በይ ኤርያ ኤርትራውያን ን ደሞክራስያዊ ለውጢ ብ 18 መጋቢት 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮን ዝኽሪ ተጎርባን ብ ኽብሪ ዘኪሩ ውዒሉ፡ ኣብ"ዚ ታርኻዊ በዓል ኣብ በይ ኤርያ ዝነብሩ ደለይቲ ፍትሒ ብሓባር ኮይኖም ከብዕልዎ ካብ እተፈላለዩ ኣብ ክሊ በይ ኤርያ ዝርከባ ከተማታት ብምትእኽኻብ ነቲ በዓል ድርብ ድምቀት ሂብዎ ውዒሉ።

2BAEDC March 8

መርሕነት ቦርድ በይ ኤርያ ኤርትራውያን ን ደሞክራስያዊ ለውጢ ናይ እንቛዕ ደሓን መጻእኩም መኽፈቲ ድሕሪ ምግባር፡ ኣስዒቡ ታሪኽን ኣበርክቶን ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ፡ ኣብ ምኹስኳስ ባህልን ሕብረተሰብን፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ዘሓልፉ፡ ን ልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ጉዕዞ ቃልስ ን ሃገራዊ ናጽነት ድሕሪኡ ዝሰዓበ ሕቶ ዴሞክራስን ሰብኣዊ ሓርነትን ዘበርከተኦን ዘበርክትኦ ዘሎ፡ መወዳድርቲ ኣልቦ ከምዝኾነ ኣስሚሪሉ፡ ተሪፉ ዘሎ ጉዕዞ ሓርነታዊ ቃልሲ ከም ቀደመን ከይተሓለላ መዓንጠአን ሸጥ ኣቢለን ኣበርቲዐን ክሰርሓ ተላብዩ።

ብመሰረት ኣቐዲሙ ዝወጸ መደብ ንዝኽሪ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮ ተሞክሮአን ከካፍላ ካብ ዝተዓደማ ሓርበኛታት ተቓለስቲ ወ/ሮ ኣስገደት ምሕረተኣብ ካብ በይ ኤርያ፡ ዶክተር ሳዕድያ ሑሰኒን ካን ኖርዋይ ከምኡውን ኤተማር ኑጉሰ ካብ ነውዮርክ ባፎሎ ሕሉፍ ታሪኽ ደቀ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲታት ቃልስን ዘጋጥመን ዝነበርን ዘሎን ብድሆታት ብምግላጽ ኣብዚ ግዜ'ዚ ኣብ ሃገርና ኣጋጢሙ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ብሓፈሻ ኣብ ደቀ ኣንስርዮ ከኣ ብፍላይ ብምግምጋም፡ ተወዲበን ምስ ኣሕዋተን ደለይቲ ፍትሒ ኮይነን ከምወትሩ ኣበርክቶአን ከዕዝዛ ቃል ብምእታው ናይ ኩሎም ኣሕዋተን ደለይቲ ፍትሒ ደገፍ ከይፍለየን ተላብየን።

በይ ኤርያ ኤርትራውያን ን ዴሞክራስያዊ ለውጢ ማዕረ ኣዚ ረዚን ዕለት መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮ ን ዝኽሪ ተጎርባውን ብኽብሪ ዘኪሩ ውዒሉ ፡ዝኽሪ ተጎርባ ሓደ ካብቲ ክዝከር ዝግበኦ ቅያታት ገድሊ ኮይኑ ብደረጃ በይ ኤርያ ምስ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮ ንኻልኣይ ግዚኡ ተዘኪሩ ወዒሉ፡ ኣብ'ቲ ኣጋጣሚ ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ ሮሞዳን ሳልሕ ብዛዕባ ቶጎርባ ሰፊሕ መብሪሂ ሂቡ።

3BAEDC March 8

ብድሕሪ'ዚ በይ ኤርያ ኤርትራውያን ን ዴሞክራስያዊ ለውጢ፡ ደኺመ ከይበላ ብተወፋይነት ተቓሊሰን ዘቃለሳ ኣብነታውያ ደቀ ኣንስትዮ ን ኣበርክቶአን ዘንጸባርቕ ናይ ምስክር ወረቐት ዓዲሉ።

