ርእሰ-ዓንቀጽ ሰዲህኤ

ኣብቲ ኤርትራዊ ጉዳይና ቀንዲ ሰብ ጉዳይ ንሕና ኤርትራውያን ምዃና ናብ ዋጋ ዕዳጋ ዝወርድ ኣይኮነን። እንተኾነ ከኣ ነቲ ዕማም ካብ ሕብረተሰብ ዓለም ተነጺልና በይንና እንዓሞ ከምዘይኮነ ንኹላትና ብሩህ ኣዩ። ኣብ ኤርትራ ብግብሪ ዝረአ ዘሎ፡ ወጽዓ፡ ምልኪ፡ ትዕቢት፡ ዘመናዊ ባርነት፡ ግህሰት መሰረታዊ ፖለቲካውን ሰብኣውን መሰላት፡  ሎሚ እውን ኣብ ክንዲ ዝንኪ መመሊሱ እናገደደ መለለይኣ ኮይኑ፡ እቲ “ኣፍሪቃዊት ሰሜን ኮርያ” ዝብል ሳጓኣ ብግብሪ ይገሃድ ኣሎ። ምናልባት ኣጉል ኒሕ ሓዲርዎም ነዚ ሕማቕ ምስሊ ኤርትራ ክሓብኡ ዝፍትኑ ኤርትራውያን እንተ ልዮም ሎሚ ባዕሉ እምብዛ ዓው ኢሉ ኣብ ዝዛረበሉ ደረጃ በጺሑ ስለ ዘሎ ተቓሊስካ ክትቅይሮ እምበር ክትሓብኦ ከምዘይከኣል ክርድኡ ይግበኦም። ከምቲ ክቡራት ወለድና “ኣደስ ትሓብእ እሞ ሓበላ ዓይኒ ኣይትሓብእን” ዝበሃል ግዕዘይ ተግባራት ህግዲፍ ምኽንያታት ሰናኒዕካ ክትሓብኦ ኣብ ዘይከኣል ጸሓይ ዝወቐዖ ሓቂ ኮይኑ እዩ።

ጉዳይና ካባና ሓሊፉ ኣብ ዓለም ለኻዊ ቅርዓት ካብ ዝወጽእ ነዊሕ ኮይኑ። እንተኾነ ነቲ እናሰምዐ ዝጸመመ ጉጅለ  ህግዲፍ  ነብሱ ንክሓክኽ ግዜ ንምሃቡ ግዲ ኮይኑ፡ ብዘይቃለ-ዓለም፡ ክምዕዱ ከጠንቅቑ፡ ክግስጹ ኣብ መወዳእታ ከኣ ክቐጽዑ ዝግበኦም ኣካላት ርእዮም ከምዘይረኣዩ ብምዃን ከሻድንዎ ከም ዝጸንሑ ክንዕዘብ ጸኒሕና። ንሕና ኤርትራውያን በሃግቲ ኩለመ-ዳያዊ ናይ ሓርነትን  ለውጥን ሓይልታት ወትሩ ናይ ለውጢ ኢና። ክፉእ ምስልን ተግባርን ናይቲ ኣብ ኤርትራ ክዕንድር ዝጸንሐ፡ ሎሚ ግና ናይ ሓሶት ሕሩጩ ወዲኡ ሰንከልከል ምባል ጀሚሩ ዘሎ  ውጹእ ዲክታቶር ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ቅድሜና ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ቅድሚ ሕብረተሰብ ዓለም’ውን ተነጺሩ ኣዩ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት፡ ብዝተፈላለዩ መዕቀንታት፡ ኣብ ቅድሚ ሕብረተሰብ ዓለም ንኡዳትን ፍሉጣትን ዝኾኑ ልዕሊ 100 ኣፍሪቃውያን እቲ ዝርዝሩን ዕምቆቱን ገዲፍና ነቲ ኤርትራውያን “ይኣክል” ንብሎ  ዘለና ዘራጉድ ናይ “ዓገብ”  መልእኽቲ ናብቲ ህድኣት ርሒቕዎ ዘዕለብጥ ዘሎ ሰብኣይ ሰዲዶም ኣለዉ። ንሳቶም ኣብቲ መልእኽቶም፡ ነቲ  ኣብ ኤርትራ ክፍጸም ዝጸንሐን ዘሎን ቅትለትን ምስዋርን፡ ብኩራት ልዕልና ፍትሕን ሐገመንግስታዊ ምምሕዳርን፡ ምንፋግ ሓሳብካ ምግላጽን ብዙሕነታዊ ውደባን ጠቒሶም፡ ዝሰምዕ እዚኒ ዘለዎ ያኢ መሲልዎም ካብዚ ደልሃመት ንምጻእ ክምዕዱን ክመኽሩን ቅሩባት ምዃኖም’ውን ኣስፊሮም።

ካብዚ ሓሊፉ ብዙሓት ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ፣ ዝነጥፉ ዓለም ለኻውን ኣህጉራውን ትካላት ዓው ኢሎም ኣብ ኤርትራ ክፍጸም ዝጸንሐ ተደጋጋሚ ግህሰት ሰብኣውን ፖለቲካውን መሰላት ከብቅዕ ብቐጥታ እቲ ጉዳይ ናብ ዝምልከቶም ኣካላት መልእኽቲ ሰዲዶም ኣለዉ። እቲ ናይ ልዕሊ100 ብዝተፈላለዩ መለክዕታት ፍሩያት ኣፍሪቃውያንን ካለኦት ግዱሳት ማሕበራትን መልእኽቲ ከም ዘለዎ ኮይኑ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ እውን ኣብዚ ቀረባ መዓልታት፡ ህልዊ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝገበርዎ ሓጺር ርክብ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፡ ብኣዝዩ ውሕሉል ኣገባብን ምሳልያዊ ኣቀራርባን፡ ነቲ ኢሳይያስ ንቅድሚት ምሱጓምን መጻኢ ምእማትን ስኢኑ ኣብ ኣብ ሕሉፍ ምኹዳድ ጥራይ ዝመርጾ ናይ ህልኽን ቅርሕንትን መንገዲ ዘቃልዕ ትሕዝቶ ነይርዎ። ዝምድና ናይ እንዳዓበየ ዝኸይድ ኣካላት ወዲ ሰብን ሓንሳብ ምስ ተሰፍየ ዘይዓቢ ክዳንን ሳእንን ከኣ ከም ኣብነት ጠቒሶም። ወረ ካብ ናይ ህዝቢ ሕቶ ሓንቲ ምስ መለስካ፡ ደሓር ካልእ ሕቶ ካብቲ ህዝቢ እንተመጸ “እቲ ቀደም ዝመለስኩልካ ይኣኽለካ ደጊም ኣይትሕተት” ምባል ዘምጸኦ ጸገም ብዝምልከት እውን መብርሂ ሂቦም። ዲክታቶር ኢሳይያስ ብወገኑ ኣብቲ ኣብ መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ዘስመዖ መደረ፡  ካብተን ናይ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣዋሳ፡ ጅማን ጐንደርን ናይ ሸንዳሕዳሕ ቃላቱ ሓንቲ’ኳ ከይጠቐሰ ምሕላፉ፡ ኣብ ብዙሓት ወገናት “ወያ ናብ ካልእ ኤርትራዊ ዘቤታዊ ለውጢ ክትመርሕ ተስፋ ተነቢሩላ ዝነበረ ዝምድና ምስ ኢትዮጵያ እውን ግዲ እንድዕላ  እያ” ዝብል ጨንጭንታ ኣሕዲሩ ኣሎ።

