ርሑስ ጾም ሮሞዳን / رمضان كريم
2022-04-01 19:50:15 Written by ኣቦ መንበር ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 1298 timesሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብምኽንያት ምጅማር ጾም ሮሞዳን፡ ንኣመንቲ ሃይማኖት ምስልምናን: ንመላእ ህዝብና ብሓፈሻን፡ ‘ሮሞዳን ከሪም’ እንቋዕ ኣብጽሓና ብምባል ሰናይ ምንዮቱ ይገልጽ።
ኣብ ሃገርናን መላእ ዓለምን ሕማምን ዕንወትን ተቐንጢጡ፡ ጥዕና፣ ሰላምን ሓድነትን ዝዕወቱሉ ሮሞዳን ይግበረልና!
ክንዲ/ ሰዲህኤ
ተስፋይ ወልደሚካኤል ደጊጋ
ኣቦ መንበር
1 ሚያዝያ 2022