በይ ኤርያ ኤርትራውያን ን ዴሞክራስያዊ ለውጢ ቅድሚ ሒጂውን ብተመሳሳሊ ኣብ ሳንታ ሮዛ ዕውት ኣኼባ ኣቃኒዑ ምንባሩ ይዝከር።

4BAEDC March 8

በይ ኤርያ ኤርትራውያን ን ዴሞክራስያዊ ለውጢ

መሪሕነት ዞባ ኤውሮጳ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብ17 መጋቢት 2017 ኣኼባኡ ከም ዘካየደ ናይቲ ዞባ ክፍሊ ዜና ሓቢሩ። እዚ ኣኼባ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ገዛእ ጉዳዩ ክውስን ኣብ ዘይክእለሉን ብጉልባብ ምሕዳስ መንነት ወረቐት ኣብ ዝንጋላተዓሉ ዘሎን ህሞት ምዃኑ እቲ ካብ ክፍሊ ዜና ናይቲ ዞባ ዝተረኽበ ሓበሬት የረድእ።

ኣብዚ ኣኼባ ዝተዘተየሎም ነጥብታት፡ ምስማዕ ጸብጸባት ጨናፍርን ኣብቲ ጸብጻብ ገምጋማት ምንባርን፡ መደብ ንምሕዳስ ሰዲህኤ ተወጢኑ ንኹሉ ኣባል ብዘሳትፍ ኣገባብ ዝሰላሰል ዘሎ መስርሕን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝሰላሰል ዋዕላ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳን ምንባሮም  እቲ ዜና ገሊጹ። ካብቲ ናይቲ ዞባ ክፍሊ ዜና ብዝተረኽበ ሓበሬታ መሰረት፡ እቲ ኣኼባ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መመያየጢ ኣጀንዳ ሰፊሕ ምይይጥ ከም ዘካየደን፡ ነቲ ተነዲፉ ዘሎ መደባት ሰልፊ ንኢዱ ብፍላይ ኣብቲ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝካየድ ዋዕላ ዞባ ኤውሮጳን መስርሕ ምሕዳስ ሰልፍን ኩሉ ኣባል ሰልፊ ኩሉ ዝኽእሎ ከበርክት ቅሩብ ክኸውን ኣገንዚቡ።

ኣብዚ ኣኼባ ሰልፋዊ ዕዮ ንምሕያል ብደረጃ ዞባ ዝተመዘዛ ብዙሓት ንኡሳን ሽማግለታት ከም ዘለዋ ዝተሓበረ ክኸውን እንከሉ፡ እዘን ሽማግለታት ዝሓዘኦ ዕማም ኣብቲ ዝተዋህበን ግዜ ብኣድማዒ ኣገባብ ክፍጽማ ተሳተፍቲ ኣኼባ ኣንጸባሪቖም።

ኣብ መወዳእታ እቲ ኣኼባ ህዝቢ ኤርትራ በቲ ንነዊሕ ግዜ ኣንጻር ወጽዓ ከካይዶ ዝጸንሐ ቃልሲ ከይሰልከየ ቃልሱ ክቕጽል ኣብ ልዕሊ ምጽዋዕ ናይ ለውጢ ሓይልታት ካብዚ ዘለዎ ብቱን ኣተሃላልዋ ወጺኡ ብሓባር ካብ ምስራሕ ካልእ ምርጫ ከምዘየብሉ ኣዘኻኺሩ። 

ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርነዓት ዓለም ካብ ውግእ ብዘይንእስ ኣስጋኢ ኮይኑ ዘሎ ድርቅን ንሱ ዘስዕቦ ጥሜትን ምዃኑ ብዝተፈላለዩ መጽናዕትታት ዝረጋገጽ ዘሎ እዩ። ነዚ ብዝምልከት ናብ ኣህጉርና ኣፍሪቃ ክንቋመት እንከለና፡ ብፍላይ እዚ ሃገርና እትርከበሉ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኣብነት ዝጥቀስ እዩ። ካብኡ ናብኡ ሶማልያ፡ ደቡብ ሱዳንን ኬንያን ካብተን ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዞባ ብሓያል ደርቅን ጥምየትን ተጠቒዐን ዘለዋ እየን። ኢትዮጵያ እውን ከባቢ 5 ሚልዮን ካብ ህዝባ በዚ ደርቂ ተጠቒዑ ከም ዘሎ ብወግዒ ኣፍሊጣ እያ። ናይዘን ዝጠቐስናየን ሃገራት ብደርቂ ምህሳይ ብዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላትን ናይ ዜና ማዕከናትን ዝተቓለሐ ኮይኑ ናይቲ መቃልሕ መሰረት ድማ ናይተን ሃገራት መንግስታት ህይወት ህዝቦም ንምድሓን ዘካየድዎ ድህሰሳን ናብ ሕብረተሰብ ዓለም ዘቕረብዎ ናይ ህይወት ኣድሕን መጸዋዕታ እዩ።

ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ ኣስታት 34-38 ሚልዮን ህዝቢ ብደርቂ ዝተጠቕዓሉ ቀርኒ ኣፍሪቃ እያ እትርከብ። ኤርትራ ካብተን ኣብ ከባቢኣ ዘለዋ ሃገራት ብዝያዳ ብደርቅን ጥሜትን ክትጥቃዕ ዝሰፈሐ ዕድል እንዳሃለዋ፡ እንተኾነ ብወገን መንግስቲ ህግደፍ ነዚ ብዝምልከት ዝተዋህበ መግለጺ የለን። ብኣንጻሩ እቲ ዝስማዕ ኤርትራ “ዋላ ሓንቲ ናይ ደርቅን ጥምየትን ስግኣት የብላን ዝብል ናይ ጃህራ ድምጺ እዩ። እዚ ክበሃል እንከሎ “ከመይ ገይራ ካብቲ ኣልማማ መጥቃዕቲ ኤልኒኖ ድሒና?፡ ኤርትራ ኣይኮነዶ ኤልኒኖ ተወሲኽዎ ብዓንተብኡ ጠልን ዝናብን ተዝርከብ እውን ናይ ምስራሕ ዓቕሚ ዘለዎ ሓይሊ ሰባ ተጸንቂቑ ኣብ ዝተሰደሉ ኩነታት ብጥምየት ዘይትጥቀዓሉ ተኣምር እንታይ እዩ?” ዝብሉ ሕቶታት ዘይተመለሱ እዮም። በቲ ካልእ ወገን ግና ሓባኢ ባህሪ እቲ ንኤርትራ ዝመርሕ ዘሎ ኣካል ንእንፈልጥ ወገናት እዚ ናይ ህግደፍ ኣተሓባባእ ሓድሽ ኣይኮነናን እዩ።

ኣብዚ እዋንዚ ብዛዕባቲ ስርዓት ህግደፍ ክሓብኦ ዝደሊ ኩነታት ደርቅን ጥሜትን ኣብ ኤርትራ፡ ዝተፈላለዩ ሓበሬታት ይወጹ ኣለዉ። ፍርቂ ስፍሓት ኤርትራ ብኤልኒኖ ከም ዝተጠቕዐን ከም ሳዕቤን ናይዚ ኣብ ኤርትራ ሓደገኛ ጥምየት ከም ዘሎን ዘቃልዑ ወገናት ብዙሓት እዮም። ከም መርኣያ ናይዚ ከኣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዓመተ 2017፡ ኣስታት 22,700 ትሕቲ 5 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ንሓደገኛ ጥሜት ተቓሊዖም ከም ዘለዉ የረጋግጹ ኣለዉ። ካብቶም ምስክርነቶም ዝሃቡ ብጉዳይ ህጻናት ዝግደስ ዓለም ለኻዊ ትካል ዩነሰፍ ሓደ እዩ። መንግስቲ ኤርትራ ግና ነዚ’ውን ኣይቅበሎን እዩ። ካልእ ን17 ሃገራት ኣፍሪቃ ከም ኣብነት ወሲዱ ንህልዊ ኩነታት ጥሜት ብዝምልከት መጽናዕቲ ዘካየደ ሓደ ግዱስ ኣካል ከኣ ኣብ ኤርትራ 45, 000 ህጻናት ኣብ ከቢድ ናይ ጥሜት ሓደጋ ከም ዘለዉ ኣመልኪቱ ኣሎ። ካብዚ ሓሊፎም ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ኤርትራ ካብ ሰለስተ ሰባት እቶም ክልተ ኣብ ሓደጋ ጥምየት ከም ዝለዉ ዝግለጸሉ ኩነታት ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ሓደጋ ጥሜት ኣብ ምግዳድን ሓገዝ ኣብ ምዕጋትን ካብ ኤልኒኖ ብዘይንእስ እታ ሃገር ንሓበሬታ ዕጽውቲ ምዃና ዝጥቀስ እዩ። ብሲንኪ እዚ ናይ ሓበሬታ ማዕጾ ዕጽዊ ምዃኑ፡ ዓለም ለኻዊ ናይ ረዲአት ትካላት  እቲ ጉዳይ ብግቡእ ተረዲኦም ሓገዝ ክልግሱ ከም ዝጽገሙ ይጠቕሱ ኣለዉ።

