ندوة تنويرية بجنيف عن تكوين اللجنة الدولية للتحقيق في جرائم الهقدف
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريኣብ ባህልና ሓደ ሰብ ብብርቱዕ ሓሚሙ ሞተ ሰተዀ ኣብ ዝበሃለሉ ግዜ “እዛ ትንፋሱስ ኣበይ እያ ተሰዂዓ ዘላ?” እዩ ዝበሃል ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ምስ ሓደ ህልዊ ኩነታት ኤርትራን ህዝባን ኣዝዩ ዘጨንቖን፡ እቲ መዋጸኦ እንታይ ከም ዝኸውን ምግማቱ ዘሓርበቶን መቓርብተይ ብቖጸራ ተራኺብና ነዕልል ነይርና። ኣብዚ ዕላልና ናይ መጀመርያና’ኳ እንተዘይኮነ ንኹሉ’ቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ከካብ ዝሰማዕናዮን ዘንበብናዮን እንዳተበገስና፡ ካብ ዋሕዲ ጀሚርካ ክሳብ’ቲ ቀጥዒ ዘየብሉ ክብሪ መሰረታዊ ነገራት፡ ነቲ ካብ መብራህትን ማይን ጀሚርካ ክሳብ ዕንጸይቲ ዘሎ ስእነት፡ ካብ ብዘይ ፍርዲ ምእሳር ጀሚርካ ክሳብ ብዘይፍርዲ ምቕታል ዘሎ ግህሰት መሰረታዊ መሰላት፡ ካብ ኣብ መንጎ ውሉድን ወላድን ጀሚርካ ኣብ ሕድሕድ ኤርትራውያን ተፈጢሩ ዘሎ ዘይምትእምማን፡ ካብ ኣብ መደበር ስደተኛታት ጀሚርካ ክሳብ ኤውሮጳ ዘሎ ኣሰቃቒ ህይወት ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ እንተላይ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ደንበ ተቓውሞና ዘሎ ምስኣን ዓቕምን በታ ዘላትካ ዓቕሚ ተቐራሪብካ ዘይምስራሕን ኣብዚ ዕላልና በጺሕናዮ።
ደሓር ንሱ እቲ መዓልልተይ ከም መግለጺ ናይ ምስድማሙ፡ ኩሉ ተግባራት ጉጅለ ህግደፍ ተፈታሕካስ ቁጻር ምዃኑ ኣስተብሂሉ፡ ነቲ ናይ ወለድና ኣበሃህላ ዘኪሩ፡ “እዛ ትንፋስ ጉጅለ ህግደፍስ ኣበይ ደኣ እያ ተሰዂዓ ዘላ?” ምስ በለኒ “ እዋእ ኣብ ተለቪዥን (ኤረ ቲቪ) እምበር” ኢለ ካብቲ ምስቁርቋሩ ናብ ግዝያዊ ሰሓቕ ኣውጺአዮ ናብ ካልእ ዕላልና ከይድና። ኣብዚ ሎሚ እዋን ካብቲ ምትእምማን ዘይፈጥር ዘሎ ኣቀራርባታት እትብሎን እትገብሮን በበይኑ ምዃን ሓደ ኮይኑ፡ ኣብ ክንዲ ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣትኪልካ ንመጻኢ እንዳማዕዶኻ መፍትሒ ከተምጽእ ምጽዓር ኣብ ኣብ ዝሓለፈ ዛንታ ክትነብር ምፍታን እውን ካልእ ጸገም እዩ። እዞም ክልተ ባህርያት እምበኣር ኣብዚ እዋንዚ ጉጅለ ህግደፍ ዝግለጸሎም እዮም። ኣብታ መሕለዊት ትንፋስ ጉጅለ ህግደፍ፡ ኤረ ቲቪ ዝቐርቡ ማይ ዘይጠዓሙ ኣብ ዝሓለፈ ፍጻመታት ጥራይ ዘኹድዱ መዳህለልቲ መደባት ብዙሓት ስለ ዝኾኑን ምዝርዛሮም ስለ ዘጸግምን ብድብድቡ ኩሉ ዝብልዎ ብትሕዝቶኡ፡ ብእዋናውነቱ ኮነ ብህዝባውነቱ ባዶ እዩ ኢልካ ምሕላፉ እቲ ዝሓሸ እዩ።
ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት ናይ ኤርትራውያን ማህበር ደቂ ኣንስትዮ 7ይ ጉባአን ስምፖዝየምን ዝብል ሃውለካ ኣብታ ተለቪዥን ክንዕዘብን ክንሰምዕን ቀኒና። ኣብዚ ኣጋጣሚ ናይ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ጅግንነት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ክግለጽ’ውን ተዓዚብና። እዘን ጅግንነት ዝፈጸማ ደቂ ኣንስትዮን ዝወለደኦም ደቀንንከ ሎሚ ናይ እንዳመን ከደምቲ ኮይኖም ኣለዉ? ዝብል ሕቶ ግና ጉጅለ ህግደፍ ከም ቁርን ኣስሓይታን ዝፈርሖ ስለ ዝኾነ እውናዊ ክነሱ ኣይተላዕለን። ብዙሓት ነዚ ናይ ኣሽካዕላል መደባት ዝተዓዘቡ ኣካላት “ኣየ ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ ካብ ማይጸባ” ክብልዎ ሰሚዐ። ማለት ጉጅለ ህግደፍ ብዓቢኡ ዘጸልመቶ ኤርትራዊ ኣዳራሽስ ያኢ ብሓደ ኣብ ትሕቲኡ ጭርኡ ደጒሉ ዝነብር መሳርሒኡ ማሕበር ክበርህ ማለት ዘበት እዩ ንምባል ዝኣክል። ምስዚ ብዝተተሓሓዘ ኤርትራውያን ኣደታት ኣብ ግዜ ቃልሲ ምእንቲ ነጻነት ብዘይካቲ ንተጋደልቲ ደቀን ሰንኪተን ምዕንጋለን፡ ማይ ቀዲሐን ምርስራሰንን፡ ኣብ ግዜ ግጥም ብደም ዝጨቀወ ክዳኖም ምሕጻብን ኣብ ሆስፒታላት ምልዓሎምን “ስልማተይ ድሕሪ ሃገረይ” ኢለን ወርቀንን ጨርቀንን ከወፍያ እንከለዋ፡ ዘርኢ ስእልታት ምርኣይ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ እዩ። ምዃን ኤርትራውያን ኣደታት ካብ ጉልበታዊ ኣበርክቶን ስልማትን ዝኸብር ውላደን እውን መሪቐንን ኣስኒቐንን ናብ ቃልሲ ብምልኣኽ ኣብነታዊ ታሪኽ ሰሪሐን እየን። እዚ ታሪኽ’ዚ ግና እነሆ ሎሚ ከምቲ ስሙ ኣብ መስርሕ ዝተኾልፈ ጉዛምዛ ታሪኽ ወይ ዛንታ ኮይኑ ተሪፉ። እዘን ሓደ እዋን ውላደንን ስልማተንን ምእንቲ ኩለመዳያዊ ራህዋ ህዝብን ሃገርን ዝሃባ ተበዓትን ለወሃትን ኣደታት፡ ኣብቲ በዚ ዋጋ’ዚ ዝመጸ ነጻነት ደቀን ሓርቢትዎም ካብኣተን ብምፍላዮም ጠዋሪ ስኢነን ምዝኽታም ከይኣኽለን፡ ኣብ መንገዲ ናብ ስደት ኣብ ምድረበዳ መይቱ፡ ኣብ ባሕሪ ጥሒሉ፡ ብጨወይቲ ኣካላቱ ከም ታራ ንዋት ተመዝሒቑ ተሸይጡ ብዝል መርድኣት ይልለዋ ምህላወን ድቃስ ዝኸልእ እዩ። ነዚ ዝተዓዘቡ ወገናት እዮም እምበኣር “ቀደምስ ወርቀን ሂበን፡ሎሚኸ ደቀን ኣበይ ኣለዉ?” ክብሉ ዝግደዱ። ሓቃቶም እዮም ድማ። ከምቲ “ንወሃብ ጸባ ነይትኸልኦ ማይጸባ” ዝበሃል ጉጅለ ህግደፍ ንኤርትራውያን ኣደታት ወርቀን’ኳ ተዘይሃበን፡ ቅሱን ህይወት ግና ክነፍገን ኣይነበሮን።
