ናይ ደገፍ መግለጺ ንፈስቲቫል ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ማሕበር _ጀርመን ሮትሊንገር
Tuesday, 26 August 2014 13:56ክልተ ዓይኒ ርኢኻ ኣይከውንን እዩ
Tuesday, 26 August 2014 13:50ኣርዓዶምበርሀ
ብናተይ ግምት ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ኤርትራዊ መርበብ ሓበሬታታት ኣብ መዓልቲ ብኣማኢት ዝግመቱ ዜናታት፡ ሓተታታት፡ ቃለ መጠይቓት፡ ግጥምታትን መዘክራትን ይዝርግሑ ኣለዉ። ናይ ሬድዮን ካልእ ዘመናዊ ኤልክትሮኒካዊ ሚድያታት ዝርጋሐታት እንተወሲኽናሉ ድማ እቲ ብዝሒ ሰማይ እዩ ዝዓርግ። እዞም ዜናዊ ስረሓት ዝመሳሰልሉ ነጥብታት ኣለዎም። ዝፈላለይሉ’ውን ከምኡ። ገሊኦም መርበባት ናቶም ዘንቅዱ ኣበርከቲ ኣካላት ዘየብሎም ተጸበይቲ ይመስሉ። ገሊኦም ግና ብዘይካቲ ካብ ደገ ዝለኣኸሎም ካብ ውሽጦም ኣንቂዶም ዘበርክቱ ኣካላት ከም ዘለውዎም ምዕዛብ ይከኣል። ብዘይካቶም ውሱናት ኣብ ናይ ጉጅለ ህግደፍ መርበባት ዝወጹ መልእኽትታት፡ ኩሎም እቶም ካለኦት ዕምቆቱ፡ ወድዓወነቱ፡ ርትዓውነቱን ስፍሓቱን ብዘየገድስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብጉጅለ ህግደፍ ይወርድ ብዛዕባ ዘሎ መከራ ይረዳድኡ እዮም። ስርዓት ህግደፍ ንክውገድ ምጽዓት እውን ከምኡ ካብቲ ዘመሳስሎም መምዘኒ እዩ ኢልካ ክውሰድ ዝከኣል እዩ። ሕጂ እውን ወድዓውነቱን ዕምቆቱን ዝፈላለ ኮይኑ፡ ናይ ድሕሪ ህግደፍ መተካታ ከመይን ይኹን ኣብ ዝብል’ውን ነናቶም ኣማራጺ ወስ የብሉ እዮም። እሞ እዚ ኩሉ ኣብ መዓልቲ ብክንድዚ ደረጃ ዝዝርጋሕ ዜናዊ መልእኽትታት ኣንባብን፡ ኣንቢቡን ትሕዝቶኡ ተረዲኡን ፍትሓዊ ትርጉም ዝህብ ኣካልከ ይረክብዶ? እቲ ኣብ ምቅዋም ጉጅለ ህግደፍ ዝረዳዳእ መርበባትከ ኣብ ሕድሕዱ ከመይ ይመላላእ? ንዝብሉ ሕቶታት ግና መልሱ ዘዳዲ እዩ።
ቃል መርበብ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን (Network of Eritrean Women)
Tuesday, 26 August 2014 13:47ኣዳለውቲ ፈስቲቫል ቦሎኛ 2014 ኣብ ሓርነት ፓልቶክ ኣጋይሽ ኰይኖም ከምስዩ ኢዮም
Tuesday, 26 August 2014 13:41ቃል ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ሰፊሕ ፈስቲቫል ኤርትራ 2014
Tuesday, 26 August 2014 13:40ቃል ሓው ሓምዲ ኣሕመድ ዑስማን ኣልዓዛዚ ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ 2014
Tuesday, 26 August 2014 13:37At Eritrea Festival 2014 Speech, EPDP Chairman Urged Eritreans to Struggle to End their heartbreaking Situation
Tuesday, 26 August 2014 13:36In his keynote address at the Eritrea Festival 2014 in Frankfurt on 9 August, 2014, Mr. Menghisteab Asmerom, chairman of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP), reminded all compatriots opposed to the regime that change could not be achieved until now because of lack of sufficient “political will and courage” and listed the challenges that needed to be addressed now.