Mama Tihamena Ala ማማ ትሓመና ኣላ Oct 2015
ምቛም ሓይሊ ዕማም ንቀጻሊ ደገፍ መርማሪት ኮሚሽን
Written by ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ - ሰሜን ኣሜሪካምስ መርማሪት ኮሚሽን እትደጋገፍ ሓይሊ ዕማም ምቛም፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ብሩህ እዩ። ኣብ ሓጺር ጊዜ ቆይማ ስራሕ ክትጅምርን ዘድሊ ምስንዳኣት ተጻፊፉ ክቕረብን ጽባሕ ዘይባሃሎ ህጹጽ ጉዳይ`ዩ። እዚ፡ ከቢድ ሓላፍነት ዝስከም ሓይሊ ዕማም`ዚ፡ ጀሚሩ ዝቕጽልን፡ ኣብ ስራሕ ንዘጋጥምዎ መኸታት በዲሁ ናብ ዓወት ዝምርሽ ኮይኑ ክቐውም ይግባእ። ስለዝኾነ፡ ብዙሕ ምምኽኻርን ምልኣት ተሳትፎም ናይ ኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ከድልዮ ምዃኑ ክሳሓት ኣይግበኦን።
ንኣውያት ህዝቢ ኤርትራ ከም`ቲ ዝድለ ክስማዕ ዝገብር ብኡ መጠን ድማ ብትብዓት ሰሪሑ ፍትሒ ዘጓናጽፍ ሓይሊ ዕማም፡ ናብ ኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ደገፍን ተቐባልነት ክረክብ ቅድመ-ኩነታዊ ተደላይነት ኣለዎ። ረጊእካ ክሕሰበሉ ስለዚ ደማ ኤርትራውያን በብዝቕመጥዎ State/Province፡ እኹል ጊዜ ሂቦም ክዝተይሉን ብዕምቆት ተመልኪቶም ከሳላስልዎም ዝግባእ ስለዝኾነ፡ ኣብ ዝቐልጠፈ ጊዜ እቲ መስርሕ ክጅመር ይጥለብ።
ስራሕ ሓይሊ ዕማም ንቀጻሊ ደገፍ መርማሪት ኮሚሽን፡ ዘላቒን ውጽኢታውን ክኸውን ስለዘለዎ፡ ንቐጻልነቱን ጽፈት ስራሓቱን ዘገልግል ህዝባዊ ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘለዎም ኮይኑ ክሳናዳእ ይህልዎ። እዚ ተማራጺ ኣገባብ`ዚ ኣብ ምትግባሩ፡ ኩለን ጥርናፊታትን ፖለቲካዊ ውድባትን ሞራላዊ ደጌፋታ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ኣብ ባይታ ዕዉት ኮይኑ ክወጽእ፡ ኩሉ ዘድሊ መሳላጢያታት ክወፍያን ብዕትበት ከም ሃገራዊ ሓላፍነትን ክዋፈራሉን ትጽቢት ይንበረለን። ቀጻሊ ደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን እተበርክት ሓይሊ ዕማም፡ ከም ሓደ ዕዙዝ ሃገራዊ ተግባረ-ስራሕ፡ ደንበ ተቓውሞ ሓደ ካብ`ቶም ዓበይቲ ዕማማት ንስርዓት ህግደፍን ኩሉ መሓውራቱን ንምስዓር ዘቃላጥፉ፡ ዕማማት ወሲዶም፡ ብጥምረትን ስጥመትን ክዓስልዎ ይግባእ። እማመ ፕሮጀክት ንክዓሙቕ፡ ንክሰፍሕ፡ ኣብ መወዳእታ`ውን እ`ዚ ፕሮጀክት`ዚ ዕዉት ኮይኑ ክውጽእ ብተግባር ክሳተፉ ምስ ዝደልዩ ናይ ተቓውሞ ሃገራዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ ብሓደ ከስርሕ ዝኽእል ምቹእ ባይታ ንምፍጣር ምርድዳእ ክግበር ኣድላዪ ይኸውን።
ርእይቶና ኣብ ምቛምን ስራሕን ሓይሊ ዕማማት፡
- ደለይቲ ፍትሒ በብከተምኡ ነዚ ጉዳይ`ዚ ብዝምልከት ተጋቢኦም/ተወዲቦም ብደረጃ ስተይት (State) ሓደ ዝውክሎም ሓይሊ-ዕማም (Taskforce) ይምስርቱ። ቀንዲ ኣተኩሮኦም ኣብ ዘዘለዎ (State) ዝርከቡ ንኤርትራውያን ምጉስጓስን ንኮንጉረስን ሰነይትን ናይ`ታ ዝቕመጡላ ስተይት ሕሱም ኩነታት ህዝቢ ኤርትራ ብጥራዓን/ፐቲሽን፡ ጽዑቕ ወፍሪ ምክያድ`ዩ።
- እቲ ካልኣይ ክንፊ ከኣ ብደረጃ ሰሜን ኣሜሪካ ዝምስረት ሓይሊ-ዕማም (Taskforce) ኮይኑ፡ በቶም ካብ ነፍሲ-ወከፍ ስተይትስ ዝተመርጹ ሓይሊ ዕማም ይቐውም። ስራሕ ካልኣይ ክንፊ ሓይሊ ዕማም፡ ፍሉይ ክእለት፡ ሞያዊ ብቕዓት/ፕሮፈሽናል፡ ዝሓትት ስለዝኾነ ኣብ ምምርጹ ወይ ምውካሉ ይኹን ኣብ ውህደቱ ፍሉይ ጥንቃቐ የድልዮ። ቀንዲ ኣተኩርኡ ንዋይት ሃውስ፡ ንባይቶን ሰነይትን/ፈደራላዊ ትካላት፡ ንስትይት ዲፓርትመንት፡ መንግስቲ ካናዳ፡ ዋና-ጸሓፊ ሕቡራት መንግስታትን ንሰብኣዊ መሰል ደቂ ሰብ ዝጣበቓኣህጉራዊ ትካላትን ዘደሃበ ይኸውን።
ነዚ ፕሮጀክት`ዚ ንምስላጥ: ዝምስረታ ሓይሊ-ዕማም (Taskforce) ክልቲኤን:-
- ዕድመ ዘመን ኣገልግሎተን ንክልተ ዓመት ኮይኑ : ካብ 7 ክሳዕ 9 ኣባላት ይህልወን።
- ንሕርያ ኣባላት ናይ`ዘን ሓይሊ- ዕማም እዚ`ኣተን ዝምልከት እንጥቀመሉ ረቛሒ ከኣ: ብቐንዱ “ብቕዓትን ተወፋይነትን ኮይኑ ሕብረ-ብሄር/ኣብዝሓ ክኸውን ግን ይምረጽ።
- እቶም ነዘን ሓይሊ-ዕማም ዝመስረቱ ከኣ ተቘጻጸርቲ ናይ`ተን ዝመስረትወን ሓይሊ-ዕማም ኮይኖም የገልግሉ።
ክጭበጥ ዝድለ ውጽኢትን ዝሰላሰል መደብ ስራሕን፡ መደብ ትግባረን ሰሌዳ ግዜን ብንጹር ምሕንጻጽ (Schedule for PLAN OF ACTION)
ብቦታ ደረጃ/ Cities/States/provinces
- ህዝቢ: ብደረጃ State/Province ተወዲቡን ተወኪሉን ናብ ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካን ካናዳን: ዝቐንዔ ቀጻሊ (lobby) ጽዑቕ ጎስጓስ ምክያድ።
- እማም ፕሮጀክት ምስ ከተማታት፡ ስተይትስ ፕሮቪንስ፡ ይኹን ምስ ዝሳተፉ ናይ ተቓውሞ ሃገራዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ ብሓባር ምክላስ/REVISE: ምምዕባልን ምጽዳቕን።
- ኣብ ኩሉ ከተማታት/ States/provinces፡ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዝሰላሰል ኣኼባታት፡
- ክጭበጡ ዝድለዩ ውጽኢታት ምንጻር፡
- ንከመይነት መለክዒ ናይ ዓወታት መራሒ ሓሳብ ኣብ ባይታ ምቕማጥ፡
- ብከመይ ነረጋግጾን፡ ንምርግጋጾም ዘድልዩ ናውቲን መሳለጥያታትን ምውናን፡
- ልዑል ጽልዋ ክፈጥሩ ተኽእሎ ኣሎዎም ዝበሃሉ ውልቀሰባትን ባእታትትን ኣለሊኻ ፍሉይ ጎስጓስ ምክይድ።
ብዞባዊ ደረጃ/North America
- ብምሉእ ደገፍ ደለይቲ ፍትሒ: ኮሚሽን መርማሪት ው.ሕ.ሃ: ሓቀኛን ዝተማለኤን ጸብጻብ ከተርቐብ ምኽኣል፣ ስለዚ ሓቢርናን ሰሚርናን ነዚ ፕሮጀክት ከነተግብር ምኽኣል።
- ዜጋታት ንጡፍ ግደ ተጻዊቶም: ተወሳኺ ሓቀኛን ዝተማለኤን ሓበሬታ ክልግሱ: ጽዑቕ ጎስጓስ ምኽያድ፣ ምንጪ ሓበሬታ ካብ ኣብ ግዳም ዝርከብ ህዝብና ጥራይ ከይተሓጽረ ካብ ውሽጢ ሃገር`ውን ዝርከበሉ ኩነታት ምፍጣር።
- ምስናድ ዝተኣከበ ሓበሬታ: ናብ ቛንቛታት ኤርትራ ምትርጓምን ምዕቃብን።
- መብዛሕቲኡ ህዝብናን ሕብረተሰብ ዓለም: ነቲ ጽዩፍ ተግባር ምኹናን ምውጋዝን: ከምኡ`ውን ኣብ ልዕልቲ ስርዓት: ቁጠባዊን ናይ ምንቅስቅስን ትጽዕኖ ምፍጣር::
- እቲ ዋኒን ዋኒና: እቲ ጉዳይ ከኣ ጉዳይና ስለዝኾነ: ግዜ ምስ ፈቐደ: ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዓብን ዘነውርን ገበን ዝፈጸሙ ኩሎም (ኣብ ሃገርና) ባህልናን ያታናን ኣብ ግምት ብዘእተወ ኣገባብ (ንመምሃሪ ክኸውን): ኣብ ፍርዲ ንምቕራብ ሰረት ምንጻፍ።
