محاولة فهم الحاصل ....

2020-07-01 05:34:50 Written by  ሙሳ ሓሰን Published in المقالات العربية Read 2176 times

للاسف جميع الحلول الشبه سياسية في الخمسين سنة الماضية لم تؤدي إلى سلام مجتمعي كامل مبني على العدالة والمساواة وحتى أيضا لم تهيء الوضع للارتريين في الجلوس على طاولة واحدة والتخطيط لبناء دولتهم الوليدة بسبب عدم الثقة وعدم التجديد في الخطاب الثوري السياسي . جميع الحلول الشبه سياسية قاعدتها الأساسية هي الخوف ( الإسلام فوبيا . التجراي تجرينيا . الاقازيان . الوياني ) وحالة الخوف والهلع لن تؤدي إلا إلى الجمود وإهدار الفرص في عالمنا المتغير . على الارتريون تغيير البوصلة وإنتاج حلول سياسية حقيقية قاعدتها الاعتراف بالآخر والعيش المشترك والعدل والمساواة هنا فقط سوف تتحرك مسيرة التغيير فبالتالي سوف يتوحد المجتمع وسوف يكون الترغيب سيد الموقف بدلا من الترهيب . على الأحزاب والحركات السياسية مراجعة العشر سنوات الماضية على اقل تقدير ومحاولة البحث في الأسباب اللتي أدت إلى هذه الأوضاع المأساوية للحراك المعارض والاعتراف بمخرجات هذه المراجعة التاريخية ومن ثم الاعتذار للشعب الارتري . وإشراك الشباب في المرحلة القادمة برصيد خبرات كبار المناضلين السابقين .

ህልዊን ወድዓዊን ኩነታታ ምርዳእ፡

-----------------------------------------------------

ኣብ ዝሓለፈ  ሓሙሳ ዓመታት  መብዛሕትኡ ፖለትካዊ ግርጫታትን መፍትሕታትን ኤርትራዉያን ኣብ ቃልሲ ፡ ናብ መኣዲ  ሰላም ከምርሑ ዘይምኻሎም ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ።

  ብፍትሕን  ማዕርነትን ዝተሃንጸ ብምሉእ ሕብረተ-ሰብ ፡ ኣብ ማኣዲ ናይ  መዛተይ ጣዋላ  ኮፍ ኢሎም፡ ነታ ሓዳስ ሃገሮም ንምህናጽ ብሰንኪ ዘይምትእምም ከምሓድሽ፡ ሰዉራዊን ፖለትካዊን ልዝብ ነጥቢታት ከቀምጡ ኣይክኣሉን ።  መብዛሕትኦም እዞም ተመሳሳልቲ ፖለትካዊ ፍልልያት እዚኣቶም  እምባኣር መበገሲኦም ፡( ኣስለማዊ ቮብያ ፍርሒ፡ ትግራይ ትግርኚ፡ ኣግኣዝያን፡ ወያኔ )  ዝብሉ ብምዃኖም ፡ መበገሲኦም  ፍርሒን ሽበራን  ከነተ ኣእምሮ ብምዃኖም፡ ነቲ ቀንዲ ጉዳይ ኣደስክሉ፡ ኣብዚ ዘለናዮ ናይ ለዉጢ ዓለም ነቲ ዘለና ዕድላት ኣብ ምጥፋእ ዓቢ ኣስተዋጺኦ ይግበር ኣሎ።

እምባኣርከስ ኤርትራዉያን፡ ኣንፈት ጉዕዝኦም ብምቅያር ፡ ንሓቀኛ ፖለትካዊ  ኣፍልጦ  መደርኽ ብምሃብን ብምሃናጽን ኣብ ዉጺኢት ኣተኩሮም ክስርሑ ይግባእ። ገለ ካብቲ ፈረ ክህብ ዝኽእል ዉጺእታት ድማ ብሓባር ተኻባቢርካ ናይ ምንባርን ምብህሃልን  ልምዱ  ከማዕብሉን ኣብ ፍትሒን ማዕርነት ብምእማን ፡ነቲ  ናይ ለዉጢ ጉዕዞ ክቀላጥፎ እንከሎ ፡ብኻኣልኣይ ደረጃ ድማ፡ እቲ ሕብረተሰብ  ድማ ኣብ ክንዲ  ምፍሪራሑን ምስግዳዱን ዋና ሕጊ  መትከላት ኣጺንዑ ክሕዞን  ይግባእ።

   እተን ፖለትካዊ  ሰልፍታት ወይ ድማ ምንቕስቕሳት  ዝባሃላ፡ ካብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ንድሕሪት ተመልስን ነቲ ዝኸድኦ ጉዕዞ ክኽልሰኦ ምስ ዝጀመራ፡ ብዝቀለለ ግምት፡ ነቶም ዝጋጠሙ ሕመቓትን ፈሽለታትን ንጠንቂታቶምን ብምልልያይ፡ ተመክሮኦም ብምሕያል ናይ ምቅዋም መሰል ወይ  ኣፍልጦ ብምሃብ፡ ታሪኻዊ  ርእሰ ክላሳ ብምግባር ፡ንህዝቢ ኤርትራ ይቅሬታ ብምሕታት ክኸዉን ይግባእ። መንእስያትንን ዓቢ ተመክሮ ዘለዎም ዓበይቲ ናይ ቅድም  ተቃልስትን ብምስታፍ  ድማ እቲ  መንኮርኮር ናይቲ ቃልሲ ንቅድሚት  ክኸዉን ይግባእ ።

Last modified on Wednesday, 01 July 2020 07:45