ጉጅለ ህግደፍ ወዮ ካብ ቀደሙ “ዓገብ” ክበሃል እንከሎ ዘንጸርጽር፡ ነቲ ናይ ፍሉጣት ኣፍሪቃውያን ውሕሉልን ሓላፍነታው መልእኽቲ መሊስሉ። እቲ ቀልጢፉ ምምላሱ ናይ ምስንባዱ ምልክት ምዃኑ ፍሉጥ እዩ። ከምኡ እንተዘይከውን ካብቲ ናይ ምጽቃጥ ባህሪኡ ኣይመተበራበረን። ኣብቲ ዝሃቦ መልሲ ህዝቢ ኤርትራ ናጽነቱ ንምርግጋጽ ዝኸፈሎ ዋጋ ብኣሃዛት ኣሰንዩ ዘርዚሩ ኣሎ። “እሞ ክንድዚ ዋጋ ስለ ዝኸፈለ፡ ናይ መስዋእቱ ጸጋ ኣብ ክንዲ ዝሓፍስ፡ ካብ ናይቲ ብቓልሱ ዝሰዓሮ መግዛእታዊ ምምሕዳር ኣብ ዘይፍለ ወጽዓ ምእታዉ ደኣ እንታይ ኣምጸኦ? ዝብል ሕቶ ዝምልስ ግና ኣይኮነ። ብሓጺሩ እቲ መልሲ ዓቕሊ ጽበት ዝወለዶ ብዓብይኡ ድማ መጻኢ ዘይእምት ቀደም ኣብ ዝተሰርሐ ከኹድድ ዝፍትን፡ ብ”ኣበይ ዝነበሩ እዮም” ዝተቓነየ ካብ ህልዊ ዝረአ ኩነታት ዝሃድም እዩ ነይሩ። ንርከበሉ ዘለና መድረኽ ግና “ከምዚ ነይሩኒ” ኢልካ ትጸባጸበሉ ዘይኮነ “ከምዚ ኣለኒ” ኢልካ እትዋሰኣሉ ግዜ ዘይህብ እዋን’ዩ።

ናብቲ ቀንዲ ንዓና ዝምልከት ክንምለስ። እንተ ካብ ህግዲፍ ክትኮበልና እንጽበዮ ጽቡቕ ነገር የለን። እቲ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ኣግሂዶም ምጽሓፎምን ምዝራቦምን ቃልስና ኣንጻር ወጽዓ ከምቲ ህግዲፍ ዝምነዮ ዘይናቱ ስም እናተዋህቦ ተሸጒጡ ዝተርፍ ዘይኮነ፡ ኣብ ዓለም ለኻዊ መድረኽ’ውን ይዕምር ከም ዘሎ ዘርኢ ምዃኑ ዝከሓድ ኣይኮነን። ንጉዳይ ኤርትራ ዝወሃብ ኣቓልቦ ኣብ ከምዚ ደረጃ ምብራኹ እምበኣር ነቲ ባዕልና እነካይዶ ቃልሲ ዝያዳ ዘጐልብት እምበር ንናይ ህዝብናን ናትናን ዘይሕለል ቃልሲ ዝትክእ ኣይኮነን። ስለዚ ነዚ ንጉጅለ ህግዲፍ ዝህውጾ ዘሎ ድፍኢታት፡ መሰረታዊ ተደላይነት ዓቕምኻ ምውዳብ ከይሰሓትና፡ ከም መሕየሊ ናይቲ “ይኣክል” ዝብል ህዝባዊ ምልዕዓል ክንጥቀመሉ ይግበኣና።  ከምኡ እንተዘይኮይኑ ግና፡ ኤርትራዊ ጉዳይና ዝያዳ ቆላሕታ ይረክብ ምህላዉ ጥራይ በይኑ ዓወት ኣይከኸውንን’ዩ።

Saturday, 15 June 2019 22:29

Radio Demtsi Harnnet Kassel 15 06 2019

Written by

It is now official that the autocratic regime in Eritrea on Tuesday, 12 June 2019, seized by force all health facilities of the Catholic Church in Eritrea. The Archbishop of Asmara and the Bishops of Segheneiti, Keren and Barentu sent on 13 June 2019 a letter to the Eritrean minister of health telling her that the measure is totally ‘unreasonable’ and ‘inappropriate’ and that the Church cannot hand-over its facilities willingly, as ordered.

The seizure of the facilities was enforced by armed soldiers, policemen and health officials. Church’s health staff members were pushed out under threats and patients forced to leave their beds and go outside.

The action was described by the letter as an aggression on the integrity of the Church and that the Eritrean authorities will be held responsible for any adverse consequences of this unjustifiable action.

The letter stated that the Church has the obligation of serving the people and this social service is not to be interpreted as act of “opposing to the government and the state” nor is it  intended to compete with the state. 

Copied to the ruling party/PFDJ, the Ministry of Defense and other state “institutions”, the letter was signed by Abune Menghesteab Tesfamariam, the Archbishop of Asmara, and Abune Tomas Osman; Abune Kidane Ye’ebiyo, and Abune Fikremariam Hagos,  the Bishops of Barentu, Keren and Segheneiti, respectively.   

