
መደረ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤ ብእቤል ሃይለ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት
Friday, 02 August 2019 11:22 Written by EPDP Information Officeመደረ ሃድኤ ሕድሪ ኣብ ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤ - ብኣቶ ብርሃነ ደበሱ ዝቐረበ
Friday, 02 August 2019 10:56 Written by EPDP Information OfficeClosing Ceremony of EPDP-ENS/Hidri Unity Congress Declares Political Resolutions
Friday, 02 August 2019 01:29 Written by EPDP Information Officeሳልሳይ ጉባአ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)ን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ- ሕድሪ (ሃድኤ-ሕድርን)ን ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ ብረቡዕ 31 ሓምለ 2019፡ ናይ ብጻይ ገብረእግዚኣብሄር ተወልደ ኣቦመንበር ሓይጻይት ሽማግለ ጸብጻብ ምስ ሰምዐ 35 ዝኣባላታ መሪሕነት መሪጹ።
ብጻይ ገ/እግዝኣብሄር ተወልደ፡ ኣብ ጐኒ እታ ብጻይ ተኽለ መለኪን ዝመርሓ ኣምራጺት እማግለ ጸብጻብ እንዳቕረበ
እታ ብብጻይ ተኽለ መለኪን እተመርሐት ኣምራጺት ሽማግለ ምስ ቆመት ብጻይ ገብረእግዝኣብሄር መግለጺ ንክህብ ናብ መድረኽ ተዓዲሙ። ንሱ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ነቲ ብልኡኽ ሽወደን ኣብቲ ጉባአ ቀሪቡ ዝጸደቐ ሓሳብ ንምሕያል ሓጻይት ሽማግለ ኣብ መጻኢ ዝርዝር ሕጹያት ናብ ጉባአ ኣብ ምቕራብ ጥራይ ከይተወሰነት፡ እንተላይ ኣቦመንበርን መሳርሕቱን እውን ሰምያ ንክጸድቕ ናብ ማእከላይ ባይቶ ከተቕርብ ንዝብል እንኳዕ ኣሕጐሰኩም ኢሉ። ብዘይካዚ እቲ ሓድሽ ዝተኣታተወ ዕማም ሓጻይት ሽማግለ ኣብ ኩሉ ጽፍሕታት ሰልፊ ክስረሓሉ ኣብ ዝብል እውን መብርሂ ሂቡ።
ኣባላት ጉባአ ድምጾም ብምስጢር ንክህቡ ኣብ መስርዕ
ብዙሓት ተሳተፍቲ ጉባአ፡ ነቲ ዝተኣታተወ ኣገባብ ሕጸ፡ ዝማዕበለ ኣገባብ ምርጫ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ድሕሪ ውድቀት ምካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብብዙሓት ሰልፍታት ተቐባልነት ንክረክብ ዘለዎም ተስፋ ገሊጾም። እዚ ኣቐዲምካ ሕጹያት ናይ ምቕራብ ቀጥዒ ብብዙሓት ማሕበራዊ ሰልፍታት፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝዝውተር ዲሞክራስያዊ ኣገባብ እዩ።
ብጻይ ገ/እግዘኣብሄር ተወልደ ከም ዝገለጾ፡ ኣብቲ ዝተኻየደ ሕጹያት ናይ ምቕራብ መስርሕ፡ ብ29 ጨናፍር ክልቲኡ ዝሰመረ ውድባት 133 ሕጹያት ከም ዝቐረቡን ካብዚኣቶም 52 ጥራይ ቅሩብነት ከም ዘርኣዩን ገሊጹ። ኣብ ርእሲ እዞም 52 ጉባአ 6 ሕጹያት ስለ ዝወሰኸ እቶም ኣብ መወዳእታ ዝተወዳደሩ 58 ምዃኖም ኣብሪሁ።
ኣብዚ ሳልሳይ መዓልቲ ጉባአ ካብ ዝተንጸባረቐ ካልእ ኣገዳሲ ጉዳይ፡ ህጹጽነትን ኣገዳነትን ተሳትፎ መንእሰይ ዝምልከት፡ ብመንእሰይ ኣድያም ሃይለ ሩፋኤል ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝቐረበ መደረ ነይሩ። እዛ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ እትነጥፍ፡ ኣብ ኣሜሪካ ክካየድ ኣብ ዝጸንሐ ምልዕዓላት ክትሳተፍ ዝጸንሐት መንእሰይ ኣድያም ሃይለ፡ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ሓጺር ግዜ ለውጢ ከምጽእ እዩ ዝብል እምነታ ኣንጸባሪቓ።