“ህዝብና ብጉጅለ ህግደፍ ተጠሊሙ” ዝብል ሓረግ ኩሉ ግዜ ኢና ነዘውትሮ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ግና ሓደ ሰብ ነዚ ጉዳይ ዝምልከት ሓደ ሕቶ ኣቕሪቡለይ። “ሓደ ኣካል ንሓደ ካልእ ኣካል ጠሊምዎ ዝበሃል እኮ፡ እዚ ክገብረልካ እየ ኢሉ ቃል ኣትይሉ ነይሩ ክንሱ ደሓር ቃሉ ክዓጽፍ እንከሎ እዩ። ጉጅለ ህግደፍ ግና ብቐደሙ ንህዝቢ ኣእሚኑ ዘይኮነስ ኣገዲዱ እንዳኾብኮበ ተንኩላቱ ሓቢኡ ንሃገራዊ ፍቕርን ስምዒትን ህዝብና መዝሚዙ ብዘይግሉጽ ጐደና ዝመጸ በሓቲ ስለ ዝኾነ ካብቲ ቅድም ዝሓዞ መስመር ዓመጽ ኣይወጸን። ሓንሳብ ስኑ ምስ ነኸሰ ኣይሰደደን። እቲ ክሕተት ዝግበኦ እምበኣር ህዝቢ ኤርትራ እዩ። “ ቀደምከ እንታይ ርኢኻ ኢኻ ንጉጅለ ህግደፍ ዝኣመንካዮን ሎሚ ሰናይ ከምጸኣልካ እትጽበዮን?” ብዝብል ቃና። ኣነ እውን ህድእ ኢለ ስምዒተይ ኣውሊለ እንተ ሓሰብኩዎስ እቲ ዝበለኒ ገለ ሓቂ ረኺበሉ። እንተኾነ ኣብ ህዝቢ ጌጋ ከም ዘይነበረ ንምርድኡ “ የለን ህዝቢ ኤርትራ ዓሽዩ ዘይኮነስ፡ በቲ ሓደ ወገን ኮንደኾን ከምቲ “ልብን ሳዕርን እንዳሓደረ ይበቁል” ዝበሃል ነቲ ጉጅለ ናብ ቀልቡ ተተመለሰ ዕድል ክህቦ ደልዩ ይኸውን። ብዘይካዚ ኣብቲ ተገዲዱ፡ ዝስለፈሉ፡ እዚ ዘይገብርካ እንዳተባህለ ዝእሰርን ዝርሸንን ዝነበረሉ ግዜ፡ ሕቶን ተቓውሞን እንተ ኣልዒሉ ቃልሲ ምእንቲ ነጻነት ከይኩለፍ’ሞ መፍቶ መግዛእቲ ከይንኸውን ብዝብል ልቢ ኣዕብዩ ክኸውን ይኽእል ኢለዩ። ደሓር ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነንዶ ሽዑ ሎሚ እውን ንጉጅለ ህግደፍ ዘሻቕል ውዳበ ዘይነበሮን ዘየብሉን ምዃኑ ክንርስዕ ኣይግበኣናን ኢለዮ። እንተኾነ መዓልልተይ ነዓይ እውን ከቐይመኒ ስለ ዘይደለየ ደኣ “በል እስኪ ደሓን ይኹነልካ” ኢሉኒ እምበር ውሽጡስ ካልእ እዩ ነይሩ። “ ህዝቢ ኤርትራ እዚ ኩሉ ገጢምዎ ዘሎ መከራ፡ ብሰንኪ ነዚ ሎሚ ናብ ዓዲ ዕንወት ገቢሉ ዘሎ ጉጅለ ብዓንተብኡ ባልህ ኢሉ “እዚ ቃልሲ ናተይ ናይ ህዝቢ እዩ፡ ህዝቢ ድማ ናይ መሬት ነጻነት ጥራይ ዘይኮነስ ፍትሒ፡ ሰላም፡ ልምዓትን ራህዋን እዩ ዝደሊ” ዘይምባሉ እዩ። ኮታ “ህዝቢ ኤርትራ ዝዘርኦ እዩ ዝሓፍስ ዘሎ” ክብል ከም ዝደለየ ተዓዚበዮ።
እንተኾነ ብናይ ካለኦት ኣብ ክንዲ ንህልዊ ምድህሳስን ንመጻኢ ምእማትን ኣብ ዝሓለፈ ክነብሩ ምድላዮም እንዳ ነቐፍኩ ኣብዚ ዝሓለፈ ዛዕባዚ ግዜ ክወስድ ስለ ዘይደለኹ ናብዚ ናይ ሎሚ ሃለዋትና ክመጽእ መሪጸ። እቲ ንጉጅለ ህግደፍ ምቁጽጻር ኣብቲ ቀደምስ ሓሊፉ፡ እቲ ዘሕዝን ድማ ሎሚ’ውን ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ነቲ እዚ ጉጅለ ዝፍጽሞ ዘሎ ሓጥያት ዝምርቕሉ፡ ነቲ ዝረአ ክፋኡ ዘይርእዩ፡ ኣብ ሕልሚ ዝነብሩ ውሱናት ኤርትራውያን ምህላዎምን ኣብኡ ክንዛረብ ከም ዝግበኣናን ኣፍኢመሉ ብኣኡ ድማ ተረዳዲእና። እቶም ብቐጥታ ንጉጅለ ህግደፍ ንምድጋፍ “እንታ ንበረልና” ዝብልዎ፡ ጸገማት ህዝብና ሃዲእካ ንከይዝረበሉ “ንኺድ ጥራይ” ዝዝምሩ፡ ኣብ ናይ ሕልሚ ዓለም ንምንባር “ሎሚ ስራሕ ራህዋ ጽባሕ” ዝጭርሑ እቶም ንፈልጦም ውሱናት ኮይኖም፡ ሎሚሎሚ ቁጽሮም እንዳማሰን፡ ድምጾም ድማ እንዳተሓተ ዝመጽእ ዘሎ እዮም። እቶም ብተዘዋዋሪ ምናልባት እውን ብዘይምስትውዓል ንጉጅለ ህግደፍ ዝሕግዝዎን ዕድመ ዝልምንሉን ዘለዉ ድማ ክቃወምዎ ወሲኖም ኣብቲ ናይ ተቓውሞ መስርዕ ተሰሊፎም ክንሶም፡ ነቲ ናይ ተቓውሞ ሓይሊ ዘየሰስን ምናልባት እውን ዘዳኽም ፍልልያት ከጉልሑ ሒጊግ ዝብሉ እዮም። ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ክንዲ ነቲ ዘሰማማዕካ በቲ ሓደ ወገን፡ ነቲ ዝፈላልያካ ድማ በቲ ሓደ ገጽ ወጊንካን ኣመሓዲርካን ኣብቲ ዘሰማመዓካ ብሓባር ምቅላስ ነቲ ዘሰማማዓካ ረሲዕካን ነቲ ዝፈላልየካ መሊስካ ከተባልሖ ምውዓል ይፈቶ ይጸላእ ንጉጅለ ህግደፍ ዕድመ ካብ ምውሳኽ ሓሊፉ ካልእ ትርጉም ኣይህልዎን። ክትስማዕ እምበር ክትሰምዕ ቅሩብ ዘይምዃን፡ ክትህብ እምበር ክትቅበል ቅሩብ ዘይምዃን፡ ክትነኣድ እምበር ክትንእድ ዘይምድፋር እውን ንህልውና ህግደፍ ሓገዝቲ ምዃኖም ኣይንዘንግዕ።
እዚ ክበሃል እንከሎ ግና እቲ ናብ ውድቀት ስርዓት ህግደፍ ዝወስድ ብናቱ ውሽጣዊ ምዕልባጥ ዝውሰን ዳይናሚካዊ መስርሕ ከቶ ኣይክዕገትን እዩ። እቲ ንሓንሳብ፡ ሃይማኖት፡ ንሓንሳብ ኣውራጃ፡ ንሓንሳብ ድማ ክመሓደር ዝግበኦ ናይ ኣረኣእያ ብዙሕነት ዘይመልክዑ እንዳትሓዝካ ዝፍጠር ኣዕናዊ ፈንጠርጠር ኣስጋኢ ዝኾነሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ንጉጅለ ህግደፍ ካብ ሞት ከየድሕኖ ዘይኮነስ፡ ድሕሪ ውድቀት እዚ ጉጅለ ኣብ ዘሎ መስርሕ እውን ኣሉታዊ ተጽዕኖ ስለ ዝህልዎ እዩ። ምናልባት እውን ናይ ግዜ ጉጅለ ህግደፍ ሕማቕ ታሪኽ ንገዛእ ርእሱ ክደግም ዘተባብዕ ስለ ዝኾነ ካብ ሕጂ ኢና ልብና ኣስፊሕና ሓላፍነት ተሰሚዑና፡ ካብ ናይ ዝገበረኒ ክገብሮ ዘይቅዱስ ህልኽ ወጺእና፡ ካብ ኣተሓሳስባ ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ወጺእና ከነስተብህል ይግበኣና።