መንእሰይ ናይ መጻኢ ምዃኑ ማንም ዝኽሕዶ የለን። ምኽንያቱ ንሱ ወራሲ፡ ንሱ ተካኢ፥ ንሱ ናይ ጽባሕ ወላዲ፥ ንሱ ናይ ጽባሕ ኣቦሓጎ፥ ንሱ ናይ ጽባሕ ኣገልጋሊ ኮታ ሎምን ጽባሕን ዘራኽብ ድንድል እዩ። ኣብ ቅድሚዚ ኩሉ ሓላፍነት ብቑዕ ንክኸውን ከኣ፡ ነቶም ቅድሚኡ ዝነበሩ እናኽበረን ካብ ተመኩሮታቶም እናተማህረን እናኣስተውዓለን፥ ክዋሳእ ከሎ ብርግጽ ብቑዕ ተካኢ ክኽውን ይኽእል።

መንእሰይ ካብ ዝተወልደሉ፡ ክሳብ ወዲ ሰብዓን ሓሙሽተን ዓመት ዝኸውን ተለዋዋጢ ማሕበራዊ ጠባያት ክህልዎ ይኽእል እዩ። እዚ ማለት ኣብ ቆልዕነት፥ ጉብዝና፥ መንእሰይ፥ ዓቕሚ ኣዳም ዘሎ ዕድመ በብደረጅኡ ኣተሓሳስባን ባህልን ምዕባለን በበይኑ ምዕባለ ዝርኣየሉ እዩ ። ስለዚ ናይ ነፍሲ ወከፍ ድሌታት፥ ስምዒታትን ኣተሓስስባታትን ይፈላለ። ንኣብነት ገዲም ወለዶን ሓዲሽ ወለዶን ምስ እነነጻጽሮ ብዙሕ ዝፈላልዮም  ጉዳያት ንረክብ ኢና። እዚ ፍልልያት እዚ ግና ኣብቲ ማሕበራዊ ባህርያት ደኣ እምበር ከምቲ ናይ ፖለቲካዊ ፍልልይ ኣብ ግርጭታት ኣጥሒሉ ክሳብ ውግእ  ዘእቱ ኣይኮነን። እቲ ሓዲሽ ወለዶ ነቲ ኣብ መንጎ ደቂ ሰባት ዝግበር ርክባት ወይ ዝምድናታት ኣብ ምምዕባል ወይ ኣብ ምትሕብባር ወይ እውን ኣብ ኣተሓሳስባ ምስቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ወለዶ ዘይሰማማዕ ክኸውን ይኽእል። እዚ ነቲ ብሉይ ብሓዲሽ ንምትካእ ኣብ ዘሎ መስርሕ ዝፍጠር ምፍሕፍሕ እዩ።  

ኣብቲ ካብ ሓምስታት ክሳብ ሰብዓታት ዝነበረ ወለዶ እንተርኢና፡ እቲ ማሕበራዊ ርኽክባቱ ምስ እዚ ናይ ሓዲሽ ወለዶ ኣጸቢቑ ይፈላለ። እቲ ገዲም ወለዶ ምስቲ ዘመናዊ ምዕባለ ብፍላይ ዘመነ ተክኖሎጂን ኣብ ባህላዊ ምምሕያሽ ብዙሕ ክስዕቦ ኣይትርእዮን። ምኽንያቱ ንሱ ነቲ ሒዝዎ ዝጸንሐ ምስቲ ሓዲሽ ናይ ባህሊ ለውጢ ስለ ዝገራጮ ክድግፎ ኣይኽእልን ይኸውን። ንኣብነት ከምዚ ሎሚ መንእሰያት ቀዳድ ስረ ተኺዲኖም ዝኸዱ ዘለዉ ካብ ወዲ 40 ዓመት ንላዕሊ ከምኡ ክኽደን ማለት ዘይትጽበዮ እዩ። ሓዲሽ ወለዶ ነቲ ብሉይ ኣተሓሳስባ ወይ ባህሊ ክልውጥ ወይ ክቐድሕ እዩ ፋሕተርተር ዝብል። ስለዚ እቲ ኣብ መንጎ ሓዲሽን ገዲምን ዘሎ ጋግ ብዕድመ ፍልልይ ዘይኮነ ዝልካዕ፡ እንታይ ደኣ ብናይ ኣተሓሳስባን ድሊታትን ፍልልይ እዩ። እዚ እዩ ድማ ነቲ ኣብ ፖለቲካዊ ሓሳብ ተመሳሰልቲ ክገብሮም ዝኽእል። በዚ ዝኣክል ኣብ ነሓድሕዶም ክናበቡ ይኹን ክረዳድኡ ዝኽልክል የለን።

እቲ ጸገም ወይ ሽግር ዘሎ፡  እቲ መንእሰይ ዝልውጦ ዘሎ ሓዲሽ  ድሌትን ትምኒትን ከምቶም ገዳይም ሸፈፍ ኢሉ ስለዘይሓልፎ ብቐሊሉ ምስቲ ግዜ ክመሳሰል ኣይሽግሮን እዩ። ነቲ ሒዝዎ ዘሎ ባህሊ ማለት ከምቲ ቀዳድ ስረ ናይ ምኽዳን፡ ንከቋርጹ ክትዛረቦምን ክትምዕዶምን ኣይቅበሉኻን ኢዮም። እዚ ውን ግዚኡ ሓልዩ፡ እቲ ሓዲሽ  ክሳብ ብካልእ ሓዲሽ ዝትካእ እምበር ቀነባሪ ኣይኮነን። ምስ እዚ ተጎዝጒዙ ዝኸይድ ንባዕሎም እቶም መንእሰያት ኣብ ምቹእ ሃለዋት ስለዘየለዉ እቲ ዝሓስብዎ ምስቲ ዝደልይዎ ለውጢ ዘይምችእ ኮይኑ ረኺቦሞ። ንኣብነት ከምቲ እቶም መንእሰያት ዝደልይዎ ወይ ዝጽበይዎ ምስ ዘይኮነሎም ተጽዕኖ ይፈጥረሎም’ሞ ናብ ጸርፍን፥ ባእስን፡ ክሳብ ናይ መስተን ሓሺሽን ንምጥቃም ገጾም የድህቡ። እዚ ዓቕሊጽበታዊ ስምዒት እዚ እውን ይኸውን እዞም ዓበይቲ ሓንቲ ኣይገበሩን ኣይረብሑን ክብሉ ዝደፋፍኦም።

