ፕረሲደንት ኤርትራ፡ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክሰድድ ምዃኑ ሓቢሩ
2018-06-20 07:58:00 Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 3565 timesብምኽንያት 20 ሰነ ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተዳለወ ጽንብል፡ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ፡ ኣብ ዘስምዖ ቃል፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኣወንታዊ ዝበሎ ለውጥታት ብምቕባል፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ክሰድድ ምዃኑ ገሊጹ።
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጃፓን ብትዊተር ተመሳሳሊ ሓበሬታ ዘርጊሑ ኣሎ።
www.eastafro.com/2018/06/19/video-2018-eritrea-martyrs-day-commemoration/
Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290