26 መስከረም 2014
ኣኼባ ቦሎኛ 2014 ኣኼባኡ ብምድምዳም ናይ ሓይሊ ዕማም መዚዙ ድሕሪ ምብጋሱን ኣብ ዕለት 17.09.14 ንመጀመርያ ጊዜ ብስካይፕ (SKYPE) መራኸቢ ብዙሃን ኣቢሉ ኣዋሃሃድቲ ሓይሊ ዕማም (TASK FORSE) ቦለኛ ፎርም ኣኼብኡ ብምክያድ መደብ ስራሓቱ ተሊሙ።
እዚ ኣኸባ እዚ ብሓጺሩ፡ እቲ ካብ ቦሎኛ ዝተዋህበና መደብ-ዕዮ ብዘይ ውዓል ሕደር ኩነታት ህዝብና ኣብዚ እዋን እዚ ኣድህቦ ዓለም ክረክብ ኣይክእልን ይኽውን፡ ከምኡ እውን ስርዓት ውልቀ መላኺ ድማ እቲ ዓለምና ኣትያቶ ዘላ ቅልውላውን ኣብ ርእሲኡ ጠልጠል ኢሉ ዓቕሉ ከጽብበሉ ጀሚሩ ዝነበረ ኣድህቦ ዓለም ተበሊጹ ግፍዓዊ ስራሓቱ ኣበርቲዑ ንህዝቢ ኣደራዕ የኻዕብቶ ምህላዉ ተገንዚቡ።
እቲ ‘’ሽግር ኤርትራውያን፣ ኤርትራዊ ፍታሕ ’’ ዝብል ቅኑዕ ጭርሑኡ ብዝያዳ ሕጂ ክስርሓሉ ከም ዘለዎ ብምግንዛብ ኣብ ዝቐልጠፈ ማለት ኣብ 28 መስከረም 2014 ንኹሎም ቦለኛ ፎርም ዝተጋብኡ ብምዕዳም ኣብ ዝተበጽሔ መደብ- ዕዮ ተሞርኲሰን፣ እተን ወጺኤን ዘለዋ ናይ ዕማም ሓይልታት ናታተን ስትራተጅካዊ መደብ-ዕዮ (strategical plan) ዘቕረብኦ ውጥን ርእዩ ዘድሊ ምእራምን፣ ለበዋን፣ ክቕስም ተራዳዲኡ።
ኣብዚ ዝመጽእ ኣኼባ ቦለኛ ፎርም: ሐደ መልክዕ ንኽህልዎን ኣጋባብ ምምሕዳሩ ብኸመይ ክከናወንን ህዝባዊ ተሳታፍነቱን ስረታቱን ብኸመይ ይማላእ ዘኣመሰሉ ኮታ ዘድሊ ቅርጻ ከትሕዝ እዩ። በዚ መሰረት፡ መትንታቱ ኣወሃሂዱ እቲ መስርሕ ሓቢርካ ምስራሕ ብስራሕ ኣቢልካ ዝምድናታትን፡ ተኣማንነትን ብምድልዳል ንኹሉ ዘሳትፍ ሰፊሕ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ጽላል ንምምስራት ዓቢ ጻዕርን ስራሕን ዝሓትት ኮይኑ ግደን ጉቡኡን ቦለኛ ፎርም ዕዙዝ ምዃኑ ተራዳዲኡ።
ብድሕሪዚ ንዕለት 15 ጥቕምቲ 2014 ክኣ ኩለን እተን ሓይሊ ዕማማት ተራኺበን እቲ ዘውጽእኦ ስትራተጂካዊ መደብ-ዕዮ ብቦለኛ ካርቱም ምምሕያሻትን መኣረምታን ምሕጽንታን ብጽፉፍ መልክዕ ተቐቢለን ኣብ ጎደና ስራሕ ኣትየን ጉዕዘኤን ብኑጹር ኽጅመራ ተሳማሚዔን።
እዚ ፈለማ ኣኼባ ናይ ኣዋሃሃድቲ ሓይሊ ዕማም(Task Forse) ቱኩርን ህዱኡን ድልየት ስርሓት ዝሓዘለ ኣወንታዊ ኣኼባ እዩ ነይሩ። ኣብ ደገ እውን ዓቢ ትጽቢት ይጽበዮ ከም ዘሎ ተገንዚቡ። ብዘለካ ዓቕምን ጊዜን ብዘይ ምሕላል ኽትሰርሕን፣ ህዝብኻ ተሳታፊ ጥራይ ዘይኮነስ ተዋሳኢ ዝኾነሉ ጊዜን ባይታን እዩ ዘሎ እሞ ኣይንሕመቕ ኢድ ንኢድ ተታሓሒዝና ፣ንኽእል ኢና እወ ንኽእል ፣ ብምባል ንዝመጽእ ቆጸራታቱ ክራኸብ ተሳማሚዑ።
ንስውኣትን፡ ነቶም ብዘይ በደልዎ ገበናት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝበልዩ ዘለዉ የሕዋትን ኣሓትን ዓበይቲ ዓድን ዕለት 18.09.2001 ብምዝካርን ብዓቢኡ ኽኣ ዕለት ወርሒ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ሰውራና ሽግ ናጽነትናን ዘበሰረት ብምዃና ነዛ ተኾሊፋ ዘላ መስርሕ ሓርነት ንምቕጻል ተመባጺዑ ኣኼባኡ ደምዲሙ።
Paltalk Eritrean Harnet Discussion Room
ዕዱም ጋሻ፡- ኣቶ ዶክተር ኣዳነገብረመስቀል ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ
ንዕለት፡- ቀዳም 27-09-2014
ዛዕባ፡- ሃገራዊ ዘተን ዕርቅን መሰረትን ዕላማን ሃገራዊምንቅስቓስ
ሰዓት ፡- 20፡00 ብበርሊን ኣቆጻጽራ
ብደሓን ምጹ
Invites all:-
Guest speaker: Dr. Adane Ghebremeskel
Topic: National dialogue and reconciliation a bsais and objective of a national movement
Date: - Saturday 27-09-2014
Time:- 20:00 Berlin time
02:00 New York
11:00 Vancouver Everyone is welcome
تدعو غرفة حارنت بال للحوار جميع المهتمين بالشأن الوطني الإرتري إلى أمسيتي حوار رصين.
يوم السبت 27-9-2014 ورقة حوارية تحت عنوان: الحوار الوطني والمصالحة الوطنية أساس و هدف حركة وطنية يقدمها السيد كلوبرهان أبراهام تولدي مدهن
يوم الأحد 14-9-2014 يقدمها الدكتور اداني قبرمسكل.
بداية الندوتين ستكون في تمام 8:00 مساءاً بتوقيت برلين و02:00 بتوقيت نيويورك و11:00 بتوقيت فانكفر.
ترحب بجميع الضيوف والمتحاورين من أجل بناء أرضية صلبة للرأي والرأي الآخر.
Manifestation, för minne på Ett Års Sorg - Lampedusa Katastrofen!
Written by SESADU BoardSvensk-eritreansk samarbetsorganisation för demokratiutveckling
Den 3 oktober är, 1 år sedan omkring 360 flyktingar från Eritrea som drunknade i medelhavet vid Italien - Lampedusakusten.