ይኹን እምበር ዕድመኦም ልዕሊ ኣርባዓ ዓመት ኣብ ዝኾነሉ ግዜ  ኣተሓሳስባኦም ይቕየር እዩ። እዚ ድማ ካብቲ ሕሉፍ ጌጋታቶም ክመሃሩን ምስቲ ከባቢኦም ናይ ምምስሳልን ነፍሶም ክፈቕዱን ዘጸብቕሎምን ዘኽፋኣሎምን ክመምዩ ይጅምሩ። ቅድሚ እዚ ዕድመ እዚ ግና ሰብ ናብ ቅኑዕ መንገዲ ምምራሕ ገዲፉ ብቄናን ክኸዱ እንተመሪሕዎም ክሳብ ዝርድኦም ክኽተልዎ ይኽእሉ እዮም። ነዚ ኣብነት ክኾነና ዝኽእል እቲ መንእሰይ  ካብቲ ኣብ 2010 ዝነበረ ባህሪያትን ሎሚ ዘሎ ባህርን ኣተሓሳስባን ኣጸቢቑ ይፍለ እዩ። ትማሊ ሰልፍታት ኣየድልያን ዝብል ዝነበረ ሎሚ ከምኡ ዝብል የለን። ትማሊ ብውግእ እምበር ዘይጐነጻዊ ዝበሃል ጽገና እዩ ዝብል ዝነበረ ሎሚ ብዘይጎነጻዊ ኣገባብ ክዕዓወት ክረጋገጽ ከም ዝኽእል ካብ ምዕብለ  ከባቢኡ ቀሲተመኲሩ ኣሎ። “ካብ በበይንኻ ምኻድ ሃገርን ህዝብን ንምድሓን  ኣንጻር እዚ ጨቋኒ ስርዓት ሓቢርካ ምስራሕ” እናበለ እዩ ዝጭርሕ ዘሎ። እዚ ከኣ እዩ እቲ ናይ ምትኽኻእ መስርሕ ግቡእ መስኖኡ ሒዙ ንክኸይድን ንክዕወትን ዝሕግዝ። ብተወሳካብዚ ሓሊፉ ነቲ ቀንዲ መንቀሊ ሽግራት መምዩ ነታ ሓቂ ንምውጻእ ክመራመር ዝጅምረሉ መድረኽ እዩ ዘሎ። ስለዚ እቲ ኣብ መንጎ ዓበይትን መንእሰያትን ዘሎ ሃጓፍ ንቅዋማዊት ሃገር ኣብ ምፍጣር ብሓባር ኰይና ሓድሕዳዊ ምስንናቕ ተመኩሮ፡ ሓባራዊ ሃገራዊ ረብሓን ዘውሕስን ምዕቡል ባህሊ ክነጥን ይከኣል። በዚ መሰረት እቲ መንእሰይ ካብቲ ታህዋኽን ህንዱድነትን ተናጊፉ ምዕቡል ኣተሓሳስባን ንኹሉ ብማዕረ ዝጥምት ንቕሓት ኣናኣጥረየ ኣብ ዝኸደሉ፡ ኣብ ምምራሕ ግደኡ ክጻወትን ክትክእን ብቑዕ ይኸውን።

 

Enough campaigners in the US

Thousands of Eritreans are waging a social media campaign - modelled in part along the lines of the viral ice bucket challenge - to force change in the one-party state.

They hope that the overthrow of neighbouring Sudan's long-serving ruler Omar al-Bashir will give impetus to their efforts to oust President Isaias Afwerki.

The campaign - under the hashtag #Enough in Tigrinya, Arabic and other Eritrean languages - has been driven by young Eritreans living mostly in Europe and the US because of repression in their home country.

It has won the support of a cross range of people - from veterans of the struggle for independence to music stars like Robel Michel and Yohannes Tikabo, popularly known as Wedi Tikabo.

Wedi Tikabo
Wedi Tikabo
Enough to division, migration and horrendous journeys. Enough to putting people without due process in dungeons. Enough to living without a constitution"
Wedi Tikabo
Eritrean music star

Presentational white space

In a video in Tigrinya, Eritrea's main language, Tikabo, who fled his homeland in 2013, says: "Enough to division, migration and horrendous journeys.

"Enough to the political upheaval overshadowing our country. Enough to putting people without due process in dungeons. Enough to living without a constitution."

'We must stop hiding'

Washington DC resident Amanuel Dawa was among those who started the campaign, challenging people to break their fear by identifying themselves and speaking out against Africa's only one-party state.

Mr Isaias took power at independence in 1993, and the country has never held a national election - not even a sham poll like those seen in some other authoritarian states where the ruler is returned to power with nearly 100% of the vote.

Instead, the government has banned opposition parties and the private media, jailed critics (some of whom have never been heard of for years), and has enforced military conscription. This has forced tens of thousands of Eritreans to flee to Europe, but many perish during the treacherous journey through the Sahara desert and over the Mediterranean.

Some people have recalled on Twitter their time at the notorious Sawa military camp, where young people and high school students are sent to begin their military service, which can last indefinitely:

The leader of the youth wing of the ruling party in the UK, Sirak Bahlibi, has described it as probably the "worst smear campaign to be ever waged on social media", while the pro-government TesfaNews website has accused the Tigray People's Liberation Front (TPLF) rebel group of being behind the #Enough campaign - a charge denied by Mr Amanuel.

"Eritreans inside and abroad should not buy or believe the recent propaganda that is spreading.... The TPLF is doing anything and everything to destabilise Eritrea," TesfaNews wrote.

'Bravely distributing leaflets'

The campaign on Facebook and Twitter has stood out for its ice bucket challenge format, with people nominating friends - and celebrities like Tikabo - to speak out against repression in Eritrea.

In Eritrea, the government has kept tight control over the internet - only 1.3% of the population use it, according to Internet World Stats. Activists in the country therefore took the brave step of surreptitiously distributing anti-government leaflets, with the hashtag #Enough, in a bid to popularise the campaign.

Woman at a protest in Washington DC on 24 May Image copyright Amanuel Dawa Image caption Many Eritreans have been forced to live in exile

"There are young people's movements within the country and they are the ones responsible for dispatching the #Enough leaflets," Mr Amanuel said.