ኣባል ሰልፊ መንእሰይ ኣድያም ሃይለ ንምልዕዓል መንእሰያት ብዝምልከት ኣብቲ ጉባአ መደረኣ እናስመዐት
ኣብ ናይ 1 ነሃሰ 2019 መዕጸዊ ስነስርዓት ልኡካት መሕዙት ውድባት ክሳተፉ ትጽቢት ኣሎ። ኣብዚ መዕጸዊ ስነስርዓት ልኡኻት መሓዙት ውድባትና እንደጋና ናይ ምሕዝነት ቃሎም ከስምዑን፡ መጻኢ ዝምድነኦም ምስዚ ዝሰመረ ሰዲህኤ ብምጥቃስ ብዛዕባቲ ደንጉዩ ዘሎ ምምፍጣር ናይ ሓባር ጽላል ቅርቡነቶም ክገልጹን ትጽቢት ይግበር።
ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ካብ ብዙሓት ኤርትራውያን ሓርበኛታት ናብዙ ጉባአ ናይ ደገፍ መልእኽቲ ክውሕዝ ቀንዩ። ናይ ኩሎም ናይ ጽቡቕ ትምኒትን ዓወትን መልእኽቲ ትሕዝቶ ከኣ “ጉባአኹም ናብ ሓቢርካ ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራስ ኣብ ኤርትራ ምቅላስ ዘምጽእ ይኹን” ዝብል ነይሩ። ኣብ ርእሲ እቲ ናይ ውድባት ደገፍ ብውልቂ ደገፎም ናይ ዝገለጹ ዝርዝር ነዊሕ ኮይኑ፡ ኣብ ኤርትራዊ መድረኽ ፍሉጣት ናይ ዲሞክራሲ ተሓለቕቲ ሓርበኛታት፡ ኣቶ ዓብደራሕማን ሰይድ (ኣቡ ሓሽም እንግሊዝ)፡ ዶ/ር ዳንኤል ርዘነ (ስዊዘርላንድ)፡ ኣቶ ሰመረ ተ፡ ሃብተማርያም (ሕመኣ)፡ ዶ/ር ሳድያ ሓሰን (ስወደን)፡ ኣልጋነሽ ገብረ (ጀርመን)፡ ምክትል ሚኒስተር ሚኒስትሪ ገንዘብ ኤርትራ ነበር፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ (ሆላንድ)፡ ዶ/ር ኣልማዝ ዘርኣይ (ጀርመን)፡ ዶ/ር ቴድሮስ ኣማኑኤል (ስወደን)፡ ወ/ሮ ርግኣት ሓድሽ (ስዊዘርላንድ)፡ ወ/ር ለምለም ጸሃየ (ሆላንድ)፡ ኣቶ ዘርኤማርያም ክፍለ (ሕመኣ) ይርከብዎም።
اهم فعاليات اليوم الثالث
Thursday, 01 August 2019 01:13 Written by علام حزب الشعب الديمقراطي الأرتريThird-Day Meeting of the EPDP-ENS/Hidri Congress Elects Leadership of Unified Party
Thursday, 01 August 2019 00:04 Written by EPDP Information OfficeEritreische Demokratische Vereinigung e.V. in Frankfurt am Main Third and Unifying Congress of ENS – Hidri & EPDP
Wednesday, 31 July 2019 09:31 Written by Eritreische Demokratische Vereinigung e.V. Third and Unifying Congress of ENS – Hidri & EPDPDie Eritreische Demokratische Vereinigung e.V. in Frankfurt am Main, die derzeit mit EPDP & ENS – Hidri in Wiesbaden in einer Konferenz befindet, hat die furchtbare Tat am 29.07.2019 im Frankfurter Hauptbahnhof uns tief getroffen. Es ist nicht zu ermessen, welcher Schmerz mit dem Tod des achtjährigen Kindes über die Familie gebracht wurde. Den Angehörigen gilt unser tief empfundenes Beileid.
Eritreische Demokratische Vereinigung e.V.
