ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና
2018-12-23 21:31:41 Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 3600 timesሰዲህኤ ብኣጋጣሚ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ጐረባብቲ ሃገራትን ናይ ዮሃና መልእኽቲ የመሓላልፍ። ሓድሽ ዓመት፡ ስቅያት፡ ሻቕሎት፡ ስደትን ድኽነትን ህዝቢ ኤርትራ ዘኽትመሉ፤ ሰላም፡ ፍትሕን ሰብኣዊ ክብርታት ዝነግስሉን፤ ዓመት ለውጥን ተስፋን ክኸውን ዘለዎ ልባዊ ትምኒት ክገልጽ ይፈቱ።