He added that the campaign was also aimed at uniting government opponents.

"People are divided by their communities, their place of birth, their religion and many other segments of their lives. We want to stop these divisions and focus our energy towards one goal [to bring about multi-party democracy]," Mr Amanuel said.

Presentational grey line

More on 'Africa's North Korea':

Presentational grey line

Many Eritreans had hoped that following last July's peace deal with Ethiopia to officially end the border war between the two nations, the government would open up political space as there was no longer the fear of the country being "destabilised" by its neighbour.

But there has been no change, conscription continues and Mr Isaias remains as authoritarian as ever.

Panel discussion by #Enough campaigners Image copyright Amanuel Dawa Image caption The #Enough campaign is being waged primarily in the widely spoken Tigrinya and Arabic languages

He has convened only one meeting of his cabinet since the peace deal was signed as well as giving no sign of reform in a speech he delivered last month to mark the country's 26th year of independence from Ethiopia.

This has led to opposition activists saying that the country is not under one-party rule, but one-man rule.

Meanwhile, Mr Isaias has exploited improved relations with Ethiopia to his advantage by getting it to restrict the activities of exiled opposition groups - one of them was forced to shut its office in Ethiopia's capital, Addis Ababa, as Eritrea's embassy reopened after about 20 years.

'Poisonous roots'

In a further sign of the regime's pariah status ending, the UN Security Council has unanimously lifted sanctions - including an arms embargo and travel restrictions on senior government and military officials - imposed in December 2009 after it was accused of backing militant Islamists in neighbouring Somalia.

Presentational grey line

Isais Afwerki - Eritrea's only leader

Isais Afwerki Image copyright AFP

  • Like all Tigrinyans, carries his father's name, Afwerki, which means "mouth of gold"
  • Went to China in 1967 for military training
  • Has "E" tattooed on his right shoulder to show his then-loyalty to the rebel Eritrean Liberation Front
  • Described as imposingly tall at 190.5cm (6ft 3in)
  • Married fellow rebel Saba Haile in 1981; the couple has three children
  • A few months before Eritrea's independence, went into a coma after getting cerebral malaria and was flown to Israel for treatment
  • Speaks fluent Arabic and has close ties with Saudi Arabia
  • Receives dignatories at his makeshift office on the site of his pet "Adi Halo" dam project

Source: Pro-government Madote news site, BBC Tigrinya

Read: Behind the smiles of Eritrea's president

Presentational grey line

But activists say the tide appears to be turning against the government inside the country - a recent example being the fact that the country's Catholic bishops issued a pastoral letter in which they lamented the "massive fleeing abroad" of Eritreans because living conditions had reached "critical levels".

"As long as the poisonous roots of this phenomenon is not eradicated, the escape to foreign countries is, we think, destined to last," the bishops said.

A group of more than 100 African writers, intellectuals and activists also wrote an open letter to Mr Afwerki this week, saying Eritrea was regarded as "the most-closed society on our continent" and the president needed to take steps to "restore" the country to its "rightful place in the family of African nations".

It is unclear whether he will agree or risk a popular uprising similar to the one seen in Sudan, which led to the military overthrowing Mr Bashir.

Although Sudan's revolution hangs in the balance following the brutal crackdown on the pro-democracy movement, Eritrean activists continue to be inspired by the protest movement there.

"What is happening now in Sudan is really awful and I don't have words to describe it, but still Sudanese people are standing up and that is an inspiration to all Eritreans and to the world," says Meron Estefanos, a Sweden-based Eritrean journalist and human right activist.

"The Sudanese people chose the non-violent method and I hope that for my people. If the Sudanese can do it regardless of the brutality we can do it as well."

Source=https://www.bbc.com/news/world-africa-48034365

 

 

ኣሰናዳኢ ሽማግለ ናይቲ ካብ ዕለት 02 - 04 ነሓሰ 2019 ኣብ ፍራንክፎርት ክጋባእ ኣብ ምድላው ዘሎ ፈስቲቫል ኤርትራ 2019 ብዕለት 08.06.2019 ሳልሳይ ምዱብ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣኼባ ሽማግለ ክሳብቲ ዕለት ዘሰላሰለቶም ምድላዋትን ገና ኣብ መስርሕ ምስንዳእ ክዕመሙ ዘለዎም ጉዳያት ብግቡእ ገምጊሙ።

ናይዚ ዓመት ፈስቲቫል 2019 ኣብ ሓደ ውዕዉዕ መደረኽ፡ ወጊድ ንመላካዊ ስርዓት፡ ወጊድ ንምፍልላይ፡ መርሓባ ንምጥርናፍ፤ መርሓባ ንሓቢርካ ምድማጽን ሓቢርካ ንምውዳቕ መላኺ ስርዓትን ዝብል ናህሪ ዝመላኦ ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዝቃላሓሉ ዘሎ እዋን ይካየድ ምህላዉ፡ ሓደ ካብቲ ፍሉይን ኣገዳስን ዝገብሮ መራከቢ መኣዲ ምዃኑውን ርእዩ።

ብዘይካዚ፡ ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2019 ካብቶም ናይ ነዊሕ ዓመታት መሓዙት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝነበሩን ገና እውን ጽቡቕ ህዝቢ ኤርትራ ዝብህጉን ብሕሰሙ ዝሓሙን ሽወደናውያን ወይዘሮ ክርስቲና ቢዮርክን ኣቶ ቡ ቡቨልስታምን ክሳተፍዎ ብምዃኖም ሓደ ካብቲ ተወሳኺ ኣገዳሲ ዝገብሮ ፈስቲቫል ከምዝኮነ ኣብቲ ኣኼባ ተራእዩ።

ወይዘሮ ክርስቲና The land by the see ዝብል ኣብ ሜዳ፡ ገለ ካብቲ መግዛእታዊ ሰራዊት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፍጽሞ ዝነበረ ግፍዕታትን ግደ ተጋደልቲ ሓርነትን ብጭቡጥ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ፊልም ኣዳልያ፡ ሕጂውን ንኤርትራ ዝምልከት መጽሓፍ ጽሒፋ ምህላዋ ተፈሊጡ ኣሎ።

