መርድእ

2017-07-23 20:02:55 Written by  ህድኣት ተስፋማርያም Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2971 times

መርድእ

ክቡር በዓል ቤተይ ብርሃነ ገብረዮሃንስ ብዝሓደሮ ዘይምሕር ሕማም ኣብ ገዝኡን ኣብ ቤት ሕክምና ኡፕሳላ-ሽወደን ተዓቚቡ ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 17 ሓምለ 2017 ዓ.ም ብሰላም ዓሪፉ። ፍትሓት ዝግበረሉ ዕለትን ቦታን ድማ ዕለት 26 ሓምለ 2017 ሰዓት 11.00 ቅ.ቀ ኣብ ቫክሳላ ቤተ-ክርስትያን ሽርኮ ቨግ 2 ኢዩ።  ሓመድ ኣዳም ዝለስበሉ ድማ ሰዓት 1.00 ድሕር ቀትሪ ኣብ ዝተጠቐሰ ቤተ- ክርስታያን ዘሎ መቓብርዩ።

ብዓልቲ ቤቱ ህድኣት ተስፋማርያም

 ምስ ደቃን ምሉኣት ስድራ ቤትን።

Last modified on Sunday, 23 July 2017 22:09