ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ብጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ከተማ ኦስሎ፣ ኖርወይ

2016-04-07 10:16:16 Written by  ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኦስሎን ከባብን ምስ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ Published in EPDP News Read 2238 times

vኣብዚ ዝሓለፈ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ሲቪላው መሰላትና ኣብ ከመይ ኩነታት ጸኒሓም፣ ሕጅኸ፣

vፖለቲካዊ መሰላትናኸ፣

vንምዃኑ ናይ 25 ናይ ናጽነት ብሩራዊ ኢዮቤላዊ በዓል ክነብዕል ኮነ ብዛዕቡ ክንሓሰብ የምሕረልናዶ ይኸውን፣

ብዛዕባዝን ካልእን ከም ህዝቢ መጠን ሓቢርና ክንዝቲ እምበኣር: ቆጸራና ንቀዳም ዕለት 23 ሚያዝያ 2016 ኣብ ከተማ ኦስሎ።

ኣኼባ ዝካየደሉ ቦታ፣             Ebbells Gate ቀዳማይ ደርቢ

ኣኼባ ዝጅምረሉ ግዜ ልክዕ፣       ሰዓት 4 ፣ 30 ድሕሪ ቀትሪ

ኣዳለውትን ኣወሃሃድትን ኣኼባ፣

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኦስሎን ከባብን ምስ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

ንተወሳኺ ሓበረታ ኮነ ሕቶ፣

94738158 ወይ 96886017 ደዊልኩም ክትውከሱ ትኽእሉ።

ብድሓን ምጹ!!!

Last modified on Thursday, 07 April 2016 12:19