Third and Unifying Congress of ENS – Hidri & EPDP
30.07.2019
ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤ ሰዲህኤን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪን ኣብ ካልኣይ ማዓልቲ ውዕልኡ፡ በቲ ብኣሳናዳኢት ሽማግለ ተዳልዩ ኣብ መላእ ኣባላት ክልቲኡ ፖለቲካዊ ሓይልታት ተዘርጊሑ ኣገዳሲ ልዝብን ዝርርብን ዝተኻየደሉን ጠቐምቲ ሓሳባት ዘታኣተወን ንዲፍ ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ እዩ ስርሑ ጀሚሩ።
ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ ዝሰመረ ሰልፊ፡ እዋናዊ መሳርሕን ድሕሪ ውድቐት ስርዓት ህግዲፍ እውን፡ ብኩሉ መዳያት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ክኮንዎ ኣለዎም ዝብሎ ናይ መጻእ መሪሕ መደባት ሰልፍን ዝጠመተ ብምዃኑ፡ ዝተርፍ ነገራት ንኸይርከብ ብድቀት ኣብ ምጽራይን ሓሳባት ኣብ ምጽራይን እዩ ውዒሉ።
ጉባኤ ኣብ ክሊ ዕማማቱ፣ ነቲ ኣብ ዕለት 29 ሓምለ 2019 ኣብ ፍራንክፎርት ቀንዲ መዓርፎ ባቡራት ብሰንኪ’ቲ ሓደ ኤርትራዊ ተቐማጢ ሃገረ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሸሞንተ ዓመት ዝዕድሚኡ ህጻን ዝፈጸሞ ኣሕዛኒ ቅትለት፡ ብደረጃ ከተማ ፍራንክፎርት ዝተዳለወ ናይ ሓዘን ሰዓት መጸዋዕታ ምህላዉ ተሓቢሩ። በዚ መሰረት፡ ጉባኤኛ በቲ ዝተፈጸመ ቅትለት ዝተሰምዖ ሓዘን ብምግላጽ ናይ ሕልና ዝኽረ ጸሎት ፈጺሙ፡ ናብ ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ፍራንክፎርት ዘቅነዐ መግለጺ ሓዘን እውን ብስም ጉባኤኛታት ኣማሓላሊፉ።
ጉባኤ ዕማማቱ ብምቅጻል፣ ንዝቐረበ ንድፊ መደብ ዕዮ ዝውሰኽ ወሲኹ ብምጽፋፍ ናይ መጻኢ ኣርባዕተ ዓመትታት ዝምራሓሉን ኣብ መጻኢ ሰልፊ ዝጽዕተሉ ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ ብምሉእ ድምጺ ኣጽዲቑ።
ሰክረታርያ ጉባኤ ኣብ ድምጺ ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ
مداولات اليوم الثاني لمؤتمر حزب الشعب الديمقراطي الإرتري والإنقاذ الوطني الأرتري (حيدري)- تبني البرنامج السياسي للحزب
Tuesday, 30 July 2019 21:08 Written by علام حزب الشعب الديمقراطي الأرتريافتتحت مداولات اليوم الثاني لمؤتمر حزب الشعب الديمقراطي الإرتري والإنقاذ الوطني الإرتري حيدري في 29 يوليو في مدينة فيسبادن بألمانيا، ووقف المؤتمر دقيقة حداد عل ارواح الشهداء. وبعث المؤتمر رسالة تعزية إلى عمدة فرانكفورت وعائلة الصبي البالغ من العمر 8 سنوات والذي توفي يوم الاثنين في حادث قطار نتيجة دفع لاجئ إريتري له يبلغ من العمر 40 عامًا من زيوريخ، سويسرا.
أعربت رسالة التعازي من مكان انعقاد المؤتمر عن صدمتها وتعاطفها العميق مع والدي الضحية والشعب الألماني ككل وتمنت الشفاء العاجل للأم التي أصيبت في الحادث. وغطيت في وقت لاحق رسالة تعزية المؤتمر من قبل مراسلين في صحيفة فرانكفورتر الجماينه تسايتونج، إحدى أكبر الصحف اليومية في ألمانيا.
استغرق مؤتمر الوحدة في فيسبادن يومًا كاملًا لمناقشة البرنامج السياسي المكون من 26 صفحة للحزب الموحد والذي تم الاتفاق عليه بالإجماع وقرر أن يطلق عليه اسم حزب الشعب الديمقراطي الارتريEPDP .
اعتمد المؤتمر يوم الاثنين، 29 يوليو، دستور الحزب بعد جلسة افتتاحية رائعة في ساعات الصباح الاولى حضرها رئيس المجلس الوطني الإريتري للتغيير الديمقراطي (ENCDC) الذي يمثل 18 تنظيم سياسي وممثل الجبهة الوطنية الإريترية ( ENF) ، إعادة تجمع أربع تنظيمات.
من المقرر أن يواصل مندوبو المؤتمر مداولاتهم حتى يوم الخميس 1 أغسطس 2019، ثم يحضرون مهرجان إريتريا 2019 يستمر ثلاثة أيام في فرانكفورت في الفترة ما بين 2 و4 أغسطس داخل فرانكفورت.