ኣብዚ እዋንዚ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ሓበሬታ ካብ ዝርከበሉ መንገድታት ሓደ እቶም  ካብ ኤርትራ ዝውሕዙ ዘለዉ ስደተኛታት እዮም። ንሳቶም ከምቲ ኣብ ብዙሕ መዳያት ዝህብዎ ሓበሬታ፡ ኩነታት ጥሜትን ደርቅን ኣብ ኤርትራ ዝምልከት ዝህብዎ ሓበሬታ እውን፤ ካብቲ ናይ ዓለም ናይ ዜና ማዕከናትን ናይ ረዲአት ትካላትን ዝግምትዎን ዝስከፍዎን ዝኸፈአ እንተዘይኮይኑ ዝሓሸ ኣይኮነን። “ናትና ዓዲ ለቒቕካ ምውጻእከ ካልእ ኤልኒኖዶ ኣይኮነን እዩ” ዝብልዎ’ውን ኣለዉዎም። ሓቂ ከኣ እዮም። ዝናብን ጠልን ኣብ ዝሃለወሉ ውቕቲ እውን ካልእስ ይትረፍ ኣብ ቀብሪ ጉድጓድ ዝኹዕትን ኣስከሬን ዝጸውርን መንእሰይ ኣብ ዝሰኣነሉ ዓድታት ኤርትራ ጥምየት ክህሉ ናይ ግድን እዩ።

እምበኣር ኩነታት ደርቅን ጥምየትን ኤርትራ ካብቲ ናይ ካልእ ሃገራት ዝተፈልየ እዩ። ከምኡ ዝኾነሉ ቀንዲ ምኽንያት ከኣ ዝሕባእ ምዃኑ እዩ። ከምቲ “ሓባእ ቁስሉስ ሓባእ ፈውሱ” ዝበሃል ዝተሓብአ ጸገም መፍትሒ ክርከቦ ኣጸጋሚ እዩ። ምናልባት ስርዓት ህግደፍ “ብሰንኪ ለውጢ ኩነታት ኣየር ሕጽረት መግቢ ኣጋጢሙና’ሞ ሓግዙና” ምባል ጸድፍን ቀላይን ይኾኖ ይኸውን። ቀንዲ ስግኣቱ ከኣ ህይወት ከድሕኑ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ትካላት ነቲ ካልእ ገበናቱ ከይርእይሉ ይኸውን። ህዝቢ እንዳሃለቐ ማዕጾ ረጊጥካ ጸማም እዝኒ ምሃብ ተሓታትነት ኣብ ዘለዎ ምምሕዳር መሕተተ። እንተኾነ ስርዓት ኤርትራ “ተሓታትነት” ዝብል ኣምር ካብ መዝገቡ ስለ ዝተሓከ ብኸምኡ ክቕጽል እትጽበዮ እዩ። ስለዚ እቶም ናይ ህዝቢ ልሳን ክንከውን እንቃለስ ዘለና ወገናት ተቓውሞ ከምቲ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላት ድምጽና እነስምዕ፡ ኣብ ዝረኸብናዮ ኣጋጣሚ ሕብረተ-ሰብ ዓለም ዝኾነ ሜላ ተጠቒሙ ህጻናት ኤርትራ ብጥምየት ቅድሚ ምርጋፎም ከድሕኖም ኣውያትና ከነስምዕ ይግበኣና።

ምድኻም ዓቕሚ ሰራዊቶም ዝተሓሳሰቦም ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ኤርትራ፡ መብዛሕቶም ትሕቲ ዕድመን ህጻናትን ዝኾኑ ካብ ዝተፈላለዩ ዓድታት እንዳገፈፉ ኣብ ከባቢ ዓላ ይዕልምዎም ከም ዘለዉ ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቲ ግዱድ ግፋ ኣብ ኣብያተ- ትምህርቲ እውን ይዝውተር ከም ዘሎ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ይግልጹ። እቲ ቀንዲ ጠንቂ ምድኻም ሰራዊ ኤርትራ ህድማ ናብ ኩሉ ኩርነዓት ምዃኑ ዝተፈላለዩ ወገናት ዝሰማምዕሉ እዩ።

