ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኡፕሳላ
2019-11-28 19:37:17 Written by ኤርትራዊ ማሕበር ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ኡፕስላን ከባቢኡን። Published in EPDP News Read 2632 times7 December 2019
ናይ ኢትዮጵያ ጠቕላይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብ 10 ጥቅምቲ 2019 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኤርትራ ወኪሉ ንኽዛረብ ካብ ኢሳይስ ኣፍወርቂ ውክልና ከም ዝተዋህቦ ብወግዒ ብምእዋጁ: ናይ ኤርትራ ፖሊቲካ ውድባትን ደለይቲ ፍትሒ ዝውክላ ማሕበራትን ብሓባር ናይ ተቛውሞ መግለጺ ምውጽአን ይዝከር። ካብዚ ብምብጋስ እውን ካብተን ተቛውመአን ብሓባር ዘመዝገባ ውድባት ሰለስተ፣
- ኤርትርዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክርያስያዊ ለውጢ
- ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ
- ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ: ንህዝቢ መግለጽን መብርህን ክህባ ኢየን።
ዕለት:- 7 december 2019
ግዜ:- 12.30-15.00
ቦታ:- Mission Kyrka st. Olofgatan 40 Uppsala
ብድሓን ምጹ
ኣድላዊ:- ኤርትራዊ ማሕበር ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን
ኣብ ኡፕስላን ከባቢኡን።