- ጸብጻብ ኮሚሽን: ናይ ዝበዝሔ ክፋል ሕብረት ሰብ ዓለም ደገፍ ምርካብ። ካብ መንግስቲ ኣሜሪካ: መንግስቲ ካናዳ፡ ው.ሕ.ሃን ንሰብኣዊ መሰል ደቂ-ሰብ ዝጣበቓ ኣህጉራውያን ትካላትን: ጽኑዕን ተሪርን ደገፍ ኽረክብ ዝሕግዝ ስራሕ ምስልሳል።
- እቲ ጸብጻብ ደገፍ ናይ ኤርትራውያን ክረኽብ ስለዘለዎ: ብሰላማዊ ሰልፊ መልክዕ ጥራይ ዘይኮነስ ብPetition መልክዕ`ውን ደገፍ ክረከብ ጽዑቕ ጎስጓስ ምኽያድ።
በዚ እነቕርቦ ዘለና እማመ መሰረት ይኹን ወይ ካብ`ዚ ነቕርቦ ዘለና እማመ ኣብ ህዝባውነቱ ይኹን ተግባራውነቱ ብልጫ ዘለዎ እማመ፡ ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብ ምቛም ሓይሊ ዕማም ንደገፍ መርማሪት ኮሚሽን፡ ዘድሊ መሳለጥያታት ከበርክትን ክተሓባበርን ድልውነቱ ይገልጽ።
ምሉእ ዓወት ንሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ!!
ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ክዕወት`ዩ!!!
ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ
ጥቅምቲ 26 2015
وفد حزب الشعب الديمقراطي يلتقي بالخارجية السويدية
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريفي الحادي والعشرين من اكتوبر 2015م التقى وفد حزب الشعب الديمقراطي الارتري برئاسة الأخ/ منقستآب أسمروم رئيس الحزب وعضوية الأخ/ رزني تسفاطين مسئول الشؤون المالية، التقى بوزارة الخارجية السويدية بالعاصمة إستوكهولم، شارك في الاجتماع ممهد اللقاء صديق الحزب السيد/ كارل ليند بيرغ.
شرح الوفد الأوضاع السائدة في ارتريا سياسياً، اقتصادياً واجتماعياً، وأوضح أن الأزمة الشاملة التي تعيشها البلاد من صنع السياسات الخرقاء للنظام الدكتاتوري القائم. وأن المخرج من الأزمة هو أن تجري ارتريا تغييراً جذرياً في العقلية السائدة. وهذا يتمثل في إجراء تغيير سياسي، اقتصادي واجتماعي شامل يتيح الحريات والحقوق الانسانية والسياسية والاقتصادية والاجتماعية. في ذات الوقت ناشد الوفد دول العالم والمنظمات الدولية تخفيف الأخطار علي المشردين واللاجئين الارتريين بتهدئة الأوضاع السياسية والأمنية السائدة في كلٍّ من القرن الافريقي والشرق الأوسط وشمال افريقيا، وأن يوفر المجتمع الدولي الوضع التأهيلي الفني والأكاديمي والصحي للاجئين الارتريين المتواجدين بكلٍّ من شرق السودان وشمال اثيوبيا بما يؤهلهم للعيش معتمدين علي أنفسهم، بالإضافة الي قبول حالات اللجوء في كلٍّ من اسرائيل وأوربا، تلك الحالات التي يتعرض أصحابها لما لا حصر له من الأخطار طلباً للسلامة والتحرر من نير الاضطهاد السياسي والضغط الاقتصادي الذي يعانونه في بلادهم.
الي جانب ذلك شرح الوفد قيام وأهداف ونشاطات حزب الشعب الديمقراطي الارتري، وأنه نال الحزب العضوية الكاملة في التحالف التقدمي العالمي للأحزاب التقدمية بل هو عضو مؤسس بهذا التحالف كما يتمتع بالعضوية المراقبة في منظمة الاشتراكية الدولية، هذا فضلاً عن إيمانه بأولوية وأفضلية التغيير بالوسائل السياسية والسلمية.
ممثلو الخارجية السويدية بدورهم أعربوا عن تقبلهم التام لملاحظات ومناشدات الوفد وأنهم علي استعداد للقيام بكل ما يمكن تقديمه في سبيل تخفيف معاناة الارتريين معربين في ذات الوقت عن تمنياتهم الطيبة للشعب الارتري.
ሓው መንግስተኣብ ኣስመሮም፡ ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ብ24 ጥቅምቲ 2015 ምስ ጨናፍር ሰዲህኤ ኣብ ሽወደን ብፓልቶልክ ኣኼባ ኣካይዱ።
ሓው መንግስተኣብ፡ ብዛዕባ ካልኣይ ጕባኤ ሰዲህኤን ውጻኢቱን ኣመልኪቱ ኣብ ፖለቲካዊ መደብ ዕዮን ቅዋምን ዝተኣታተዉ ለውጥታት፣ ምርጫ መሪሕነትን ኦዲተርን ፖለቲካዊ ውሳኔታትን ዝርዝር መብርሂ ሂቡ።
ኣስዒቡ ብፈጻሚ ሽማግለ ቀዳምነት ተዋሂብዎ ክዕመም ተመዲቡ ዘሎ ስርሓት ውን ገለገለ ኣብነታት ብምጥቃስ ኣባላት ኣብ ምዕዋቱ ንጡፍ ተራ ክጻወቱ ጸዊዑ። እቲ ዕማማት፡ ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ምብዳህ፡ ንግደን ተራን መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ምዕባይ፥ ንሰልፊ ምሕያል፡ ንተቓወምቲ ሓቢሮም ንኽሰርሑ ምጽዓር . . .ወዘተ ዘጠቓልል ኢዩ።
ኣብ ርእስ'ዚ፡ ሓው መንግስተኣብ ዝመርሖ ልኡኻት ኣብ ሽወደንን ኖርወይን ዘካየድዎ ርክባት ውን ሓቢሩ። ልኡኽ ሰልፍና ንዋሕዚ ስደተኛታት ደው ንምባል ኣብ ኤርትራ ናይ ኣርኣእያን ኣሰራርሓን ለውጢ ከምዘድሊ ኣትሪሩ ጸቒጡሉ ኢሉ።
ኤርትራ፡ ኣብ ትሕቲ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሳያስ፡ ቅዋምን ግዝኣተ-ሕግን ዘይብላ፣ ፍትሒ፡ ሰላምን ራህዋን ዝበዀረላ፣ ህዝባ ንግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ንስደተን ዝተቃልዓላ ሃገር ምዃና ኣብሪሁ። ስርዓት ኢሳያስ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናተዳኸመን እናተሸምረረን ዝኸይድ ዘሎ ስርዓት ምዃኑን ውድቀቱ ርሑቕ ከምዘይኰነን ኣሚቱ። ንዕድመ ምልካዊ ስርዓት ዘናውሕ ዘሎ ምኽንያት ድማ ብኵራት ዝተጠርነፈን ሓያልን ተቓውሞ ምዃኑ ኣረዲኡ።
يعرب حزب الشعب الديمقراطي الارتري عن عميق الحزن والأسف لمقتل المرحوم هبتوم زرؤوم برصاص عسكر اسرائيليين ويشارك أسرته الأحزان متمنياً للفقيد الرحمة والمغفرة.