ኣሰናዳኢ ሽማግለ ነዚ  ህልዊ ኩነታት ኣብ ግምት ብምእታው ንዝሰፍሐ ተሳትፎ ዘረጋግጽ  ምድላዋት ተታሓሒዝዎ ኣሎ። ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2019 ነዚ ኣብ መላእ ዓለምና ዝካየድ ዘሎ ናይ „ይኣክል“ ምትእኽኻባት ዘሐይል ኮይኑ ንኽወጽእ፣ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣፈላላይ ንኹሉ ደላይ ለውጢ ዘሳትፍ ኤርትራዊ ፈስቲቫል ኮይኑ ክወጽእ ኣብዝግበር ዘሎ ጻዕርታት፡ ብተግባር ንምስናዩ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ብእኩብ ይኹን ብውልቀ ኣብዚ ፈስቲቫልዚ ክሳተፎ ሽማግለ ደጊሙ ይጽውዕ።

                                                                                                                                                                                                                                                                            

30 ዓለም-ለኸ ተሓለቅቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ናብ ናይ ሕቡራት ሃገራት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ደብዳቤ ጽሒፎም።

እቶም ዓለም-ለኻውያንን ኤርትራዊያንን ጉጅለታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብቲ ትማሊ 11 ሰነ ዝጸሓፈዎ ደብዳቤ፣ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፣ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ምቁጽጻርን መጽናዕትን ክካየድን ጸብጻባት ብስሩዕ ክቐርብን ክቕጽሎ ሓቲቶም’ለዉ።

ድሕሪ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ርክብ፣ ይኹን ኣብ መንጎ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ዝተኻየደ ስሉሳዊ ስምምዕ፣ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ገና ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣሎ ኢሎም።

ብኻልእ ወገን ልዕሊ 100 ህቡባትን ፀለውትን ዝኾኑ ኣፍሪቃውያን ፀሓፍቲ ደረስትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ከመሓይሹ ዝፅውዕ ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ኢሰያስ አፈወርቂ ፅሒፎም።

ናብ ኤርትራ ብምኻድ ምስ ፕረዚደንት ኢሰያስ ተራ ዜጋታት ኤርትራ እሱራት ጋዜጠኛታትን ካልኦትን ክዘራረቡ ከምዝደልዩ ብምግላፅ መልሲ ፕረዚደንት ኢሰያስ ይፅበዩ ከም ዘለዉ’ቶም ተሰማዕነት ዘለዎም ኣፍሪቃውያን ኣብቲ ደብዳበኦም ገሊፆም’ለው።

Source=https://tigrigna.voanews.com/a/ዓለም-ለኸ-ተሓለቅቲ-ኣብ-ኤርትራ-ዘሎ-ኩነታት-ሰብኣዊ-መሰላት-ብዝምልከት-ናብ-ሕ-ሃ-ደብዳቤ-ጽሒፎም/4956635.html

Reliable sources from inside Eritrea reported that in the morning hours of 12 June 2019, Eritrean regime officials ordered Catholic Church representatives in Keren to hand-over as of 13 June all the health centers and clinics they own and administer in the region of  Keren.

The said the seizure of Church properties will affect all the remaining eight health facilities that were not affected by a similar government action a couple of years ago.

The sources feared that a similar order of seizure may soon follow to affect health facilities of the church in and around Asmara, Segheneiti and Barentu. It is to be recalled that the Archbishop of Asmara and the Bishops of Segheneiti, Keren and Barentu a few weeks ago issued yet another message calling on the Eritrean regime and the people to avert the existential threat hanging over all Eritreans and their country.

According to the Eritrean Catholic Church website, the eight health facilities treat up to 40,000 patients per year.

Clinics 1FFFFFFFFFFFFFFF

The affected health centers are located at the villages of  Ashera; Boggu; Feledarb; Glass; Halibmentel; Halhal; Waliku/suburb of Keren city,  and  the clinic at Hamelmalo. Most of them existed since 1981.

Chairman of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP), Mr. Menghesteab Asmerom, today addressed an urgent memorandum to the African Union Commission and African heads of state and government trying to draw their kind attention to an open letter sent to the Eritrean dictator by prominent African authors, journalists, human rights and pro-democracy activists.

The EPDP leadership with rank and file is engaged today, 12 June 2019, at distributing the message to all African embassies in every country asking them to share it with their foreign ministries and heads of state and government.

Below is the full EPDP memorandum to which is annexed the letter of pan-Africanist message.

Good reading.

======

Dear AU Commission Chairman, Mr Moussa Faki Mahamat,

Dear African Heads of State and Government

We in the EPDP, one of the Eritrean non-state pro-democracy actors in exile, are pleased to once again take the liberty of addressing to you this message hoping to draw your kind attention to what has been going on in Eritrea for the past 28 years. Strange at it may sound, our message today is simply a copy of an open letter to the Eritrean head of state  by 102 prominent citizens of our Africa,  including the Nigerian Nobel Laureate, Prof. Wole Soyinka.     

Written in the spirit of Pan-African solidarity, the letter deeply regrets the fact that Eritrea remains for a long time as “the most closed society in our continent.” 

The distinguished signatories of the letter do not only remind Eritrea’s Isaias Afeworki of the tragic consequences of denying one’s people all basic rights, including a total denial of freedom of expression and the press, the rule of law, an independent judiciary and political pluralism, but they also offer to send a delegation to Eritrea to help. This is something that the AU and its member states were expected to do for a long time. We still expect Africa to act.

For the kind attention of Your Excellencies, copied below is the full text of the African Message.

 Respectfully  yours,

 Menghesteab Asmerom, Chairman, the Eritrean People's Democratic Party (EPDP) in exile.

======

Your Excellency, President Isaias Aferwerki:

We write to convey our most sincere congratulations upon your country’s normalization of diplomatic relations with Ethiopia. This is a development much appreciated by all Africans of goodwill.

We write to you in our capacity as citizens of Africa to pledge our unequivocal solidarity with all the people of Eritrea. This includes the many Eritreans we see enduring all manner of risk and suffering in search of a better life outside their homeland. We acknowledge that we too hail from nations with varying governance and developmental challenges.  We write to you, in the spirit of Pan-African solidarity, to seek common solutions to our shared problems.

Africa’s many disparate nation states have undergone significant and diverse changes over the course of the last two decades.   [Today, many more Africans live in freedom than under repression].  Importantly, those African countries that have made the most progress – including attracting investment and tourism – over the last 25 years have been those whose citizens enjoy greater freedom of expression, press and movement, the rule of law, an independent judiciary, and political pluralism. 