Svensk-eritreansk samarbetsorganisation för demokratiutveckling
Det var det största flyktingkatastrofen som dragit världs uppmärksamhet. Innan dess som inte hade uppmärksammats och efter denna tid också fortsätter flyktingar att drunkna många gånger vid deras flyktväg till Europa via Libyen och andra länder vid Medelhavet.
Manifestation, för minne på Ett Års Sorg - Lampedusa Katastrofen!
Den Svensk - Eritreansk Samarbetsorganisation för Mänskliga rättigheter i samarbete med många civila organisationer kommer att hålla minnes manifestation vid Sergelstorg lördagen den 27 september 2014. I Sverige finns flera flyktingar som har överlevt Lampedusa katastrofen Idag. Bland dem finns Adal som förlurade sin bror och han skriver bok om Lampedusa katastrofen. Vid manifestationen ska delta flera religiösa ledare och politiker samt de som överlevde katastrofen.
Vi ska tända ljus till minne av dem som miste livet i Lampedusa.
Vi skickar denna inbjudan till er att uppvakta minnesstund tillsammans
Datum: Lördagen den 27 september 2014
Tid: 18.30 - 21.30
Plats: Sergelstorg - T- Centralen
Mvh
SESADU
Kontakta: Alazar Hagos 070-7223289 - Yosief Yohannes 070-863 2965
Swedish-Eritrean organization for democracy On October 3, is 1 year since about 360 refugees from Eritrea who drowned in the Mediterranean Sea at the coast of Lampedusa
It was the largest refugee catastrophe which attracted worldwide attention. Prior to that which had not been recognized, and since then also continuing refugees drowning many times during their escape route to Europe via Libya and other Mediterranean countries.
Candlelight vigil for the memory of a year's Grief - Lampedusa disaster
The Swedish - Eritrean Cooperative Organization for Human Rights in cooperation with many civil organizations will hold commemorative evening at Sergel's Square on Saturday 27 September 2014 In Sweden there are many refugees who have survived the catastrophe of Lampedusa today. Among them is Adal who lost his beloved brother, and now he writes book on Lampedusa disaster. At the commemoration will attend several religious leaders and politicians, and those who survived the disaster.
We will light candles in memory of those who lost their lives in Lampedusa. We invite all concerned to participate in this commemoration Date: Saturday, September 27, 2014 Time: 18:30 to 21:30 Location: Sergelstorg - T Center
With best regards,
SESADU Board
Eritreans Discuss in Geneva Ways of Promoting Aims of the UN Commission of Inquiry on Eritrea
Written by EPDP Information OfficeThe objectives of the UN Commission of Inquiry on Eritrea and ways of making its work a success were the main issues discussed at a public meeting in Geneva on Sunday, 21 September, organized by Swiss-Eritrean Youth for Progress and Solidarity (SEYPS) and endorsed by members of Eritrean civic associations and political organizations in Switzerland.
The speakers were Ms Elsa Chyrum, director of the Human Rights Concern-Eritrea (HRC-E) and Ms Veronica Almedom, coordinator of activities of the newly formed SEYPS.
Ms Elsa Chyrum and youthful Veronica Almedom explained that the Inquiry Commission on Eritrea, which was established by the decision of the UN Human Rights Council, last June, aims to investigate and officially document the alleged human rights abuses of the Eritrean regime since its formation 23 years ago.
In her detailed clarifications, Ms Elsa Chyrum listed the abuses that have to be reported by all victims of the regime and their relatives and friends. She urged all sister organizations in the opposition camp to play effective roles in promoting the objectives of the Commission of Inquiry on Eritrea which is designed to report its findings within one year. “This is a rare chance for Eritreans to give a clear picture of their sad situation to the UN and the world at large”, she said invited all concerned to send their stories to the UN Commission of Inquiry or to the newly started HRC-E website on this important subject (WWW.coi-eritrea.orga) . Full text of the presentation made by Ms Elsa Chyrum will be posted in www.harnnet.org as it is obtained.
Ms Veronica Almedom, raised and educated in Switzerland like many in the SEYPS, also made a lively presentation supported by power-point notes identifying the potential targets for Eritreans in Switzerland in their efforts to promote the work of the UN Commission of Inquiry on Eritrea. She stated that 4,823 Eritrean refugees asked asylum in Switzerland between January and August 2014 alone, thus raising the total of recent time Eritrean refugees in Switzerland to 22,674.
The public awareness meeting in Geneva was attended by young refugees and members of civic associations and political organizations, among them EPDP members like the head of the party’s foreign office, Mr. Woldeyesus Ammar, and human rights activists like Dr. Daniel Rezene.
Printed below is a background information from the new HRC-Eritrea website: (WWW.coi-eritrea.org
On the 27th of June, 2014, the UN Human Rights Council established a Commission of Inquiry (COI) on Eritrea to investigate and officially document the systematic violations of human rights in Eritrea.
Background:
Together with other global human rights organizations, Human Rights Concern-Eritrea presented the request to the Human Rights Council to establish a Commission of Inquiry on Eritrea.
Eritrea: HRC Must Establish a Commission of Inquiry
25 June 2014
We the undersigned are writing to call on the UN’s Human Rights Council to establish a Commission of Inquiry on the human rights situation in Eritrea given the ongoing gross and systematic human rights violations being committed by the government of Eritrea against its own people with total impunity, and its continuing policy of non-cooperation with the UN’s human rights mechanisms, including the UN Special Rapporteur on Eritrea.
We believe that the establishment of a Commission of Inquiry is imperative given the human rights violations recorded by the UN Special Rapporteur, as well as those attested to during each of Eritrea’s Universal Periodic Reviews, and in the extensive documentation compiled by NGOs and civil society groups over many years.
A Commission of Inquiry would significantly increase the international exposure and understanding of the situation in Eritrea, giving a voice to the vast numbers of suffering Eritreans, and ensuring that those complicit in these terrible yet hidden crimes are exposed and called to account.
In Eritrea:
· There is no independent judicial process, unions cannot be formed, and political parties cannot be created.
· There is no press freedom and all independent media organisations were closed in 2001 and journalists imprisoned.
· Thousands of Eritreans are detained arbitrarily in inhumane conditions and on the flimsiest of pretexts, suffering routine deprivation, torture and extrajudicial execution.
· There are no universities and young people face compulsory conscription into the military.
· Army conscripts, including the under-aged, endure indefinite terms of service and suffer forced labour in development projects, farms, or the mining sector while receiving a negligible wage.
· Female conscripts endure sexual abuse and harassment from senior army officers, and family members of national service absconders are targeted, extorted or imprisoned.
· There is no religious freedom.
· There are an estimated two to three thousand Christians detained indefinitely in Eritrea without charge or trial, and all are held pending a denial of faith.
· In addition, Eritreans living abroad are obliged to pay 2% tax on all earnings to the authorities.
Eritrea’s continuing refusal to cooperate with the mandate is deeply unfortunate as doing so would indicate a genuine commitment towards improving its human rights record. Instead Eritrea indefinitely delays the implementation of UPR recommendations and persists in excusing its lack of progress by referencing the “no war, no peace” border situation. However, as stated in the recent Pastoral Letter issued by four of Eritrea’s courageous Catholic Bishops, “The true enemy of peace is injustice. Respect for persons, for their dignity and their rights is the corner-stone of peace.”
Thousands of Eritreans continue to flee the country each month, with unknown numbers falling victim to traffickers or suffering privations in detention centers in the Middle East and North Africa. Hundreds more continue to risk their lives crossing deserts and seas in pursuit of sanctuary from an all-encompassing repression.
In light of this situation, we strongly urge the Human Rights Council to adopt by consensus its draft resolution, including the provision for the establishment of a Commission of Inquiry and the renewal of the Special Rapporteur’s mandate.
Action de Development Suiss-Afrique
Action International for Peace and Development
Article 19
Associazione per la Tutela dei Diritti Umani del Popolo Eritreo
Burmese Rohingya Organisation U.K.
Citizens for Democratic Rights in Eritrea
CIVICUS World Alliance for Citizen Participation
Christian Solidarity Worldwide
Conectas Direitos Humanos
CSW Nigeria
East and Horn of Africa Human Rights Defenders Project
Eritrean for Human and Democratic Rights in U.K.