እዚ ከምዚሉ እንከሎ ኣብ ከባቢ ከረን ንመንበሪ ናይ ኲናት ውጉኣት ተብሂሉ ዝተንሃንጸ ኣባይቲ ንሓደ ኩባንያ ከም ዝተዋህበ ካለኦትት ምንጭታት ሰልፍና ካብ ከባቢ ከረን ገሊጾም። መንግስቲ ኤርትራ እቶም ኣብኡ ዝነብሩ ዝነበሩ ውጉእት ኲናት ነቲ ወረ ምስ ሰምዑ ክዕምጹ እዮም ዝብል ስግኣት ስለ ዝሓደሮ፡ “ነናብ ትደልይዎ ዞባታት ክትከዱ ትኽእሉ ኢኹም” ብዝብል ምስምስ ፋሕፋሕ የብሎም ከም ዘሎን ድሮ ሓያሎ ናበይ ክኸዱ ከም ዝደልዩ ዘፍለጡ ከም ዘለዉን ክፍለጥ ተኽኢሉ’ሎ። በቲ ዝበጸሓና ሓበሬታ መሰረት እዞም ውጉኣት ኩናት ተበቲኖም ኣብ ዝኸድዎ ቦታታት እቲ ዝኸድዎ ህዝቢ ኣባይቲ ክሃንጸሎምን ዘድሊ መሰረታዊ ነገራት ከቕርበሎምን ተኣዚዙ ኣሎ።

ብኻልእ ወገን ከኣ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ሱዳን ዘለዉ ማሕበረ-ኮማት ኤርትራ ነባራት ሓለፍቶም እንዳውረዱ ብሓደስቲ ይትክእዎም ከም ዘለዉ ካብ ሱዳን ዝበጸሓና ሓበሬታ የረድእ። በዚ ኩነታት ዝተቖጥዑ ነባራት ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ እግሮም ከርሕቑ ጀሚሮም ኣለዉ።

News 15 hours ago Martinplaut Blog 74

Source: The Guardian

 

As members of the Eritrean community, we were deeply moved by the appeal for assistance in the Horn of Africa, launched by British aid organisations (Charities redouble efforts to avert east Africa famine, 15 March). But we cannot understand why Eritrea is not included in the appeal. Unicef has confirmed what we know from our friends and families inside the country.

In a report in January, the agency said that the El Niño drought has hit half of all Eritrea’s regions. Acute malnutrition is widespread. As Unicef put it: “Malnutrition rates already exceeded emergency levels, with 22,700 children under five projected to suffer from severe acute malnutrition in 2017 … Half of all children in Eritrea are stunted, and as a result, these children are even more vulnerable to malnutrition and disease outbreaks.”

This situation – confirmed by information smuggled out of Eritrea – has been denied by President Isaias Afwerki, who said in January last year that “the country will not face any crisis in spite of reduced agricultural output”. It would be unforgivable if the international community turned its back on the Eritrean people. While working in the country might be difficult, this should not be allowed to stand in the way of delivering aid to those who are in such dire need.


Selam Kidane Director, Release Eritrea UK, Noel Joseph Executive director, Eritreans for Human and Democratic Rights UK, Redi Aybu EHDR UK

Source=http://zena24.com/item/7336_eritrea-drought-and-malnutrition-the-diaspora-speaks-up-the-regime-is-in-denial

Saturday, 18 March 2017 22:24

Radio Demtsi Harnnet Kassel 16.03.2017

Written by

The delegation of the Eritrean People's Democratic Party (EPDP), which participated at the Berlin Conference of the Progressive Alliance held between 12 and 13 March 2017,  urged fraternal parties through its widely distributed statement and bilateral corridor contacts the urgency of actively supporting potential democratic alternatives to the repressive regimes in many African countries, on top of the list being Eritrea.

 

The EPDP delegation, consisting of party chairman, Mr. Mengesteab Asmerom, and Dr. Aklilu Ghirmai, leadership member and deputy head for foreign relations, was attending the conference held at the Willy-Brandt-Haus in Berlin alongside 120 party-delegations from 80 countries, worldwide. The conference, convened under the motto of "Shaping Our Future: for  Freedom, Justice and Solidarity," was hosted by the German SPD.

MAAGLeadersThe Eritrean delegation's message did not only  explain the  ever worsening and  distressing political, socio-economic and human rights situation in Eritrea but reminded member parties of the Progressive Alliance their responsibility to help address the root causes of mal-governance and repression in the world. It quoted the one of the aims of the Progressive Alliance which is a pledge "to promote solidarity with our comrades all around the globe who are fighting for our values of freedom, justice and solidarity, often risking their lives and suffering great personal hardship."  

