country’s former ruling party, the Tigray People’s Liberation Front, who ran Ethiopia for almost three decades.

What was supposed to be a quick, clinical affair targeting what the government has described as a corrupt criminal clique has turned into a sprawling conflict with thousands of deaths, according to several foreign diplomats, and rockets fired across international borders.

Both sides have been accused of committing war crimes. Reports that scores of Eritrean refugees in Ethiopia have been abducted led the U.N.’s refugee agency to raise the prospect of “major violations of international norms” in the country. And last week, two Eritrean refugees were killed and four others seriously injured when fighting broke out close to a camp in northern Tigray, according to two senior U.N. officials and a humanitarian worker briefed on the incident. 

Some warn the death toll could be much higher than has been reported. One diplomat based in the capital Addis Ababa, who spoke on condition of anonymity, said he had received reports of “a horrific smell” in the hills behind Alamata town south of the regional capital Mekelle where truck-loads of Amhara militia have joined government forces to fight Tigrayan forces. The International Committee for the Red Cross has reported massive shortages of medical supplies in hospitals in the region. 

“The situation in Tigray is analogous to the one in post-Saddam Iraq with members of the armed forces going into opposition after being purged,” said Dan Connell, a visiting researcher specializing in Ethiopia and Eritrea at Boston University. “It’s an understandable move at some levels, but extremely dangerous and it is coming back to haunt Abiy.”

The Ethiopian government says it has begun targeting aid to areas of the Tigray region it controls. “Regarding the next step of the government, it is made clear that rehabilitation and reconstruction works have already started, displaced people are being returned to their villages and administrations in all levels are being restored,” said Ayele Lire Jijamo, minister plenipotentiary at the Ethiopian embassy to Belgium.

Still, apart from the risk that violence spreads to other parts of Ethiopia, Abiy’s personal reputation as a Nobel Peace Prize laureate has taken a battering with the Nobel Committee taking the rare step of publicly expressing deep concern and calling on all parties to “end the escalating violence.”

Europe’s mediation role has been elevated due to the political void in the U.S. as a new administration prepares to take office. Last week, Commissioner Lenarčič met with Ethiopia’s Foreign Minister Demeke Mekonnen in Brussels, telling him the conflict in Ethiopia could no longer be considered as an internal affair as Abiy has continuously asserted, according to an EU official present in the room. The commissioner said that the risk the conflict could destabilise the entire region coupled with the risk Ethiopia could break international humanitarian law meant the conflict had taken on an international significance.

The EU has provided Ethiopia with €815 million for the 2014-2020 budgetary period, plus more than €400 million from the EU Trust Fund for Africa, and senior officials in Brussels hope to use the EU’s financial weight as leverage to de-escalate the conflict. 

One EU official said a political decision would be made in the coming weeks on whether or not Addis Ababa should continue to qualify for budgetary support from Brussels. “We are keen to have a common EU position on this,” the official said. “There will be consultation between the capitals and there could be a decision to stop budgetary support.” 

Last week the European Parliament raised the prospect of implementing “individual targeted measures,” including sanctions, should human rights abuses be uncovered. 

Ethiopia’s international partners are unlikely to withdraw their assistance completely, but they will probably take some concrete measures to demonstrate their concerns about the government’s hard-handed response to the situation in Tigray, including its impact on civilian populations, say analysts.

For Brussels, the political transition in Washington cannot come soon enough to help share the diplomatic load. “One of the larger problems, is that, like the Middle East, the United States is not playing a helpful role,” said Connell at Boston University. “That will change in January. And perhaps the conflict will not be over until then.”

Source=EU considers aid cut to Ethiopia amid violence – POLITICO

 
 
 
 

Monday, 30 November 2020 21:07

Harnnet Magazine Tigrinia Issue # 76

Written by