Eritrean Global Solidarity
Eritrean Movement for Democracy and Human Rights
Eritrean Youth Solidarity for Change
Espace Afrique International
Guardavanti: per il futuro dei bambini ONLUS
Habeshia Agency Cooperation for Development
Human Rights Concern – Eritrea
Human Rights House Foundation
Human Rights Without Frontier
Insieme per l’Africa ONLUS
International Committee for the Respect & Application of the African Charter on Human and People’s Rights
International Fellowship of Reconciliation
International Humanist and Ethical Union
Jubilee Campaign USA
Liberi di Credere
OCAPROCE International
Pan African Human Rights Defenders Network
Release Eritrea
Réseau des Défenseur des Droits Humains en Afrique Centrale
Stop National Service Slavery Campaign
UN Watch
ገበናት ህግደፍ ክትምርምር ንዝቖመት ኮሚሽን ብዝምልከት ኣብ ጅኔብ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ
Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤንዕላማታት መርማሪት ኮሚሽን ንምግላጽን ንመደባታ ንምዕዋት እንታይ ክግበር ከም ዘለዎ ንምብራህን፡ ብዕለት 21 መስከረም 2014:ኣብ ከተማ ጅኔቭ ብዙሓት ካብ ግዳያት ህግደፍ እተረኽቡዎ ኣገሳሲ ኣኼባ ተካይዱ። ናይ ሰብኣዊ መሰላት ተጣበቕቲ ዝኾና ኣሓት ኤልሳ ጭሩምን: ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝዓበየት መንእሰይ ቨሮኒካ ኣልመዶምን ነቲ ቀንዲ ኣጀንዳ ኣኼባ ንምብራህ ሰፊሕን ኣገድሳስን መግለጽታት ብትግርኛን ብእንግሊዝን ኣቕሪበን።
እዚ ብመንእሰይ ስዊስ-ኤርትራ ንምዕባለን ሓድነትን (Swiss-Eritrean Youth for Progress and Solidarity - SEYPS) እተጸውዐ ኣኼባ: ብጨንፈር ስዊስ ናይ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራን ካልኦት ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን እተደገፈ ነይሩ።
ኣቕረብቲ መደረ: እቲ ብናይ 27 ሰነ 2014 ኣኼባ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት መንግስታት ዓለም ዝቖመ መርማሪ ኮሚሽን ኤርትራ: ነቲ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፈ 23 ዓመታት ብስርዓት ህግደፍ ተፈጺሙ ንዝብሃል ገበናትን ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላትን ብምሉኡ ንምምርማርን ንምምዝጋብን ከም ዝኾነ ሓቢረን።
እቲ ንህግደፍ ዝምርምር ኮሚሽን ዕድሚኡ ሓደ ዓመት ጥራይ ከምዝኾነን: ነዚ ዕድል እዚ ተጠቒምና ነቲ ተገይሩ ዝብሃል ፓለቲካውን ሰብኣውን ግህሰታት ስርዓት ኤርትራ ንዓለም ከነብርህ ኣበርቲዕና ክንሰርሕ ይግባእ ክብላ ኣሓት ኤልሳን ቨሮኒካን ናብ ኩሉ ተቓላሳይ ፍትሒ ተሪር ጻውዒት ኣቕሪበን።
ግዱሳት ደቂ ሃገር ዘለዎም ሓበረታ ናብ ዝምልከቶም ኣካላት ሕቡራት መንግስታት ይኹን ናብቲ ብሓፍቲ ኤልሳ እትመርሖ ተጣባቒ ማሕበር መሰላት ደቂ ሰብ እተዳለወ ሓዲሽ መርበብ (WWW.coi-eritrea.org) ከመሓላልፉ ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ።
መንእሰይ ቨሮኒካ ኣልመዶም ከም ዝሓበረቶ: ኣብ ዝሓለፈ 9 ኣዋርሕ ጥራይ 4,823 ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ስዊስ ኣትዮም፣ ኣብ ቀረባ ዓመታት ኣብ ስዊስ ዕቝባ ናይ ዝሓተቱ ቊጽሪ ኤርትራውያን ድማ 22,674 በጺሑ ኣሎ። ካብዞም ኣብ ሃገረ ስዊስ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣገዳሲ ሓበረታታት ክርከብ ትጽቢት ኣሎ።
ኣብ ህዝባዊ ኣኼባ ጅኔቭ ሓደስትን ናይ ቀደምን ስደተኛታት፣ ኣብ ወጻኢ እተወልዱ መንእሰይን ኣባላት ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ተረኺቦም ነይሮም። ካብ ተሳተፍቲ ኣኼባ ናይ ሰዲህኤ ናይ ወጻኢ ጒዳያት ሓላፊ ዝኾነ ኣቶ ወልደሱስ ዓማርን፣ ናይ ሰብኣውን ዲሞክራሲያውን መሰላት ተንቀሳቓሲ ዶክቶር ዳኒኤል ረዘነን እውን ይርከብዎም ነይሮም።
EPDP Editorial
The Context
From the get go, in an effort to consolidate his dictatorial regime, Issaias engaged in a scheme of depriving political rights and atomizing the Eritrean society by introducing a series of draconian measures that overtime brought the breakdown of our families and communities, erosion of our values and freedoms, and depletion of our cultural strength and perseverance.
Moreover, in order to ensure the success and continuity of his dictatorial rule in Eritrea, he pursued a divide-and-rule strategy, and consequently over the last two decades steady changes have taken place in our country that gravitated towards separating and creating conflict between the older and younger generation. We know this has benefited nobody, but the regime of Issaias whose survival depends on pushing societal conflicts and divisions to the edge, be it among Eritrean social groups or among Eritrean youth.
In the same vein, the disunity and fracture we witnessed over the last two decades between the different actors in the Eritrean opposition political space has resulted in the loss of trust and confidence in their ability to deliver results, which further contributed to the atomization of the Eritrean society as well as a sense of defeatism and loss of hope in the psyche of Eritrean society. The fact is though these different and seemingly competing actors are in reality interdependent, in that they can neither do without one another nor unilaterally impose their respective preferred solution on others if they are to achieve their respective preferred objectives. It is with this understanding that EPDP has been calling upon the sprouting grass-root movements, Eritrean intellectuals and artists, human rights organizations, religious groups and institutions, and above all the Eritrean youth to extend guarantees not to undermine one another’s vital interest, but to cooperate and support one another’s efforts and coalesce into a “united front” against the dictatorial regime.
Against this backdrop, the Bologna festival 2014 is right on the currency and should be commended for its timely courageous stance. More than anything else, it has attempted to reverse the tide of generational and political differences, which is a positive headway in changing whatever negative perceptions had existed before between the two generations, and/or among the various forces who are engaged in the great battle to uproot the system of tyranny in our country.
Spearheaded and organized by various Eritrean youth groups and joined by a number of political organizations, civil society groups, and individual Eritreans, the Bologna festival of 2014 was a success in that it brought the older and the younger generation together for the first time, it brought new forces, and transcended the division that had seemingly existed between the liberation era generation and the present generation. The festival was also a loud voice and a strong reminder that our country and our people cannot be set free by a single group alone, but by a combined strength and concerted effort of everyone. In essence, the message of the festival was that we must all be (those who advocate for freedom and democracy) the owners of our democratic struggle by rejecting the virtue of uniqueness of one group over another or the act of praising of one generation over another; we must work together and inspire democracy, and ensure the continuity of our country that we love and paid very dearly for it.
The Bologna festival was an eye opener on a number of national issues:
The Shift
By all reasonable measures, the Bologna festival 2014 has registered a shift in attitude, meaning the way we should understand one another; a shift in emphasis, meaning examining the approaches and views we have on the struggle. A shift in our politics, meaning understanding and learning the challenges and complexities of the Eritrean political map and how we address ourselves to the big task in front of us; a shift in the inter-generational communication/relationship, meaning sharing experiences and gaining a spur of positive changes and preparing our present generation to play its role in the establishment and defense of democracy, and continuity of our country, and above all a shift in the trajectory of our current struggle, meaning how we collectively should work towards formulating a comprehensive strategy to defeat the PFDJ dictatorship.