Sadly, in these critical areas, Eritrea has not kept pace with the changes seen elsewhere.  Over the past two decades Eritrea has been described as the most closed society on our continent, an unfortunate situation for a country with such rich human capital and potential, with so much to offer not only Africa but also the world.

We trust that by opening this channel of communication with Your Excellency, we may be afforded the opportunity to work with you to restore your country and the great people of Eritrea to their rightful place in the family of African nations.

Of particular concern to us is the fate of several journalists and activists who have been imprisoned for prolonged periods of time in Eritrea, many of whom have reportedly been denied regular visits from their families and loved ones.

Equally, we are disheartened by the plight of the many thousands of Africans, including some Eritreans, who feel compelled to flee their home countries in search of a better life for themselves and their families, risking life and limb and enduring inhumane deprivations and indignities across deserts and oceans.

Too many of these fellow Africans have found themselves in the rapacious hands of modern day slave traders and people traffickers even causing some to end up in slave markets in places such as Libya. Too many of these migrants and refugees have perished at sea in their quest for a better life. 

We Africans are blessed with too much in our home countries to have our citizens suffer and be devalued this way.  This gloomy picture needs to change, and it is in this spirit that we address this message of solidarity to you, Your Excellency.

We respectfully call upon Your Excellency to allow a delegation of the signatories hereunder to visit Eritrea, and to afford us the opportunity to meet with you and your government as well as with ordinary citizens, including journalists, writers, and other persons currently in prison.

As with the bold step you have taken to normalize relations with Ethiopia, we believe a gesture of this kind would go a long way towards ending Eritrea’s isolation from the larger African family and could help usher in a new era of prosperity and freedom for your people.

It would be an honour to furnish you with any additional information you might require of us and we eagerly await your response.