هذا وفي الوقت الذي يدين فيه الحزب بشدة التصرفات الرعناء لكلٍّ من العسكر والعنصريين الاسرائليين بحق الفقيد يطالب السلطات الاسرائيلية بتقديم الجناة للمحاكمة لينالوا العقوبة والقصاص العادل ثم الاعتذار لأسرته وتعويضها مادياً ومعنوياً.
حزب الشعب الديمقراطي الارتري
ሓበረታ ንኹሉ ኤሪትራዊ ደላይ ፍትሒ
Written by Eritrean Democracy 4 all Eritreans 2015ሎሚ፡ እዚ ኣብ ኤርትራ ዝዕንድር ዘሎ እከይ ስርዓት ንድቅኻን፡ ማልካን፡ ንብረትካን ኣወፊኻ ኣብ ዘውሓስካዮ ናጽነት፥ ደም ጀጋኑ ደቅኻ ከይነቐጸ፡ በቲ ካብ ቀደም ዝለመዶ ኣገባብ ምሕደራ ሓመድ ድፋጫ የስሕነካ ኣሎ። ሰርዓታት ይመጹ ስርዓታት ይኸዱ ከመይሲ ዝነብር ህዝብን ሃገርን እምበር: ዝነብር ስርዓት የለን። ህዝቢ እንተዘየልዩ ድማ መንግስቲ ከምዘየለ ርዱእ ብምዃኑ ደጊም ከምቲ ናይ ዝሓለፈ ከይትታለል ስልጣንካ ኣብ ኢድካ ክትጭብጦ ኣሎካ።
እዚ ወጻዒ ጉጅለዚ በታ ካብ ነዊሕ ግዜ ጀሚሩ ‘’ንብጽይካ ፍተዎ እምበር ኣይትእመኖ’’ እትብል ሰራም ሓረግ እናተመርሐ እነሆ ሎሚ’ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብ ነንሓድሕዱ ከምዘይተኣማመንን ከምዘይዛተን ገይሩ ከይተኣሰረካ እሱር ኰንካ ትነብር ኣሎኻ። ኢሰያስ ከምስል ሽዳ ሳእንን ሓጺር ዝእጅግኡ ሳርያንን ተኸዲኑ ኣብ ቅድመኻ ባንን በናናን እንተበልዐ፥ ካብ ኣብ ርእሲ ከተማ ኤርትራ ኮፍ ኢሉ ዘመሓድር ኣብ ዓዲ ሃሎ ተሓቢኡ፥ ንሱ ደኣ ሓላዪ እንድዩ ክበሃል ዝገብሮ ምትላል ደጊም ትርጉሙ ኣይስወረካን እዩ። ነኣኻ ኣፍካ ዝሓትመሉ ሜላ ተጠቒሙ በቶም መጋበርያታቱ በዓል፥ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ፥የማነታት፡ ካሕሳይ ገብረህይወት፥ ኣስካሉ መንቆርዮስ፥ ብርገደድር ጀነራል ስምኦን ገብረድንግል፥ ኣብረሃ ካሳ፥ ሓጎስ ክሻ፥ ጀነራል ፊሊጶስ፥ ዑስማን ሳልሕ፥ ወዘተ ካልኦት እውን ኣስማቶም ዘይተጠቕሱ ሰብ መዚ ብኢሰያስ ጥራሕ ዝእዘዙ ቅተል እንተተባህሉ ዝቐትሉ፥ እሰር እንተተባህሉ ዝኣስሩ ብብርሃን ገዲፎም ብጸልማት ዝዋፈሩ ኣቢሉ ድከትካ የስትየካ ኣሎ።
ከምኡ’ውን ነዛ ሃገር ደው ከብላ፡ ከማዕብላን ክከላኸለላን ዝኽእል መንእሰይ ሃገሩ ገዲፉ ሃጽ ከምዝብል ገይሩ እታ ሃገር ብዕድመ ዝደፍኡ ጥራሕ ክተርፍዋ እሞ ናብ ስልጣኑ ገጹ ዝጥምት ከይርከብ ዝገብሮ ምዃኑ ርዱእ እዩ። ምኽንያቱ ንሱ እዚ ሃጽ ኢሉ ዝጠፍእ ዘሎ መንእሰይ ኣብ ስልጣኑ ሰላም ዘይህቦ ምዃኑ ስለዝፈልጥ፡ እታ ሃገር ብዘይ መንእሰያት ክትተርፍ ይገብር ኣሎ። ነዚ እውን ብሜላ ካብ ሕቚፊ ወለዱ ኣውጺኡ ኣብ ሳዋ ዳጒኑ ነንሓድሕዱ ከምዘይዛተን ዘይሰማማዕን ገይሩ ንህዝበይን ንሃገረይን ከምዘይብል ገይሩ ከዕውኖ ይጽዕር ኣሎ።
ሎሚ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፈቐዶ ግሁድን ስዉርን ኣብያተ-ማእሰርቲ ተዳጒኑ ዘሎ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ። ምኽንያቱ ሕግን ፍትሕን ዘኽብር ቅዋም ዘይብሉ ስርዓት ህዝቢ ከሳቒ እምበር ንሃብቲ ወይ ንብልጽግና፡ ንራህዋን ንቅሳነትን ክሰርሕ ማለት ዘበት ስለ ዝኾነ። እቲ ዝገደደ ድማ እቲ ቅድም ዝገበሮ ምስ ዘይኤርትራውያን ተሻሪኹ ንደቅኻ ካብ ሜዳ ምውጻኦም ከይኣኽሎ፥ ሎሚ’ውን ተመሊሱ ደምህት ኣምጺኡ ኣይሰለጦን ደኣምበር ብኣኣቶም ንኽትርገጽን ሕማቕ ክትርእን ፈሪዱካ’ዩ። ደምህት ካብ ኤርትራ ብምውጽኡ እቲ ጉጅለ ሕቖኡ ተጐዚዙ እዩ። እቲ ዝተረፈ ዕማም ድማ ናባኻን ናብ ሓይልታት ምክልኻል ሃገርን ዝተርፍ እዩ።
ብዝወልድካዮም ደቅኻ ክንድዚ ዝኣክል መከራን ግፍዕን ጭቖናን የጋጥመካ ኣሎ። ሓንቲ ሓጥያት ዘይብልካ ክንስኻ ከምዚ ክትረክብ ዘይግባእ ነይሩ። ግን ከኣ እቲ ካብ ፈለማ እትሒዝካ እንቋዕ ደኣ ካብቲ ክፉእ መግዛእትን ወግሐ ጸብሐ ተዂሲ ቦምባታትን መዳፍዕን ደሓንኩ እምበር ዝሕሸሉ ይኹን ዝብል ዝነበረ ሕልናኻ ካሳብ ሕጂ ኣየቕሰነካን። ስለዚ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ብዘይካ እቶም ኣብ ላዕሊ ተረቚሖም ዘለዉ በጻብዕ ዝቑጸሩ ዕሱባትን ንኸብዶም ዝተግዝኡን ንዓይ ጥራይ ይጥዓመኒ በሃልትን ገለ ቁንጣሮ ኣሰሮም ዝሕዙ ወሲኽካ እንተዘይኮይኑ፡ ዒሕ ከይበልካን “ኣምላኽ የጥፋእዮ” ኢልካ ከይተራገምካን ዝሓለፈትካ መዓልትስ የላን። እዚ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ናይ ምቕልጣፉን ምድንጓዩን ኣብ ኢድካ ዘሎ ኮይኑ ከም ዝሓልፍ ግና ዘጠራጥር ኣይኮነን።
ልክዕ እዩ በቲ፥ እቲ ስርዓት ዝፈጠሮ ሰራም ስለያዊ ተግባራት ብኣዝዩ ጽንኩርን መሪርን ጭቖና ስለዝተተሓዝካ ሱቕ ክትብል ተገዲድካ ኣሎኻ። ይኹን እምበር እቲ ሽግር ንግዚኡ ጥራሕ እዩ እምበር ንዘልኣለም ስቅያትን፥ ግፍዕን ሓንጎፋይ ኢልካ ክትነብር ኣይኮንካን። ነዚ ጨቋኒ ስርዓት እዚ ክትምሕዎ ምዃንካ ዘጠራጥር ኣይኮነን። ንግዚኡ ብዝወርደካ ዘሎ ንኸይትዛርብን ከይትራኸብን ብፍርሓት ተዓጊትካ’ኳ እንተሎኻ፥ እዚ ስቕታ እዚ ከም እሳተ ጎመራ ገንፊሉ ዝትኮሰሉ ግዜ ቀረባ እዩ።
ካልእ ኣብ ውሽጢ ዘሎኻ ህዝቢ ኤርትራ ክተስተብህለሉ ዝግባእ ኣሰካፊ ጉዳይ ተገዲድካ ብረት ምዕጣቕካ ኣዩ። እዚ እከይ ስርዓት እዚ፡ ነዚ መደብ ዘውጸአ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓቢይ ጸገም ንክወድቕ ብዘለዎ ስዉር ተንኮል እዩ። ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብረት ዓጢቑ ዘሎ ጽባሕ ንግሆ ክርሁ ምዃኑ ክዝንግዕ ኣይግበኦን። እዚ ብረት እዚ መሕለዊ ህዝቢ እምበር ነንሓድሕድካ መጣፍኢ ክኸውን ከምዘይብሉ ተረዳእ። ብተንኮል እቲ ኩሉ ግዜ ንሕማቕካ ዝሰርሕ ጉጅለ ከይተዓሸኻ፡ ከምታ ቀደምካ ተሓቛቚፍካን ተኸባቢርካን ምንባር ዝብል ሃገራውነትካ ከንጸባርቕ ኣለዎ። በዚ ናይ ኩልኻ ጸላኢ ዝኾነ ጉጅለ ህግደፍ ዝኽተሎ ዘሎ ኣገባብ፡ ነቲ ብረት ንሕነ ምፍዳይ ይኹን ወይ ንኸትሪ ምጥቃም ንሓድነት ህዝቢ ስለ ዝዘርግ ኣብ ከምዚ ኣዕናዊ ተግባራት ንኸይትወድቕ ሓደራ ብሰማይ ሓደራ ብምድሪ። እቲ ኩሉ ብዘይድሌቱ ብረት ዝዓጠቐ ኤርትራዊ መሳርሒ እቲ ጉጅለ ከይከውን ብስም ሰማእታት ኤርትራ ክምሕል ይግባኦ። እዚ ኣብ ኤርትራ ዝውጽዕ ዘሎ ስርዓት ነባሪ ከምዘይኮነ ፈሊጥካ፡ እታ ሃገር ግና ዋናኣ ንስኻ ህዝቢ ባዕልኻ ስለ ዝኾንካ እቲ ስርዓት ለጊሱ፥ ርግኣትን ጸጥታን ንምስፋን ዝትክእ ሓይሊ ክሳብ ዝህሉ፥ ናይ ህዝቢ ሓላፍነት ምዃኑ ከይዘንጋዕካ፥ ናተይ ኢልካ ሓላፍነት ክትስከም ንጽወዓካ። ንሕና ድማ ወትሩ ምሳኻ ኣለና።
23 ጥቅምቲ 2015
SI Meeting at the 133rd Assembly of the IPU in Geneva
Written by Secretariat of the Socialist InternationalDuring the 133rd Assembly of the Inter-Parliamentary Union (IPU) held in Geneva from 18 to 21 October, the Socialist International held its regular meeting of parliamentarians belonging to SI member parties to exchange views on the main issues on the agenda of the IPU, and to share information on developments within their own countries.
Parliamentarians from SI member parties in Angola, Belgium, Czech Republic, Dominican Republic, Finland, Ghana, Guinea, Guinea-Bissau, Hungary, India, Iraq, Italy, Mali, Mauritius, Mongolia, Morocco, Namibia, Pakistan, Palestine, Romania, San Marino, South Africa, Spain and the United Kingdom, attended the meeting, as well as from Sri Lanka as guests.
The dominant theme of this Assembly’s discussions was that of Migrations and how to implement a fairer and more humane way of dealing with this phenomenon. The emergency item of debate also focused on the protection of refugees and ensuring compliance with international and humanitarian law. The SI Secretary General, who chaired the SI meeting, recalled the extensive discussions on these issues that had been taking place at different levels within our International and made specific reference to the Charter for the Rights of Migrants that had been elaborated by the SI Committee on Migrations and adopted by the SI Council at its last meeting in July 2015. In the discussions on these issues, participants highlighted different aspects from their national perspectives. A common thread in the contributions was that whether dealing with regular migration, which was a constant, or with refugees, what we were dealing with in essence was human beings and it was the responsibility of all governments to protect them and to respect their dignity. Particular attention was paid to the plight of the most vulnerable, including women and children.
The need to tackle the root causes of mass migration and growing numbers of internally displaced people and refugees was emphasised and a call was made for more decisive and effective action by governments and international institutions to achieve fair and lasting solutions not only in regard to conflict resolution, but also in the fight against poverty and unemployment.
