ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣብ ፍራንክፈርት
2015-04-29 21:15:22 Written by ተቓውሞ ሓይልታት ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2043 timesብምኽንያት ናይዞም ሎሚቅነ ኣብ ባሕሪ ዝሃለቑ ዜጋታትና፡ ከምኡውን ነቶም ብእስላማውያን ዝተረሸኑ ዘጋታትና ዝርከቡዎም ንጹሃት ክርስትያን ንምዝካር ኣብ ቀረባ ጊዜ ናይ ሓዘን መዓልቲ ክንገብር መዲብና ከምዘለናን እናፍለጥና ናይ ሓዘን መግበሪ ቦታን መራሕቲ ሃይማኖትን ምስ ረኸብና ክንሕብር ኢና።
ተቓውሞ ሓይልታት ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን