×

Warning

JUser: :_load: Unable to load user with ID: 17

ዕድመ ንኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ሰላምን ፍቅርን

ዓመታዊ ንግደት ደዓሪ ንቀዳም ሰነ ዕለት 1, 2013 ከነውዕሎ ተቀሪብና ኣሎና። ንኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ሰላምን ፍቅርን ፍትሕን ምሳና ሓቢርኩም ንክትጽልዩን ብሓጎስ ንክትውዕሎን ንዕድመኩም። ጸሎት ምህለላ ማርያም ዝጅምረሉ ግዜ ስዓት 11 ቅድሚ ቀትሪ ኢዩ።

ብደሓን ምጹ!