Another aspect that was highlighted, related to ensuring respect for the general rules of labour laws. In relation to migrants and refugees, it was pointed out that issues surrounding the right to work, exploitation of domestic labour, women and children needed to be further addressed, as well as trade union rights for migrants.
Among the reports on national situations, the meeting heard from the Palestinian representative on the deteriorating situation between Palestine and Israel, and from the chairman of the IPU’s Middle East Committee. Here again the underlying causes of the conflict were highlighted as fundamental issues that could only be resolved with the equal will and commitment of both sides.
Participants also received a report on the worrying situation in Iraq from the head of the PUK delegation in the Iraqi parliament, who underlined the need for international solidarity. The country was struggling to cope with the threat of ISIS, it had four million internally displaced people and women and girls were being kidnapped and trafficked in growing numbers.
The meeting also welcomed a report on the recent elections in Guinea, which saw the return to power of President Alpha Condé at the head of the second democratic government of that country.
At the conclusion of the meeting, emphasis was put on the importance of international bodies in bringing people together and promoting common solutions. In the SI we stood for multilateralism and solidarity. Also stressed was the need for more politics, which was about values and ideals, which were in deficit today in many places around the world.
Part III: Tearing the Very Eritrean Social Fabric
As a note to my readers:
l In writing an article, one must first determine who the target audience might be. One size may not fit all. Moreover, articles may have various purposes; it could be to express an opinion or commentary on current issues, an in-depth analysis, or to educate readers.
l The next couple of articles will include long numerical illustrations to compensate for the lack of data supplied by the Eritrean regime. Both democratic and communist regimes love their numbers (statistics). Although all regimes fudge their numbers, democratic governments are subject to independent scrutiny from political opposition and public media, whereas communist and dictatorial regimes are not subject to similar scrutiny thus making their statistics highly political and unreliable.
l The Eritrean regime is allergic to any statistics and hard data pertaining to social welfare and economic performance. The only hard numbers given in its propaganda media are the number of graduates at its so-called ‘colleges’ and ‘schools’. One would be hard pressed to find any data anywhere else. This is in sharp contrast to Ethiopia. Rather, the regime has substituted hard data for the regime’s tired media which relies on re-run of old videos showing some highly choreographed social activity or minuscule economic projects to show that it is making socio-economic progress.
l The lack of data diverts political discussions away from the myriad socio-economic (and legal) issues and focuses on highly divisive and theoretical issues. As important it is to debate and reach consensus on basic principles that form a nation, a consensus can’t be reached without injecting hard data into our discussions. Burying data is designed to bury discussion.
l The lack of data deprives the wider political arena, especially Eritrean youths, from understanding the myriad issues involved in political discourse and from understanding on how to construct their political stance.
l The purpose of such discourse isn’t to divert attention in any way from current struggle to remove the regime, which is a priority, but to mingle our discussion with the wider issues that we will encounter the SECOND the regime falls. Discussion can’t start the day after the regime falls, because it will be too late. A nation with myriad of socio-economic and legal issues can’t wait for the succeeding regime to formulate a plan. We will be operating in an emergency mode soon after the regime’s downfall.
l Opposition political parties can’t engage in discussion of complex and contentious issues without creating internal strife. Rather, such discussions should come from the wider opposition which, hopefully, can build consensus over long grinding process. Once a consensus starts to build, the opposition political parties can then begin adopting or changing their political stance.
l As I will show below (as was in some of my past articles), the lack of statistics and data from the regime doesn’t mean we are totally blind. Rather, we can construct numerical data that will unequivocally show the kind of socio-economic challenges we face, how little the regime is doing, and the challenges awaiting the next regime.
l I am not expert in socio-economic issues. My educational background is limited, and my experience in this areas is even less. I welcome any corrections, constructive criticisms, or for others to expand what is contained here.
Background
Regardless of ethnicity, religion, or any other groupings, family is the core nucleus of any society. It is NOT money, ideology, self-righteousness, political power, or military might that is the building block of a nation. Rather, it is a healthy family that builds a nation. The social hierarchical ladder of a nation - from the individual, to the family, to the community, is its building blocks to a viable, peaceful, and prosperous nation. One can’t separate out each of these components and claim that a nation is developing its individual citizens without simultaneously addressing its impact on the higher social orders.
When young women are taken to Sawa and given to unscrupulous male soldiers who operate above the law; when young people are condemned to lifetime slavery campaign and prevented from forming the building block of Eritrean society and nation; when there are NO young people to help old people to farm their lands; when there is no affordable housing; when there is no income to feed family; when thousands of fathers and mothers are incarcerated without due process of law; when people are fleeing in droves, even the brain dead understands there CAN NOT be a family , and by extension, there can NOT be a viable country - guaranteed.