The New Reality
The Eritrean younger generation, without exaggeration, is more sophisticated than many of us think. This generation: values the uniqueness and culture of its older generation, understands building intergenerational bridge that ensures the continuity of the country and its people’s unity for generations to come. This generation, like its predecessors, finally stepped in and began to take ownership of its future not by rejecting its older generation, but by forging ties and sharing experiences, which will greatly benefit our people as well as inspire the struggle for democracy and freedom in our country that would serve our future generations.
Eritrean Women in the Festival
Unlike in the era of liberation for independence, in post independence of our country, Eritrean women’s participation and their role in the country has rapidly diminished under the regime of Issaias. What they achieved and died for during the liberation has been reversed and taken away. On the opposition side, the room for expanding the participation and representation of Eritrean women in the struggle has not been successful; in fact, there has been little effort and focus to date by the majority of Eritrean opposition forces to bring Eritrean women to the fore and make them part of the decision-making in the struggle against the PFDJ regime. The Bologna festival of 2014 has changed that and accommodated a large number of Eritrean women. This is a significant shift on the part of the opposition that amplifies the fundamental role of Eritrean women, as well as a long due recognition that Eritrean women represent half of Eritrea’s population, and that they must be visible in the fight against the evil regime in our country. The youth in particular and the opposition in general must continue to open the field for Eritrean women in a manner that the Eritrean women can assert their role for their political rights and civil rights, women’s rights, and equality in post PFDJ Eritrea.
The Declaration of the Festival
The Bologna festival has presented a wide range of central issues, covering the opposition strategies, the basis for forging unity among the Eritrean opposition forces/groups, the role of Eritrean women, and the unanimous endorsement of the May 2014 ‘Pretoria declaration and Bologna 2013”, and others. All the projects, the wealth of presentations/coverage of the state of affairs of our country that we have witnessed in the festival, as well as the incisive analysis and researches that resulted in a road map formulation are a groundbreaking shift in our struggle. In addition, the adoption of policies on how to follow up and implement the road map is another positive that indicates that this time we mean business. EPDP believes, now more than ever, the drive for change among Eritrean people is high. Hence, what we do next is very critical in that it could either further strengthen our struggle for democracy or not. Our option is to aim higher because as a country we are in much deeper crisis than most us recognize.
Conclusion
It is important to remember that no single gathering will change the suffering of our people, though gathering is crucial and a starting point. In addition, EPDP understands from 20 years of experience that resolutions/declarations hardly prevail by themselves. But we have begun somewhere. The Bologna festival has articulated ideas, strategies, and visions that we think will accomplish the job - to get rid of the brutality and repression in our country. The big question is, unlike in the past two decades, are we ready this time to follow suit and translate our visions and ideas into concrete actions. EPDP believes that we cannot afford to pay witness to our repeated losing any longer; it is of no use articulating the evils of the PFDJ, and losing the battle all together. Bologna gathering must address such a fundamental recurring failings by wielding the will, determination, and commitment to achieving what was agreed in the festival, the road map. EPDP is determined to play its part.