The EPDP thus stated that it is part of the Progressive Alliance's  solidarity and pledged support in its global campaign to help sister parties to come to power. The  statement finally recommended the Berlin conference to think of establishing at one point "a special body that can review the situation of progressive movements working from exile and give advice as to how those  forces can be promoted and empowered to become democratic alternatives to existing dictatorships" in their respective countries.

Aklilu with Public

The report of the Progressive Alliance was presented  under the title of "Shaping our Future - for a Global Social and Ecological Transformation."  After keynote speeches and discussions on the report, there followed two panel discussions under the headings: 1) Our Progressive Agenda: Towards Economic and Social Justice, and 2) Our Progressive Agenda: For a Democratic and Peaceful  World Society.

 

Addressing and participating as presenters at these panel discussions were leading figures of the member parties, among them, Swedish Prime Minister, Stefan Loefven;  Martin Schulz, the former president of the European parliament who is now SPD's candidate for German Chancellorship; Antonio Costa, former PM of Portugal.  In a conference where the subject of populism was hotly discussed as topic of a panel, the American Democratic Party was represented by Martin O’Malley, former governor 0f Maryland. 

The international community has finally woken up to the critical situation across the Horn of Africa. Conflict and drought have left millions at risk of famine. In the UK, an appeal has been launched by the Disasters Emergency Committee (DEC) for assistance for 16m people from Somalia, Kenya, Ethiopia and South Sudan. To underline the gravity of the situation, British foreign secretary Boris Johnson visited Somalia on March 15 to observe conditions on the ground.

This is not just a British response. Turkey – with important links to Somalia – pledged to provide assistance for the region earlier in March. Germany also promised to help those in most need.

But in the rush to provide help to those facing starvation one community has been ignored: Eritreans.

There is no doubt about the scale of the need. A recent report from the UN children’s agency, UNICEF, detailed the critical situation facing Eritrea’s women and children due to drought in recent years. It said:

Malnutrition rates already exceeded emergency levels, with 22,700 children under five projected to suffer from severe acute malnutrition in 2017. National data also indicates half of Eritrean children are stunted.

Aid blocked

It’s not that aid agencies are reluctant to led a hand – but Eritrea rejects their support. As one humanitarian monitoring system – the Assessment Capacities Project – explained:

The Eritrean government severely restricts the access of humanitarian actors inside the country. Very little is known about humanitarian needs: UNICEF estimates that the total affected population is 1.5m.

Only a handful of UN organisations, and a few non-governmental organisations, are allowed to operate in the country. Even they find their hands tied behind their backs.

President Isaias Afwerki, one of Africa’s most ruthless dictators, has refused to recognise the plight of his people. This crisis has been building for years, yet in January 2016, when the first indications of the scale of the drought was becoming clear, the official media carried this message:

In view of the harvest shortfall that has affected the whole Horn of Africa region, President Isaias stated that the country will not face any crisis in spite of reduced agricultural output, the information ministry said, after he was interviewed by state-run media.

The president’s denial of the critical situation that was developing was extremely unfortunate. It has made aid agencies’ cooperation with the Eritrean government complex, and it is difficult for them to provide aid to the Eritrean people.

A photo of a young girl smuggled out of Eritrea by the network Freedom Friday. Freedom Friday.

But this should not deter the international aid community. Information has been smuggled out of the worst-affected areas by Eritreans working with the victims of the drought. They are forbidden from taking their mobile phones or cameras into the feeding centres but some have managed to do so, sending them abroad illicitly at risk to themselves and their families. The photographs, taken in recent months, show children wasted from malnutrition and outbreaks of cholera.

How to get Eritreans help

What is required now is a two-pronged approach. First, assistance channelled through those UN agencies – UNICEF, the UN refugee agency and the World Health Organisation – that are currently operating on the ground.

Second, diplomatic pressure on the Eritrean government to allow the aid to get through. The European Union has already pledged €200m for the country’s long-term development – although this approach been criticised for its focus on stopping Eritrean refugees arriving in Europe. However, the channels that have been established should be used to persuade a reluctant regime to accept the hand of friendship in a time of need.

There is a good precedent for this. During the last great famine to hit the region in 1984-85, the Eritrean liberation movement – then fighting for independence from Ethiopia, and now governing Eritrea – accepted the assistance offered to it by charities and international donors. In 1984, $400,000 worth of food and other essentials was provided to the rebels. If the Eritreans could accept aid in the past then why not accept it now?