Although we rile the regime for failing to deliver on economic development, the Eritrean regime’s greatest crime against the nation is its cruel social experiment on the Eritrean people. The social damage inflicted on the Eritrean people is tantamount to the destruction of our identity, our tradition, and our values - and of our traditions and cultures which some see as hindrance to creating a modern state. It is Mao, Pol Pot and Pinochet rolled into one.
No amount of spin or excuses by the cannon fodders such as www.wedo-geba.net (aka meskerem.net), alenalki-for-nothin’_and_excuses.com, tesfa-less.net, or dehai-of-fewer-and-fewer.org will change the fact that our rich social values and our very social fabric is being destroyed for petty politics. These cannon fodders ONLY fill their sites with so many tragic events, mostly news from war torn areas, around the world to say that Eritrea’s tragedy is less by comparison. That is temberkaknet! That is like your child coming home with mediocre or failing grades and telling you that others are doing worse, instead of comparing him/herself to many others who are doing above average. You just say, ‘Anta himak’!
DIA’s damages on the social fabric of Eritrea will take generations to heal, if not irreparable. For comparison,
Damage Time to Inflict Damage Time to Heal
Economic Immediate 15 years
Political Immediate 25 years
Institutional Immediate 25 years
Legal Immediate to 5 years A generation
Social 5 to 10 years Many generations, if ever
Note: The time to heal is arbitrary and thus for illustration purposes only. However, it is indisputable that the time frames required to rehabilitate legal and social institutions is much longer than the others.
For instance, a regime can usurp all the economic factors immediately for some impractical reasons - thus inflicting immediate damage - but the damage can be repaired immediately. For instance, Far East nations, including China took off economically within decades of changing their old systems. Closer to home, Ethiopia has embarked on ambitious economic development program in the last 10 years despite being doldrums for decades before that.
It is easy to cause damage, but most damages take years, if not generations, to heal!
The Social Challenges
Social issues are understood as being centred on education, health, housing, and generally the well-being of families and societies.
It would take volumes to discuss the failures of the Eritrean regime in addressing the various social issues. Instead, this will highlight some of the issues, and as repetitious as they are from my past articles, ultimately all efforts and aspirations are to improve the following,
Education
Where does one start - there are so many! The regime, which is overstretched in its military budget, that it has no funds for the education system.
Unmanageable Class sizes - have grown tremendously because the regime isn’t building new schools fast enough, if at all. It has built some primary schools in some rural areas with funds obtained from foreign donors in the past, but with funds drying up, and increasing population, class sizes have increased to over 60 students per class overloading teachers and school facilities.
Over-burdened and underpaid teachers - many teachers are national service people who feel that they are providing free service to a brutal regime that doesn’t give them any hope of leading a normal life or delivering a law-abiding and prosperous life. Enthusiasm for one-time well respected profession in Eritrea is now at its lowest - with teachers who abscond, and students who disrespect their teachers saying that one's fate as an Eritrean teacher is just slavery because teachers are either on national service or paid salaries not commensurate with standard of living. When DIA informants are making ten times the teachers’ salaries for doing nothing, what is the incentive to work harder? Shouldn’t one just flunk school and become DIA informant and earn much higher pay?
Bringing foreign teachers paid by the UNDP hasn’t improved the education system either.
Higher institutions of learning - despite the fact that the regime’s propaganda machine that keeps telling us that many are graduating from agricultural or nursing schools, possibly except the medical school, these schools are churning out graduates, who may be bright, who may not qualified because of lack of educational standards, both at domestic and international levels. Even the medical school, Orotta Medical School, is now being sabotaged. In contrast, Ethiopia has opened over 35 universities and colleges.
Public Libraries - No new public libraries, except a couple, have been opened in the last 15 years (post G-15). As a result, the youths have no place where they can study and borrow books. How could one develop an education system if students do not have sufficient resources to stimulate and exercise their brains? How much money and resources does one need to open a library? The world is ready to send millions of books their way, but the negligence can only be characterized as deliberate efforts to destroy the youth and education system.
Sport Facilities - Shouldn’t there be sport facilities, both indoor and outdoor, to keep our youths occupied and expending their energies on positive activities? How much money would needed to build a local football field, basketball court, tennis court, volleyball court, and other facilities? The price of five tanks for the whole country, one useless fighter plane?
Overall - when students can’t dream of graduating from school and obtaining decent jobs and salaries commensurate with cost of living, students no longer have incentives to strive and excel in school. The only incentive might be to avoid the slavery campaign for 2-3 years while learning and living in military camps disguised as institutions of higher learning.
Health Care
As symptomatic of the deep health care crisis in Eritrea, veteran doctors have left the country, and the new ones are following their footsteps. This crisis is a deliberate DIA policy designed to wreck an already miserable health care system.
For decades doctors were required to work in public hospitals, but also allowed to run their own private clinics to supplement their incomes. Few years ago, out of its infinite wisdom and deliberate efforts to destroy the health system, the regime closed all private clinics in Eritrea. Public hospitals paid doctors meagre amounts despite their rigorous education.
Regime propagandists tell us that doctors shouldn’t be paid any more than any other civil servants. But this is false campaign by those who don’t live in Eritrea and thus aren’t affected by the inadequate health care system in Eritrea, or are high-level regime officials who are allowed to travel abroad for medical treatments.
The regime’s argument that all civil servants should be equal in their miserable income is disingenuous. In reality, loyal regime supporters - esp. high military officers, party official, and informants - are allowed to dip into slush funds, engage in illegal and questionable commercial activities, or given exclusive import licences to enrich them as their rewards. In contrast, medical health professionals are reduced to receiving salaries less than regime informants. That is a perverse system.-
The biggest ‘kusli’ in today’s Eritrea, reward isn’t based on hard work or merit, but blind loyalty or supporting the regime illegal activities.
Housing
This issue is raised to illustrate how the regime is deliberately engaged in destroying the very Eritrean social fabric.
For emphasis again, and for the benefit of skim readers, it is worth reiterating that family is the very building block of a nation. Family is generally defined as a father, a mother, and children. A healthy and prosperous family translates to strong community, which in turns builds strong nation.
A properly functioning family needs food, clothing - and shelter, among other things. If affordable housing isn’t available, the consequences include: unwillingness of young people to marry; or if married, to stay with parents who already live in an already overcrowded housing.
The regime has not built a single affordable housing to alleviate the challenges facing Eritrean youths. Let us examine the challenges facing today’s Eritrea,
l Domestic population is estimated at 5.5 Million (another 1 million outside Eritrea)
l Based on typical third world country demography, two-third (2/3) of the population is under 25 years old.
l Therefore almost 3.7 Million of population is under 25 years old
l Assuming equal distribution of ages, each age has 148,000 people (3.7M /25 age years), i.e. for instance, there are 148,000 18-year-olds, 148,000 21 year-olds.
l Assuming that portion of the young people in properly functioning society should be married by age of 25 or at least live on their own, assume 50% marry. Every year 148,000 people become 25-year olds with housing needs. There would be 74,000 married (i.e. 37,000 couples = one shelter) and 74,000 unmarried couples.
l This means that minimum 37,000 affordable houses are needed to meet the needs of married people every year. If all 25-year olds are taken as bench mark, i.e. including unmarried ones - 111,000 houses need be built (37,000 couples and 73,000 singles) EVERY YEAR.
l Every year that the regime hasn’t built affordable housing, the total shortage is minimum 888,000 (37,000 houses/year * 24 years of independence). If housing is need for single people too, then 2.6 million houses need be built.
l Note: some may argue that 70% of the Eritrean population is rural. Even so, at least 266,000 affordable houses (30% of 888,000) would be needed. Others might say, not all youths work and thus can’t afford, etc. and may reduce the numbers again. Regardless, hundreds of thousands of houses need be built to accommodate a well-functioning family system in URBAN Eritrea alone.
This is in total contrast to Ethiopia where affordable housing is built - mostly in Addis Ababa but also in major urban areas in the country under various financing schemes. Even civil servants are provided with adequate salaries to afford buying houses.
l Over 300,000 built in Addis Ababa in the last 5 years
l Overall, 960,000 affordable housing to be built around the country over the next ten years. This is still not enough, but still a major effort for developing country, and infinitely more than what DIA is doing for Eritrea - which is zilch, nada, nothing - except for top military brass that need to be bribed.
Other Indicators of Well-Being
Care of the Elderly: who takes care of the elderly in today’s Eritrea? If one is lucky to have family members living abroad, then, at least, one MAY have a source of financial support.
But that is not the typical Eritrean family in today’s Eritrea. Most likely, if you have in advanced age group, you have children between the ages of 18 and 50 year olds who are condemned to indefinite national service doing nothing, i.e. most likely not productive on national service because there are no meaningful work for vast majority of the 250,000 national service people.
For older people who live in rural areas, either as farmers or herders, they no longer have younger bodies to till the land for them or tend livestock for them. They must now rely on even younger children to fetch waters or for any errands.
