ኣገዳሲ ሰሚናር ብጉዳይ ኤርትራ ኣብ ከተማ ዮተቦርግ ሽወደን !!!

2015-10-19 21:11:24 Written by  ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 2840 times

ምምሕዳር ከተማ ዮተቦርግ ሃገር ሽወደን ኣብ ህልዊ ኩነታት ኤርትራን ህዝባን ብዘሎዎ ግዱስ ኣትክሮመሰረት እንሆ ንኩሎም ምምሕዳራት ኣብ ጉዳይ ስደኛታት ዝሰርሑን መማህራንን ዝሓቆፈ ሰሚናር....ኤርትራ ኣብ ልብና !!! ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ሰሚናር ንዕለት 23 ጥቅምቲ 2015 ኣድልዩ ኣሎ፡ ኣብዚ ሰሚናር እዚ መግለጺ ዝህቡ ሓው ረዘነ ተስፋጽዮን ኣባል ባይቶ ሃገር ሽወደን ነበርን፡ ጋዜጥኛ ሓብትና መሮን እስቲፋኖስን ኮይኖም ናይቲ ሕሰም ግዳይ ዝኾኑ ክልተ መንእሰያት ወድን ጓልን ክቀርቡ እዮም።


Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290
Last modified on Monday, 19 October 2015 23:17