ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግባረልኩም

2018-04-07 21:48:43 Written by  መንግስተኣብ ኣስመሮም Published in EPDP News Read 2995 times

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ንዅሎም ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ዘኽብርዎ ዘለዉ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ምእመናን ክርስትና ብሓፈሻ፡ ንህዝቢ  ኤርትራ ድማ ብፍላይ ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልኩም እናበለ ናይ ሓጐስኩም ተኻፋላይ ምዃኑ ይገልጽ።

በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ኣብ ሃገርና፡ ዞባናን ዓለምናን ሰላም፡ ፍትሕን ብልጽግናን ክሰፍን ኵልና አእጃምና ከነበርክት ድማ ይጽውዕ።

ፍቅርን ስኒትን ዝሰፈኖ ዓመት ይግበረልና

መንግስተኣብ ኣስመሮም

ኣቦ መንበር ሰዲህኤ

7 ሚያዝያ 2018


Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290
Last modified on Sunday, 08 April 2018 00:13