For older people who live urban areas, the situation is even more dismal. They do not have pension or any other source income. Their children can’t support them because they are tied up in the politically motivated national service, or they are imprisoned.
For the elderly, today’s Eritrea is a death sentence - condemned to dishonourable discharge by the very same people claiming to speak the same language and to help them from the evil hoongoogoos.
Pension: Although confined to civil service in most third world countries, yet DIA has even eliminated this entitlement which didn’t even happen during the Derg years. As a result, civil servants must work until they die. For instance, a seventy year old ‘tegadalai’ must work until his expiration because he/she has no other source of income or couldn’t be kicked out of government housing. That is a cruel mental punishment, and has adverse impact on the civil service itself. It encourages corruption, and may impede innovation and progress. Some say that civil servants shouldn’t get any more privileges than private sector workers. But pension is a critical component of the well-being of society - and a government can’t achieve well-being by going backwards. Instead, a well-functioning government would have tried to expand a pension scheme that would cover private sector workers too.
Without Pensions:
l Aging people, esp. civil servants and army, won’t be able to retire. They must work even if 80 year olds.
l Surviving spouses of civil servants who pass away have suddenly no incomes.
l If senior civil servants aren’t encouraged to retire, new job openings for young employees can’t be made available, promotion is stagnant, and new ideas and workings can NOT be introduced.
Eritrea’s public service is stuck until it rots.
Clean Water: Aside from EU funded projects, no work has been done to expand the availability of clean water, and especially to poorer neighbourhoods in urban areas and most of the rural areas. According to DIA and its idol worshippers, water is only needed for their phantom ‘agricultural’ products and projects, for which we still are waiting to see even one kilo of crop or produce 24 years later.
How much water is needed? It is recommended that 5 litres of water is needed per person per day for drinking and cooking. One can guess the amount of water needed for washing clothes, flushing toilets (if any used) and personal showers. One can comfortably estimate the amount of water needed. For illustration, assuming a population of 750,000 people in Asmara, 1.4 million cubic meter of water is needed. If one adds for bathing, washing dishes, cloths, floors, some houses for flushing toilets, some commercial and industrial uses - all significantly more water consuming than for drinking and cooking - four (4) times the amount, i.e. 6.4 million cubic meter of water is needed, for a total of 7.8 million cubic meter of water. Tokor Dam holds 17 million cubic meter of water. Between evaporation and piping leaks, one may assume only 50% of the dams capacity is available, i.e. 8.5 million cubic meter. Fortunately of the City of Asmara, there is also Mai Nefhi Dam and direct pumping of ground waters supplies its water needs. One or two low rainy seasons puts the city at risk of no water. In reality, the regime has neglected Asmara and all other major urban areas claiming that it is a priority or urban areas shouldn’t be given any more service than rural areas, resulting in severe water shortages in most parts of Asmara. There is a plan to build Tekera Dam with a capacity of 20 million cubic metres to supply water to Asmara and other areas.
As for rural areas, if one assumes there are 5,000 villages with an average of 800 people each (about 160 families), of course large difference for agriculturalists vs. Pastoralists, only 5,000 wells (if not reservoirs) and pumps would be needed to pump water to communal water stations. If regime had built even 200 community water holes a year, every Eritrean in all corners of Eritrea would have had enough clean water by this year. Finding and pumping water isn’t a rocket science. The Egyptians, and esp. the Romans, the Greeks, and many other civilizations over 2000 years ago had perfected the technology of clean water by using aqua-ducts. What can’t this regime do better than people two thousand years ago?
Employment: If people can’t work and earn decent wage enabling them to buy the most basic things in life - food, shelter, and clothing, then this leads to breakdown of society. In today’s Eritrea, no Eritrean between the ages of 18 to 40 (in reality, closer to 50 or over), aren’t allowed to work for wages and forced to languish in national slavery campaign that has not yielded a single tangible result.
Even those who work earn salaries that can’t even cover rent. Most rank-and-file civil servants and regular soldiers earn 1,000 Nfa a month, and higher level civil servants earn up to 4,000 Nfa-a-month. Professionals such as doctors and engineers earn less than 5,000 Nfa-a-month. In contrast, a regime informant with no education earns about Nfa 3,000/month plus expenses. Compared in Ethiopia, professional engineers earn at least 8,000 Birr/month, and medical doctors earn significantly more than that. When adjusted for currency difference, i.e. 20 Birr = 1 USD vs. 55 Nfa = 1 USD, at least at face value, Birr has 2.75 times the purchasing power. As such a professional engineer earning 8000 Birr a month in Ethiopia is equivalent to 22,000 Nfa a month in Eritrea. Refer to online Ethiopian Reporter newspaper advertisements for salary scales.
Food/Proper Diet: In one of his independence speeches, DIA told us that 900 calories is enough per person. Another of Mao lectures. It is just that those who tell others to live on 900 calories can’t even survive on 3,000 calories a day. Look at the Real Housewives of PFDJ and one can quickly notice that even 4,000 calories isn’t enough.
It is a shame when a country can’t produce enough milk for its population, and especially for its young children. Twenty five years after independence, Eritrea still faces extremely [added for emphasis] severe milk shortages. Why? This is yet another deliberate policy to stunt the growth of our children - mentally and physically. Thanks to the milk farmers of America and EU, our idol worshippers feed their kids gallons of milk a day, yet tell us that Eritrean youths in Eritrea don’t need it. Hypocrisy galore!
What about other food groups - milk, meat and fruits - luxury! Asmara Dairy produces pathetic 9,000 litres a day.
In short, 24 years after independent, a country that can’t make enough milk available for its kids has no interest in social programs. That is pathetic even by African standards.
I will discuss the state of agriculture in my next article.
Welfare of the Young People: Suffice to say the epic proportion of the refugee crisis speaks for itself. Nothing is more telling about the dire future of Eritrea than the destruction of the youth population. DIA is creating hopelessness, anxiety, while encouraging selfishness, myopic thinking, and sowing crisis mentality.
Nothing is more telling of the destruction of the youth population than depriving them of decent livelihood through gainful employment and affordable housing.
In contrast, the Ethiopian regime, esp. in Addis Ababa, has been building tens, if not, thousands of affordable houses. The ideologues may argue that why should urban population benefit at expense of rural population. But this is the mentality of those who believe in lose-lose outcome and racing to the bottom. The ‘can-do’ mentality functions within positive trajectory only.
As if Eritrea doesn’t have extreme housing shortages, the regime has recently begun destroying ‘illegal’ houses in large numbers. Aside from its adverse impact on the well-being the families, the regime’s behaviour is yet another glaring manifestation of its own utter disregard for the ‘rule of law ‘.
Garbage disposal and Sewage Treatment: I have raised this issue more as illustration the challenges of administrating a growing urban areas. Many countries dealt with it centuries ago. The Italians felt important enough to build sewage system over 100 years ago. Instead of building on this infrastructure, the regime has neglected urban centres giving the lame excuse that urban centres shouldn’t get better services than rural areas, but this is a recipe for destroying a nation. Instead of formulating long term plans to bring municipal services to growing rural areas, we are turning them a urban centres into rural ones, with adverse health consequences due to nature of urban centres. It is an excuse for destruction.
Crime and Security: the clearest example of Eritrean people’s culture is its respect for law and order. Eritrea is known for its safety NOT because of efficient state security apparatus but the population is one massive ‘community/neighbourhood watch’, aside from its respect for law.
It is corruption, rather than any other form of crime, that is the biggest threat to the security of the nation. In mid-1990s, DIA told us that the rampant corruption in African countries is due to inadequate civil service salaries to afford decent living. In one of the independence speeches in early 2000s, DIA told us the biggest threats to Eritrea are, in this very order: corruption, AIDS, and Woyane. So what does DIA do, precisely proceed to create the most corrupt system.
Ironically, the noticeable increase in crime and breakdown in law-and-order and security is directly attributable to the regime’s purposeful efforts to forestall any potential threat to his power. Some of the regime’s blatant schemes and activities include;
- At the core is corruption within military designed to buy the loyalties of military officers. They are encouraged to enrich themselves through front-men who engage in business on their behalf. Turf wars leading to assassinations and revenges on Cosa Nostra (Mafia) level.
- Again corruption within military that at the very centre of human trafficking. It is unfathomable that traffickers call from within the bosom of the regime, from within Eritrea, without the regime’s intricate web of snitches knowing it.
- Again corruption within military that allows male military men to abuse our sisters and daughters in Sawa. It is a crime; it is a war against the future mothers of Eritrea.
- Corruption, embezzlement, and bribery within civil service were forced upon civil servants by purposely turning salaried staff into ‘national servicemen’ with only 150Nfa a month. This is also true within the military. This includes selling ‘administrative leaves’ to national service slaves and/or allowing company, platoon, or higher leaders to claim or steal pocket monies of national service slaves who do or allowed to abscond.