Source=http://theconversation.com/appeals-for-aid-to-fight-horn-of-africa-famine-ignore-the-plight-of-eritreans-74641

A boy looks over from a clifftop in the Tigray region of northern Ethiopia
James Jeffrey/IRIN
James Jeffrey

Freelance journalist based in Addis Ababa and regular contributor to IRIN

Under the early morning sun in the most northern region of Ethiopia a motley group of Eritrean men, women and children arrive dusty and tired at the end of a journey – and at the start of another. 

After crossing the border under cover of darkness (leaving Eritrea without authorisation is a crime punishable by up to five years in jail), they are found by Ethiopian soldiers and taken to Adinbried – a compound of modest buildings at one of the 12 so-called “entry points” dotted along this barren 910-kilometre border. This is where their long asylum process will begin.

“It took us four days travelling from Asmara,” a 31-year-old man tells IRIN of his trek from the Eritrean capital, about 80 kilometres north of the border. “We travelled for 10 hours each night, sleeping in the desert during the day.”

With him are another three men, three women, six girls and four small boys. The smuggler who guided them charged $2,500 each.

“He was good,” the man says. “He showed us the safe paths, and helped carry the children on his shoulders. He didn’t ask for more money like some do.”

He says they carried very little because of the distance and because they didn’t want to betray their intentions to Eritrean soldiers.

Asylum pipeline

From the 12 entry points, Eritreans are taken to a screening centre for registration in the town of Endabaguna, 60 kilometres west of the popular tourist destination of Aksum. Then, they are assigned to one of four refugee camps in the Tigray region, bordering Eritrea.

In February 2017, 3,367 Eritreans arrived in Ethiopia, according to Ethiopia’s Administration for Refugee and Returnee Affairs.

There are around 165,000 Eritrean refugees and asylum seekers in Ethiopia, according to the UN refugee agency. Thousands more Eritreans live in the country outside the asylum system.

“Sometimes we get more than 120 people a day,” says Luel Abera, the reception coordinator at Adinbried. “The stories I hear are very sad: pregnant women delivering on the way, people shot at or wounded, hungry and hurt children.”

Luel fought with the Tigrayan People’s Liberation Front when it was a rebel group (it is now the largest party in Ethiopia’s ruling coalition), which, alongside the Eritrean People’s Liberation Front, toppled Mengistu Haile Mariam’s dictatorship in 1991. In May of that year, the EPLF marched into Asmara, reinstating Eritrea’s independence from Ethiopia.

“The Eritrean people are good,” Luel says. “They fought for independence for 30 years. But from day one, [Eritrean President] Isaias [Afwerki] has ruled the country without caring about his people’s interests.”

Push factors

Among those dropped off at Adinbried when IRIN visits are three Eritrean soldiers – or deserters. Escaping poorly paid and protracted national service is one of the most common reasons cited by Eritrean migrants for fleeing their country.

“Living conditions in Eritrea are more dangerous than crossing the border,” says one of them, a 39-year-old who served 20 years in the military.

He explains that the three of them were farmers from the same village who, when drafted into national service, were posted to different locations along the Ethiopian border.

They decided to cross as it was getting harder to leave their duty stations for the month they needed to be on their farms for harvest time, and because the government recently introduced a new tax on each head of livestock.

The three soldiers weren’t allowed mobile phones, so, in planning their escape, they communicated by word of mouth and through letters using colleagues they trusted. Each left a wife and child behind.

“The wives didn’t want us to go and were too scared to come,” the 39-year-old says. “But they’re not angry with us. Whether we are in national service or Ethiopia, they still can’t see us.”

It’s just over 24 hours since they crossed the border and both groups have moved to the screening centre in Endabaguna. The place is jammed with migrants – mostly teenagers and young adults.

“Most say they faced military conscription, religious persecution, arbitrary detention, torture. Land division by the government is a new complaint,” says centre coordinator Teshome Kasa, adding that 1,008 new asylum seekers have arrived in the last seven days alone.

Luel Abera, reception coordinator at the Adinbried entry point, keeping track of the number of Eritrean arrivals.
James Jeffrey/IRIN
Luel Abera keeps track of new arrivals

Forgotten

From the reception centre at Endabaguna, it is on to the camps.

Discover More

Women’s empowerment meets male resistance, sexual exploitation in Nigeria camps

Opened in 2004, Shimelba was the first Ethiopian camp for Eritrean refugees. Residents are allowed to construct their own dwellings here and now it looks like a small town. It is home to more than 6,000 people, mostly from the Kunama ethnic group, one of nine in Eritrea and historically the most marginalised.

Asked whether she would like to be resettled outside Ethiopia, Nagazeuelle, a Kunama who has been here for 17 years, tells IRIN: “I have no interest in going to other countries… My interest is in my country [Eritrea].

