መርድእ ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ ዘቢብ ማና ግደይ

%AM, %14 %220 %2018 %06:%May Written by  ቤት ጽሕፈት ዜናን ብህልን ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ሰ.ድ.ህ.ኤ. Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 296 times

 

ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ ዘቢብ ማና ግደይ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ብቤተሰቡን ብሕክምናን ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ዕለት 5/12/18

 

ብመስዋቲ ከምዝተፈልየና ንፈተውቱን መቓልስቱን መስዋቱ ከነርድእ መሪርሓዘን እንዳተሰማዓናእዩ።

 

ሓርበኛ ዘቢብ ቅድም ኣብ ..ቀጺሉ ድማ ምስ ሰውራዊ ባይቶ፣ምስ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ፣ከምኡውን ምስሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ

 

ኤርትራ ኮይኑ ክሳብ ዕለተ መስዋቱ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ፍትሕን ዲሞክራስን ንምርግጋጽ ኣብ ዝግበር ዘሎ ዘይሕለል ቃልሲ እጃሙ

 

ከበርክት ዝጸንሐ ውፉይ ተቓላሳይ እዩ።

 

ሓመድ ኣዳም ዝለብሰሉ ዕለትን ኣድራሻን ክንሕብር ኢና።

 

ስድራ ቤት

Last modified on %AM, %14 %269 %2018 %07:%May