Religion and Faith: The regime has declared war on religion since it ascended to power in Eritrea. It has been accosting fear, schism, and intolerance towards other faiths. It is communist ideology where religion is viewed as nothing more than a source of societal division that needs to be eliminated. Soviet Union, China, all the Eastern bloc countries banned all religious institutions to no avail. It failed and instead creating even bigger monsters - religious intolerance, i.e. radicalization.
We don’t live in ancient times when rulers and invaders imposed their belief systems and values on others. In today’s world, world interconnectedness brought about by instant communication has significantly more impact on our belief systems than rulers. Unfortunately, the world is moving towards less tolerance through a vicious cycle. Political systems that predicate their survival on intolerance will only sow the seeds of destructions due to domestic situations exacerbated by importations of intolerance.
Creating a mess has nothing to do with building a nation. THE REGIME IS FAILING EVEN BY AFRICAN STANDARDS.
We shall overcome!
Berhan Hagos
October 23, 20
Swedish City Holds Successful Public Awareness Seminar About Eritrea
Written by By EPDP Information OfficeIn the morning hours of 23 October, 2015, social workers, language instructors for refugees, political figures and members of the public in the Swedish City of Gutenberg had the rare occasion of being fully briefed on the plight of Eritrean refugees and on what has been going on in that country for the past several years before the people forced to take risky escapes and dangerous trips to the unknown.
Entitled "Eritrea in Our Hearts", the seminar was organized by the social affairs department of the city administration of Gutenberg. Two Eritrean panelists and two young refugees were at hand to tell the distressing Eritrean story.
Mr. Rezene Tesfazion, former member of the Swedish Parliament and currently Executive Committee member in the Eritrean People's Democratic Party (EPDP), spoke in great length about what is happening in the political, social, economic and military spheres in Eritrea and why Eritrea without being currently at war has a frightening rate of refugees comparable to that of Syria, Iraq and Afghanistan.
The presentation in Swedish by Mr. Rezene Tesfazion was followed by accounts given by two young Eritrean refugees who experienced the horrors of escape and the dangers faced on the way until those who survive reach a safer place.
Ms Meron Estefanos, an Eritrean journalist and human rights activist, was the next speaker who spoke on what she went through under the repressive regime in Eritrea and the saddening stories of Eritrean refugees she has been covering in the past several years. Her presentation was accompanied by pictures and a short film on human trafficking of Eritreans.
Eritreans including Mr. Zehaie Keleta, a Gutenberg resident, were among those who helped make this superb awareness seminar and public diplomacy a big success.
More...
ኤርትራ ኣብ ልብና !!! ዘርእስቱ ሰሚናር ኣብ ከተማ ዮተቦርግ ሽወደን ብዘደንቅ ኣገባብ ብዓወት ተዛዚሙ።
Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰደህኤብምምሕዳር ከተማ ዮተቦርግ ቤት ጽሕፈት ሕብረተሰብኣዊ ሌላ ዝተዳለወ፡ ኩሎም ምስ ስደተኛታት ዝሰርሑ መማህራን ናይ ቋንቋ ሽወደንን መባእታን፥ ከምኡ'ውን፥ ፖለቲከኛታት ዝተሳተፍዎ ኣገዳሲ ሰሚናር ብመራሕ መደብ ኣቶ ቶማስ ማንግሶን ሰዓት 8:30 ተኸፊቱ።
ቀጺሉ፥ ሓው ረዘነ ተስፋጽዮን፥ ኣባል ባይቶ ሃገር ሽወደን ነበርን ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ገንዘባዊ ጕዳያት ፈጻሚ ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብዛዕባ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ኣብ ግዜ መግዛእትን ድሕሪ ናጽነትን ብሩህን ሰፊሕን መግለጺ ኣቕሪቡ።
ሲዒቡ ናይ ክልተ መንእያት ግዳይ ናይቲ መሪር ሃለዋት ዝኾኑ ሓጸርቲ መብርሂ ሂቦም።
ኣብ መወዳእታ ከኣ ኣብ መዳይ ሰብኣዊ መሰላት እትነጥፍ ሓውትና መሮን እስቲፋኖስ ካብ ንእስነታ ኣትሒዛ ክሳብ ሎሚ ዘሕለፈቶ ተመኵሮን ጌና እውን እትነጥፈሉ ዘላ ብፍላይ ንጸገማት ስደተኛታት ንምቅላል ዝግበር ጻዕርታት ንኽፈል ወይ ሞት ዝብል !!! ኣርእስቲ ኣልዒላ ብስእሊ ዝተሰነየ ገለጻን ሓጺር ፊልምን ኣቕሪባ። ዕዱማት ኣጋይሽ ካብ ኣኼበኛታት ንዝቐረበሎም ሕቶታት ብግቡእ መልሲ ድሕሪ ምሃብ ብክብ ዝበለ ምስጋና ኣኼባ ተዛዚሙ።
High-Level EPDP Delegation Meets Swedish Ministry of Foreign Affairs
Written by EPDP Information OfficeA delegation of the Eritrean People's Democratic Party (EPDP) headed by Party Chairman Menghesteab Asmerom, met on 21 October 2015 in Stockholm with the Swedish Ministry of Foreign Affairs, and briefed them on the ever worsening political, economic and social situation in Eritrea, further highlighting that the sole cause of the dangerous crisis in Eritrea is the repressive regime and its erroneous policies.
The delegation, that consisted of Mr. Rezene Tesfazion, EPDP Executive Committee member in charge of the finance office, and accompanied by a Swedish friend of Eritrea, Mr. Carl Lindberg, emphasized that there will never be a correction of the ongoing societal and state breakdown in Eritrea unless the oppressive regime is replaced by a democratic system that can guarantee the prevalence of the rule of law and respect of political and human rights of the people.
