ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይግበረልኩም
2015-07-16 22:26:18 Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 3313 timesሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ፡ ንዅሎም ኣስላም ዓለም ብሓፈሻ፣ ነስላም ኤርትራን ጐረባብቲ ሃገራትን ድማ ብፍላይ ርሑስ ዒድ ይግበረልኩም እናበለ ናይ ዮሃና መልእኽቱ የመሓላልፍ። እዚ ዓመት'ዚ፡ ናይ ሰላም፡ ስኒትን ራህዋን ዓመት ክዀነልና ዘለዎ ትምኒት ድማ ይገልጽ።
ኵሉ ዓም ዎ ኢንቱ ብኼር
መንግስተኣብ ኣስመሮም
ኣቦ መንበር ሰዲህኤ