“I need my country,” she repeats. “We had rich and fertile land, but the government took it. We weren’t an educated people, so they picked on us. I am an example of the first refugees from Eritrea, but now people from all nine ethnic groups are coming.”

Haile, a Tigrayan Eritrean in his fifties who has been a refugee for five years, tells IRIN his father and brother died in prison in Eritrea.

“The world has forgotten us, apart from the US, Canada and Ethiopia,” he says. “The United Nations is too tolerant of Isaias. What is happening is beyond [words]. It is a deep crisis. So why is the international community silent?”

About 50 kilometres south of Shimelba lies Hitsats, the newest and largest of the four camps. It has 11,000 refugees and four in five of them are under the age of 35.

Outside camp coordinator Haftam Telemickael’s office, a group of Eritreans is meeting a staff member to renew ration cards. Each month, every Hitsats resident is entitled to 10kg of wheat, 1kg of palm oil, 1kg of protein powder, a quarter kilogramme of salt and sugar each, one piece of soap, and 60 Ethiopian birr ($2.75) spending money.

“At least here they get permission to move freely and visit family in places like Addis Ababa,” says Tesfaye, a refugee who also works as a camp social worker. “In Eritrea there are six zones and you can’t move to another zone without permission. Even in Asmara you have to get permission to move to different parts of the city.”

Sudan is the other main overland option for Eritrean asylum seekers. But around and even inside the refugee camps there, Eritreans are particularly vulnerable targets for gangs who kidnap migrants for ransom, often torturing them during phone calls to relatives to persuade them to send money.

“In Sudan, there are more problems. We can sleep peacefully here,” says 32-year-old Ariam, who came to Hitsats four years ago with her two children after spending four years in a Sudanese camp.

Ariam owned a small hotel in Asmara but couldn’t sell it before she left as that would have aroused government suspicion. She lost about 80,000 nakfa ($5,000) on it. Now she survives on rations and by making and selling flatbread injera, generating about 3,000 Ethiopian birr ($136) a month.  

An Eritrean migrant newly arrived in Ethiopia shows the little money he has left
James Jeffrey/IRIN
Paying smugglers to escape Eritrea leaves many migrants with little money left over

The common thread to everyone’s story here is the hardship they experienced in Eritrea, a country under semi-autocratic rule that is all but cut off to journalists.

“It was difficult to live in Eritrea because of my small salary,” says 23-year-old Samrawit after entering Ariam’s home for coffee. “My husband is in prison because he tried to cross the border. I want to go to another country. I don’t dislike it here, but from Ethiopia it’s difficult to communicate with my family. From other countries it would be easier.”

Worst of neighbours

Relations between Addis Ababa and Asmara soured not long after Eritrea regained independence and in 1998 degenerated into a two-year border war that cost thousands of lives. The neighbours remain bitter enemies to this day and their shared border is highly militarised.

One of the entry points is in the town of Badme, the war’s flashpoint, in a region still occupied by Ethiopia in defiance of an international adjudication attributing it to Eritrea.

“I crossed after hearing they were about to round people up for the military,” says 20-year-old Gebre. “I wasn’t going to go through that –you’re hungry, there’s no salary, you’re not doing anything to help your country; you’re just serving officials.”

With Gebre are another 14 young men ranging in age from 16 to 20 who also crossed to avoid military service, but there are plenty of young mothers too.

“Life was getting worse,” says 34-year-old Samrawit. “I had no work to earn money to feed my children.” Only her two youngest children are with her. “I would like to make sure coming here is worth it before the elder two come,” she explains.

She travelled with 22-year-old mother-of-two Yordanos, having met her at the Eritrean town of Barentua, about 50 kilometres north of the border – their rendezvous point with their smuggler. He took them by car to the Mereb River, where they crossed into Ethiopia.

Neither knows how much the smuggler was paid, payment having been organised by their husbands who now live in Switzerland and Holland.

An army truck pulls up while the women and young men are waiting at the Badme entry point. It hasn’t come to take them to the screening centre, rather to deposit another eight refugees picked up at the border.

“Our soldiers don’t get any sleep they are so busy at night collecting refugees,” says an Ethiopian major.

(TOP PHOTO: The rugged landscape of northern Ethiopia's Tigray region, which lies on the Eritrean border. James Jeffrey/IRIN)

jj/am/ag

Source=http://www.irinnews.org/feature/2017/03/16/face-face-eritrean-exodus-ethiopia