Speaking about the distressing situation of Eritrean refugees in the Horn of Africa region and other countries, the EPDP delegation hoped Sweden would lead effective international and regional support to those refugees facing very critical circumstances.
The delegation also seized the opportunity of highlighting activities of the EPDP and its relations with fraternal parties and governments and its repeated requests to extend support to the struggle of Eritreans for democratic change in their country.
On their party, the concerned officials affirmed their close follow up developments affecting Eritrea and its people and hoped a durable solution could be found to give peace, justice and prosperity to the affected people.
ወዲ ሰብ ብባህሪኡ ንጽቡቕ ኮነ ንሕማቕ ኣጋጣሚ ዝተቓለዐ እዩ። እቲ ሕማቕ ኣጋጣምን ሓደጋን ገሊኡ ባህሪያዊ ክኸውን እንከሎ ገሊኡ ድማ ሰብ ዝሰርሖ እዩ። እቲ ጽቡቕ ዕድል ኣጋጢምዎ ዝበሃል ህዝቢ እታ ንሱ ዝነብረላ ሃገር ካብ ኩሉ ሰብ ዝስርሖ ይኹን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታት ድሒና ብሰላም እትነብር ክትከውን እንከላ እዩ።
ካብዚ ህዝብና ዝሓልፎ ዘሎ ተመኩሮ እንተተላዒልና፡ ኣብ ዓለምና ካብ ዘለዋ ንጽቡቕ ዘይተዓደላ ሃገራት ሓንቲ ኤርትራ እያ እንተበልና ምግናን ኣይኮነን። ህዝባ ብሰንኪ ሕሱም ጉጅለ ህግደፍ ቅሳነትን ሰላምን ተሓሪምዎ ኣብ ሻቕሎትን ድኽነትን ይነብር ኣሎ። እቲ መላኺ ስርዓት ኣብ ዝወለዖ ኲናት ብዙሕ ካብ ህዝብና ሃሊቑ እዩ። ምግማቱ ዘጸግም ንብረትን ሃብትን ሃገር እውን ዓንዩ እዩ። ስደትን ሳዕቤናቱን እውን ሓደ ኣገዳሲ መግለጺ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሕሱም ምምሕዳር ኮይኑ ኣሎ። ብሰንኪ እዚ በቲ ጨካን ጉጅለ ዝተፈጥረ ውግእ እዛ ሃገርን ህዝባን ኣብ ዲቕ ዝበለ ድኽነት ኣትዮም ኣለዉ። ካብዚ ከርፋሕ መነባብሮ ንክሃድሙ ኤርትራውያን “ተኾርሚኻ ሞትየ ኣሳፊሕካ’ውን ሞትየ” ኢሎም ንኣደዳ ስደትን ጥፋኣትን ኮይኖም እነሆ ኣብ ናይ ምህላውን ዘይምህላውን ጥምጥም ገጢሞም ንዕዘቦም ኣለና። ካብቲ ንሃገሩ ዘጋጠማ ዘሎ ጸገማት ከምልጥ ሓሲቡ ስደት ዝመረጸ ኤርትራዊ ኣብ ጉዕዞኡ እዚ ዘይበሃል ሽግራትን፥ መቕተልትን ከጋጥሞ ዕለታዊ ናብርኡ ኮይኑይስ እህህህ….. እንዳበልና ንዕዘቦ ኣለና።
ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብቲ ከም ግዚያዊ መዕቆቢ ኣብ ዝመረጾ ቦታ ስደት’ውን እቲ ጸገምን ግፍዕን ደድሕሪኡ እንዳሰዓቦ ጌና ኣይረሃዎን። ወትሩ ብዛዕባኡ እንሰምዖ ወረ ድማ ዘሰንብድ እምበር ሰናይ ዘበስር ኣይኮነን። እቲ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ኣብ ዓዱ ኮነ ኣብ ቦታ ሰደቱ ዘጋጥሞ ጸገማት ብዓይነቱ ከቢድ፡ ብቑጽሩ ድማ ኣዝዩ ብዙሕ ስለ ዝኾነ ምዝርዛሩ ኣጸጋሚ እዩ። ዜግነታዊ ክብሩ ሓሲሩ። “ኣለኹልካ ኣነ” ዝብሎ ስኢኑ ደሙ ደመ-ከልቢ ካብ ዝኸውን ሓያለ ኮይኑ እዩ። እዚ ማህሰይቲ ኣብ ልዕሊ እቶም ግዳይ ዝኾኑ ዘለዉ ጥራይ ዝውሰን ዘይኮነስ ኣብ ልዕሊ ኩልና ኤርትራውያን ኣሉታዊ ስንብራት ዝገድፍ እዩ።
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መሬት ድራር ኣራዊትን ጥይትን ኮይኑ። ባሕርን ምድረበዳን እውን ኣየዕቆበኦን ኣሕሊፈን ሂበንኦ። በደዊንን ነጋዶ ወድሰብን ድማ ኣካላቱ እንዳመዝሓቑ ኣብ ዕዳጋ ኣውዒለምዎ እዮም። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ማለት ብ18 ጥቅምቲ 2015 ሃብቶም ዘርኦም ዝተባህለ_ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ሃገር እስራኤል፡ በርሸቫ ኣብ እትበሃል ከተማ ኣብ መደበር ኣውቶቡስ ብሓደ ናይታ ሃገር ፖሊስ ብተመልከተለይ ተቐቲሉ። እቲ እስራኤላዊ ፖሊስ ፈጣር ራዕዲ መሲልዎ እዩ ብጌጋ ቀቲልዎ ዝብል ምኽንያት ድማ ቀሪቡ። እዚ እቲ ዘሕዝን እዩ። እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ድማ እዚ ኤርትራዊ ብጥይት ተወቒዑ ወዲቑ ደሙ እንዳፈሰሰ፡ ኣብ ክንዲ ንህጹጽ ሕክምናዊ ረዲአት ናብ ሆስፒታል ምውሳዱ እስራኤላውያን ሓለፍቲ መንገዲ መሊሶም ይወቕዕዎን ይረግጽዎን ከም ዝነበሩ ብስእሊ ተሰንዩ ብማዕከናት ዜና ተቓሊሑ እዩ። እዚ ድማ ብንጹር ዘይሰብኣውነት ዘርኢ እዩ። እዞም ኣንጻር ሰብኣውነት በደል ዝፈጸሙ እስራኤላውያን ተሓተቲ ምዃኖም ዘየዳዲ ኮይኑ፡ እቲ ዝያዳ ተሓታቲ ግና እቲ መሰረታዊ ጠንቂ ጉጅለ ህግደፍ እዩ። ሃብቶም ዘርኦም እቲ ብኣካል ሞይቱ ዘሎ ሓደ ሰብ እዩ። እቶም ብሕልና ቆሲልና ዘለና ግና ኩልና አርትራውያን ኢና።
ንሕና ኤርትራውያን ኣብ ዝኾነ ኩርናዕ ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ክወርደና እንከሎ፡ ክሳብ መዓስ ኢና ክንዲ ትጽቢትና ዘየድምዕ ሰላማዊ ሰልፍታት ብምክያድ ጥራይ ዲና ክንረዊ? ካልእ ነዚ ደድሕሬና እንዳሰዓበ ዘሳቕየና ዘሎ መከራ ንገትኣሉ ኣገባብ የለን ድዩ? ካብቲ ካብዚ መከራ ከውጸኣና ዝኽእል መንገድታት ሓደን መሰረታውን፡ ብሓባር እሞ ድማ ብንጽህና ሓላፍነትን ኮፍ ኢልካ ንክብደት እቲ ጸገም ምምዛንን መፍትሒ ምርካብን፡ ነቲ ብሓባር ዝተኣምነሉ ፍታሕ ንምትግባር ብኹሉ ዓቕምኻ ሓድነትካ ዓቂብካ ኣንጻር ጉጅለ ህግደፍ ምኽታት እዩ። እሞ ድማ ጽባሕ ዘይኮነስ ሎሚ። ከምዚ ዘለናዮ፡ ብስምዒትን ጸቢብ ኣታሓሳስባታትን እንዳተሻበብና እንተቀጺልና ግና ህልቂትን ብርሰትን ክዕንድረልና ክነብር እዩ። ብኸምዚ ዘለናዮ ተቐጺልና ግና ከቶ ቀጻልነትና ከም ህዝብን ሃገርን ኣብ ምልክት ሕቶ ክወድቕ እዩ። ንሕና ነዚ መንገዲ ጥፍኣት ስቕ ኢልና እንተርኢናዮ ጽባሕ ብታሪኽ ተሓተቲ ክንከውን ኢና።
ከምዚ ኣብ እስራኤል ዘጋጠመ፡ ሓድሽ ተርእዮ ዘይኮነስ፡ ዳርጋ ናትና ኢልና ክንርዕሞ ቁሩብ ተሪፉና ዘሎ ሓደጋ ከጋጥም እንከሎ፡ ኣብ ልዕሊ ኩሉ ኤርትራዊ ከም ዘጋጠመ ወሲድና ኢና ክንቅንዘወሉ ዝግበኣና። ካብዚ ሓሊፍና ታሕቲ ወሪድና ነቲ ንኹልና ዝምልከት ጾር፡ ብኣውራጃ፡ ብወረዳ ወይ ብዓሌት ወይውን ብሃይማኖት እንዳሽረፍና ከነንኣእሶ ኣይግበኣናን እዩ። ከምዚ እንተጌርና እቲ ጸገም ብቐጻሊ ካብ ርእስና ኣይክወርድን እዩ። ብኸምዚ ቀዳዳት ዝኣትወና ሳዕቤን ድማ እንዳሓደረ ከሳቕየና ክነብር እዩ። ኣብ ምክፍፋልና ዝረብሑ ኣካላት፡ ቀንዲ ካብኦም ጉጅለ ህግደፍ ከኣ ኮበሮ ሓምሓሞም ክወቕዑ እዮም። እዚ ማለት ናይ ሓደ ግዳይ ዝኾነ ኣካል፡ ቦታ ትውልድን ካልእ መንነቱን ኣይፈለጥ ንምባል ዘይኮነ፡ እቲ ዕዳ፡ ዕዳ ኩላትና ምዃኑ ክዝንጋዕ ኣይግበኦን ንምባል ዝኣክል እዩ። ንህዝቢ ኤርትራ ብምልኡ እንተዘይርህይዎ ናይ ዝተወሰነ ከባቢ ህዝቢ በይኑ ክርህዎ ኣይክእልን እዩ። መላእ ኤርትራ ናይ ሰላም፡ ልምዓትን ቅሳነትን እንተዘይነፊስዋ፡ ውሱን ከባቢ በይኑ ገነት ክኽውን ከምዘይክእል ኣጸቢቑ ክስቆረና ይግበኦ። እንተደኣ ነቲ ቃልሲ ከምቲ ክንኮና ዝግበኣና ኮይና ሒዝናዮ ነዚ ወሪዱና ዘሎ ጸገም ምፍታሕ ኣይጸገመናን። እቲ ፍታሑ እኮ ኣብ ቀራባ እዩ። ብሓባር ነቲ ንህዝብና ደም ዘንብዖ ዘሎ ጉጅለ ምውጋድን፡ ሓቀኛ ልዕልና ህዝቢ ብዘንጸባርቕ ስርዓት ምትክኡን።
ኣብ መደምደምታ ከምቲ ገለ ወገናት ጀሚረምዎ ዘለዉ ናይዚ ኣብ እስራኤል ዝሞተ ኤርትራዊ ደም ከንቱ ኮይኑ ከይተርፍ ገበነኛታት ኣብ ቅድሚ ፍትሒ ንክቐርቡን ግቡእ ካሕሳ ንክረክብን ጥርዓናን ድምጽናን ከነስምዕ ይግበኣና። ካብዚ ሓሊፉ ንቤተሰብን ፈተውትን ናይዚ ዘህዝን ግዳይ ጽንዓት ይሃብኩም እንዳበልና ንመዋቲ ድማ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ ንብል።
22 ትቅምቲ 2015