The Signatories,

  1. Prof. Wole Soyinka, Nigeria, Nobel Laureate
  2. Rafael Marques de Morais, Angola, leading anti-corruption campaigner and award winning investigative journalist
  3. John Githongo, Kenya, publisher, leading anti-corruption campaigner and award winning anti-corruption activist
  4. Kwasi H. Prempeh, Ghana, Executive Director of Center for Democratic Development
  5. Farida Nabourema, Togo, Executive Director of Togolese Civil League
  6. Leyla Hussein, Somalia, Women’s Rights & Health Campaigner, psychotherapist, writer and founder of the Dahlia Project
  7. Maina Kiai, Kenya, founder of the Kenya Human Rights Commission (KHRC) and former UN Special Rapporteur on Freedom of Association
  8. Maaza Mengiste, Ethiopia, award-winning writer of Beneath the Lion’s Gaze
  9. Iva Cabral, Cape Verde, Chancellor of Lusófona [Lusophone] University and  daughter of Amílcar Cabral
  10. Belabbès Benkredda, Algeria, CEO and Founder of the Munathara Initiative, the Arab world’s largest online and television debate forum highlighting voices of youth, women and marginalized communities.
  11. Kasha Jacqueline Nabagesera, Uganda, a leading LGBT rights activist, founder and executive director of the LGBT rights organization Freedom & Roam Uganda, 2011 recipient of the Martin Ennals Award for Human Rights Defenders
  12. Hon. Robert Kyagulanyi aka Bobi Wine, Uganda, musician, member of parliament and youth leader recognized throughout East Africa
  13. Tundu Lissu, Tanzania, lawyer, CHADEMA politician, member of parliament and former president of the Tanganyika Law Society
  14. Amr Waked, Egypt, award winning actor, best known for his role in Syriana
  15. José Eduardo Agualusa, Angola, award winning writer, finalist in the 2016 Man Booker International Prize for his seminal work A General Theory of Oblivion
  16.  Nasser Weddady, Mauritania, leading civil rights activist, consultant and co-editor of Arab Spring Dreams.
  17. Chiké Frankie Edozien, Nigeria, writer and professor of journalism at New York University
  18. Emmanuel Iduma, Nigeria, author
  19. Mona Eltahawy, Egypt, author and journalist
  20. Mireille Tushiminina, Democratic Republic of Congo, Gender & Equality advocate
  21. Felix Agbor Nkhongo, Cameroon, Director of the Centre for Human Rights and Democracy in Africa (CHRDA) and leading human rights defender
  22. Boniface Mwangi, Kenya, democracy activist, Ukweli political party founder, photographer and artist
  23. Adeyanju Deji, Nigeria, leading democracy activist and human rights defender
  24. Alieu Bah, The Gambia, leading democracy activist and human rights defender
  25. Tutu Alicante, Equatorial Guinea, leading democracy activist and Executive Director of Equatorial Guinea Justice (EG Justice)
  26. Andrea Ngombet Malewa, Congo Republic, Global Coordinator of the Sassoufit Collective 
  27. Roukaya Kasenally, Mauritius, CEO of African Media Initiative
  28. Abdelrahman Mansour, Egypt, Executive Director of Open Transformation Lab, leading human rights defender and journalist
  29. Reem Abbas, Sudan, journalist and leading human rights defender
  30. Moussa Kondo, Mali, journalist, CEO and founder of the weekly L’Express de Bamako, anti-corruption crusader, Country Director of Accountability Lab Mali, 2015 Mandela Washington Fellow, 2018 Obama Foundation Fellow.
  31. Ericino de Salema, Mozambique, Director of the Electoral Institute for Sustainable Democracy in Africa (EISA), academic, lawyer and journalist
  32. Jestina Mukoko, Zimbabwe, leading human rights activist and Director of the Zimbabwe Peace Initiative
  33. William Amanzuru, Uganda, environmental rights defender, founder of Friends of Zoka, winner of the EU Human Rights Defenders’ Award 2019
  34. Miguel de Barros, Guinea-Bissau, sociologist and Executive Director of the environmental NGO Tiniguena
  35. Bheki Makhubu, e-Swatini (formerly Swaziland), Editor of the Nation Magazine and leading democracy defender
  36. Edson da Luz aka Azagaia, Mozambique, rapper and leading activist
  37. Charles Onyango-Obbo, Uganda, leading publisher and columnist
  38. Rodney Sieh, Liberia, leading newspaper editor of FrontPage Africa and democracy activist
  39. Oludotun Babayemi, Nigeria, democracy activist and monitoring and evaluation expert,
  40. Akin Olaniyan, Nigeria
  41. Chanda Chisala, Zambia, founder and president of Zambia Online
  42. Dany Ayida, Togo, Resident, Country Director, National Democratic Institute (DRC)
  43. George Sarpong, Ghana
  44. Rosemary Mwakitwange, Tanzania, Chief of Party, Freedom House
  45. James Smart, Kenya, leading journalist and news anchor
  46. Abdulrazaq Alkali, Nigeria, Executive Director Organisation for Community Civic Engagement (OCCEN) Nigeria 
  47. Mathatha Tsedu, South Africa, Adjunct professor of journalism, Wits University and Acting Executive Director of the National Editors Forum (SANEF)
  48. Brenda Zulu, Zambia, journalist and ICT specialist
  49. Emanuel Saffa Abdulai, Sierra Leone, Executive Director of Society for Democracy Initiatives
  50. Zecharias Berhe, Ethiopia, Senior Fellow, African Good Governance Network
  51. Sylvia Amiani, Kenya, counseling and psychosocial practitioner focused on refugees in Germany
  52. Lamii Kpargoi, Liberia, journalist, democracy activist and lawyer
  53. Dr. George Ayittey, Ghana, economist, author and president of the Free Africa Foundation, Washington DC
  54. Evan Mawarire, Zimbabwe, pastor and democracy activist, founder of #ThisFlag movement
  55. Zineb El Rhazoui, Morocco, journalist and human rights advocate
  56. Marc Ona Essangui, Gabon, environmentalist, Executive Secretary of Brainforest
  57. Fred Bauma, Democratic Republic of Congo, democracy and youth activist, leader of the Lucha Social Movement
  58. Dr. Justin Pearce, South Africa, Department of Politics and International Studies, Cambridge University
  59. Asma Khalifa, Libya, activist, cofounder of Tamazight Women Movement
  60. Violet Gonda, Zimbabwe, journalist and President of the International Association of Women in Radio and Television (IAWRT)
  61. Fatoumata Camara, The Gambia, journalist, CEO/Founder  of the Fatu Network
  62. Jelili Atiku, Nigeria, human rights artist
  63. Fred Muvunyi, Rwanda, editor at Deutsche Welle, Op-Ed contributor for Washington Post and a consultant for Freedom House
  64. Aimable Manikrakiza, Burundi, CEO of the Centre for Development and Enterprises Great Lakes
  65. Houssem Aoudi, Tunisia, CEO/Founder of Wasabi and Cogite – co-working Space, entrepeneur and activist
  66. Chouchou Namegabe, Democratic Republic of Congo, journalist and human rights activist, CEO & Founder Anzafrika
  67. Thulani Maseko, e-Swatini (formerly Swaziland), leading human rights lawyer
  68. Samba Dialimpa Badji, Senegal, journalist
  69. Mariama Camara, Guinea, fashion designer and humanitarian, Founder/President of Mariama Fashion Production and the There is No Limit Foundation
  70. Olívio Diogo, São Tomé, sociologist and media commentator, coordinator of the Civil Society Network
  71. Adeola Fayehun, Nigeria, journalist/producer, Keeping it Real with Adeola
  72. Mohamed Soltan, Egypt, Executive Director, the Freedom Initiative
  73. Memory Banda, Malawi, children’s rights activist
  74. Ali Amar, Morocco, veteran journalist, co-founder and director of online news outlet Le Desk
  75. Mohamed Keita, Mali,  Pan African rights advocate
  76. Norman Tjombe, Namibia, human rights lawyer and activist
  77. Uyapo Ndadi, Botswana, human rights lawyer, activist, and founder of the Ndadi Law Firm
  78. Phil ya Nangoloh, Namibia, human rights activist, monitor and Executive Director of NamRights Inc
  79. Jacqueline Moudeina, Chad, prominent award-winning lawyer and human rights activist
  80. Rosmon Zokoue, Central African Republic, journalist, blogger and activist
  81. Ahmed Gatnash, Libya, co-founder & VP of Operations, Kawaakibi Foundation
  82. Anas Aremeyaw Anas, Ghana, Africa’s leading investigative journalist and private investigator
  83. Boubacar Diallo, Niger, Editor, Liberation newspaper
  84. Abdourahman Waberi, Djibouti, acclaimed novelist, essayist, academic and short story writer, human rights activist, professor of literature at George Washington University
  85. Doudou Dia, Senegal, Executive Director, Goree Institute, Center for Democracy, Development and Culture in Africa
  86. Alain Mabanckou, Congo, novelist, journalist, poet and academic
  87. Francis Kpatindé, Benin, journalist, former editor-in-chief of the newsweekly Jeune Afrique and former spokesman for the United Nations High Commission for Refugees (UNHCR)
  88. Mustafa Haji Abdinur, Somalia, award-winning journalist
  89. Thembo Kash, Democratic Republic of Congo, award-winning cartoonist
  90. Damien Glez, Burkina Faso, award-winning editorial cartoonist
  91. Ahmed Abdallah, Comoros, journalist
  92. Anton Harber, South Africa, former journalist with the Rand Daily Mail until its closure by the apartheid government, co-founder and editor of the Weekly Mail (now The Mail & Guardian) and Professor of Journalism at the University of the Witwatersrand
  93. John-Allan Namu, Kenya, award-winning investigative journalist, co-founder of Africa Uncensored, 2017 Desmond Tutu Fellow
  94. Alice Nkom, Cameroon, leading human rights lawyer, defender of rights of the LGBT community
  95. Mouctar Bah, Guinea, veteran journalist
  96.  Andrew Feinstein, South Africa, former ANC MP, Executive Director of Corruption Watch UK, author of The Shadow World: Inside the Global Arms Trade
  97. William Rasoanaivo, Madagascar, award-winning political cartoonist
  98. Claudia Gastrow, South Africa, anthropologist, Univeristy of Johannesburg
  99.  Motlatsi Thabane, Lesotho, professor of History, University of e-Swatini
  100. Cyriac Gbogou, Ivory Coast, blogger, co-founder of O’Village and key actor in the new technology sector in the country
  101. Canon Clement Hilary Janda, South Sudan, Pan African Ecumenist
  102. Ola Diab, Sudan, journalist and activist