ርሑስ በዓል ትንሳኤ
2020-04-18 19:09:51 Written by EPDP Information Office Published in EPDP News Read 2548 timesሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ንበዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር፡ ንመላእ ህዝብና ብሓፈሻ ንኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ እንቋዕ ኣብጽሓና ብምባል ሰናይ ምንዮቱ ይገልጽ።
ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ንበዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር፡ ንመላእ ህዝብና ብሓፈሻ ንኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ እንቋዕ ኣብጽሓና ብምባል ሰናይ ምንዮቱ ይገልጽ።