More...
ብመሓመድ ብርሃን ብላታ
22/09/2014
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ መዓልቲ ንዝኽሪ መበል13 ዓመት
ፖሎቲካውያን እሱራትና እቶም ብውሳኔ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኣስመራ ብዘይ ብቑዕን ቅቡልን ምኽንያት ብዘይ ሕጋዊ ፍርዲ ኣብ ቀይዲ ከእትዎም ዝጀመሩሉ ዕለት ስለዝኾነ፡ በዚ ኣጋጣሚ'ዚ ኣብ ሃገራውን ሰውራውን ዝተሞርኮሰ ንቃልሶምን ተወፋይነቶምን ብልዑል ሕልናዊ ስምዒት እንዳዘከርና፡ ነቲ ንሶም ሕቶ ኣልዒሎም፡ ምእንትኡ ዝተኣስርሉ ቀንድን ኣገዳስን ሃገራዊ ዕማም ንምዕዋቱ ኣሰሮም ተኸቲላና ብልዑል ሃገራዊ ሕልና ንምቅላስ ክኸውን ከሎ እቲ ቀንዲ ዕላማ፡ ነዚ ኣብ ግምት ኣእትዮም እዚ ናይ ሎሚ መዕልቲ ሰሚናር ዘዳለዉ ሓቦኛታት ኤርትራዊያን መንእሰያት ክብ ዝበለ ምስጋናይን ኣድንቖተይን ብሽመይን ብሽም ኩሎም ፖሎቲካዊያን እሱራትና ዓቢ ምስጋንይ የቕርብ።
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ በዚ ኣጋጠሚ ናይ ሎሚ መዓልቲ ንፖሎቲካውያን እሱራትና ክንዝክር ከሎና፡ እቲ ንሶም ምእንታኡ ዝተኣስርሉ ንክንፈትሖን ክንዕወተሉን ኣዝዩ ኣሸጊሩና ዘሎ ዓቢ ሃገራዊ ህመት ንኹልና ብሓባር እዩ ዝምልከተና፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሕቶ ምርግጋጽ መሬታዊ ናጽነትን ልዕላውነት ሃገርን ወላእኳ እንተ ተዓውተ፡ ንምርግጋጽ ዜጋዊ ሓርነታዊ መሰልን ማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምብጻሕ ግን ጌና ኣብ መስርሕ ቃልሲ ኢዩ ዝርከብ።
ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብ ዘርኣዮ ናይ ሰላሳ ዓመት ተባዕ ቃልሱ ኣዝዩ ፍሉይን እምብዛ ዘኹርዕን ዘሕብንን ክኸውን ከሎ፡ ኣብ ፓሎቲካዊ ተመኩሮኡ ዝተሞርኮሰ ብከቢድ መስዋእቲ ብሉጻት ደቁ ከፊሉ ኣብ 1991 ናጽነት ክጓናጸፍ፡ ኣብ 1993 ብረፈረንዱም ኣቢሉ ልኡላውነት ሃገር ክረጋገጽ ከሎ፡ ኣብ 1994 ናይቲ በብእዋኑ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ዝካየድ ዝነበረ ብሓፍሽኡ ናይ ሰውራና ጉባኤታት መቐጺልትኡ ኣብ ናቕፋ ሳልሳይ ወድባዊ ጉባኤ ተኻይዱ ውጽኢቱ ዘኹርዕን ዘሕብንን ዝመስል ዝነበረ፡ ማለት ኣብ ንጹር ራኢ ዝተሞርኮሰ ብደሞክራሲያዊ ኣገባብ ሃገራዊ ባይቶ (ሓጋጊ ኣካል) ክመርጽ ከሎ ቀንዲ ሓላፍነት ዝወሰደሎም ዛዕባታት እንተ ነይሮም ህዝቢ ዝተቐበሎ ቅዋም ክዳሎ ብመሰረት ቅዋም ከኣ ብዙሕነት ሰልፊ ክህሉ ነጻ ፕረስ ክስረሓሉ ዶሞክራውን ማሕበራዊ ፍትሕን ዝነግሰሉ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ልምዓትን ዕብየት ሃገርን ዝሳተፈሉ ዝብል ንጹር ራእይ ምንባሩ ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ዘኹርዕ እኳ እንተ ነበረ ይኹን'ምበር ኩሉ እቲ ዘካየዶ ቃልሲ ውጽኢቱ ንረብሓ እቲ ዝተቓለሰ ሰፊሕ ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ ክትግበር ዘይምኽኣሉ ኣዝዩ ዘሕዝን ዘሕፍርን ክይኑ እቶም ናብኡ ከብጽሑ ዝኸኣሉ ቀንዲ ጠንቅታትን ዕንቅፋታትን ክንገልጾም ኣንተ ዅና ኸኣ ማለት፡-
1. ብመሰርት ውሳኔ ጉባኤ ናቕፋ ንውሳኔኡ ንምትግባር፡ ምህራት ናይ ሕጊ ሰብ ሞያን ኣብዚ መዳይ'ዚ ሃብታም ተሞኩሮ ዝነብሮም ብውፍያት ኤርትራውያን ተጋደልትን ካልኦትን፡ ኮሚሽን ቅዋም ቆይሙ፡ ኣብ ተሞኩሮታት ናይ ዝተፋላለያ ሃገራት ዝተሞርኮሰ ድህሰሳን ገይሩ ሰነዳት ተወኪሱ ድሕሪ እኹል መጽናዕቲ ምግባር ናብ ህዝቢ ወሪዱ ዳርጋ ልዕሊ ክልተ ዓመት ዝውሰደ መስርሕ ቁዋም፡ ብህዝቢ ርጡብ ክትዕ ተኻይዱ ኣብ ርእይቶኡን ሓቀኛ ድልየቱን ዝተሞርኮሰ ተጻፊፉ ተዳልዩ፡ ከም መሰጋገሪ ቅዋም ዝበዝሐ ህዝቢ ብነጻ ድልየቱ ዝተቐበሎ ከምቲ ዝድለ ኣብ ባይታ ንኽትግበር ኣብ ኣዳራሽ ምምሓዳር ከተማ ኣስመራ ኣብ መወዳእታ ናይ 1996 ኩሎም ኣባላት ባይቶ ሃገርን፡ መራሕቲ ሃይማኖትን ዲፕሎማሴኛታትን ዓበይቲ ዓድን ዝተረኽብሉ ዓቢ ጽምብል ተኻይዱ፡ ብኮምሽን ዝተዳለወ ቅዋም ንኽትግበር እቲ ሰነድ ናብ ኢድ ፕራሲደንት እሰያስ ተረኪቡ።
2. ካብቲ ግዜ'ቲ ብዘይ ንጹር ምኽንያት እቲ ተጀሙሩ ዝነበረ ናብ ራብዓይ ጉባኤ ዘብጽሕ ምድላዋት ኣደስኪሉዎ፡ ነዚ ዕመም'ዚ ንምስልሳል ቆይመን ዝነበራ ዝተፋላለያ ኮሚቲታት ውን ብውልቃዊ ውሳኔኡ ደው ኣቢሉወን።
3. ኣብ ኩሉ ኣርባዕተ ውርሒ ናይ ማእከላይ ሽማግለ ሃዝባዊ ግምባር፡ ኣብ ኩሉ ሹዱሽተ ወርሒ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ክካይድ ዝነበሮ ስሩዕ ኣኼባ ውን ደው ኣቢሉዎ፡
4. ዓበይትን ተኣፈፍትን ንሃገር ዝምልከቱ ጉዳያት ብዘይ ኣፍልጦ ሃገራዊ ባይቶ፡ ከም ንዑኡ ዝመስሎ ውሳኔታት ክወስድ ምጅማሩ፡
5. ብዘይ ኣፍልጦ ሓጋግን፡ ፈራድን ፈጻምን ኣካል ንገለ ናብ ዝተፋለለዩ ዝለዓሉ ጽፍሕታት ክምድብን፡ ንገለ ከደስክልን ንገለ ክኣስርን ውን ብቐጻሊ ወልቃዊ ውሳኔኡ ይወስድ ምንባሩ፡
6. ኣብመጎ ኤርትራን ኢትዮጽያን ዘይተደልየ ሃንደበታዊ ኲናት ዝተወለዐ ንምግጣሙ ይኹን ምእላዩ ሃገራዊ ባይቶ ሓላፍነት ክወስደሉ ዝግባእ ነዚ ግምት ከይህበ ንህጹጽ ስሩዕን ኣኼባ ከይጸወዐ ብውልቁ ንህልዊን ኣስጋእን ኩነታት ግምት ከይሃበ ዘይተጸንዑ ቁልጡ ውሳኔታት ምውሳዱ፡ እሞ ኣንፈቶም ንሃገር ናብ ሓደጋ ዘውድቑ ምንባሮም፡ ነዞም ዝተጠቕሱ ዓበይትን ተኣፈፍትን ጉዳይት ንምርኣይ ገለ ካብ ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ህዝባዊ ግንባር ነዚ ዘስተባሃሉ ተማያይጦም እቲ ግዜኡ ሓሊፉ ዝነበረ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ሽማግለን ሃገራዊ ባይቶምን ነቶም ተቐልቂሎም ዝነበሩ ሓደሽቲ ዘስግኡ ኩነታት ብዕቱብ ተራእዮም ተገምጊሞም ነቶም ኣሉታዊ ሸነኻት ኣሊኻ ናብ ኣወንታውን ኣድምዕን ንምቕያሮም ምእንቲ እዮም ኣቶም ንልዕሊ 25 ዓመት ላዕለዋይ ጽፍሒ ሒዞም ተቓሊሶም ዘቃለሱ ገዳም ተጋደልቲ ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ፈርመኦም ኣንቢሮም ንኣኼባ ምሕታት ከም ኣባላት ባይቶ ንኽሓቱ ሕጊ ዘፍቅዶ መሰለሎም ምኻኑ ኣይሰሓትን።
ውጽኢቱ ግን ኣብ ክንዲ ነቲ ጠለብ ግምት ተዋሂብዎ ምእንቲ ድሕነት ሃገር ኣወንታዊ መልሲ ዝወሃቦ፡ ነቲ ሰፊሕ ህዝቢ ዝጽበዮ ዝነበረ ኣወንታዊ መልሲ ገዲፉ ብውልቃዊ ውሳኔኡ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣባላት ማእከላይ ሽማግለን ካልኦት ገዳይም ውፍያት ኣብ ቀዳምይ ደረጃ ዝስርዑ ካድራትን ናይ ማእሰርቲ ስጉምቲ ክወስድ ምጅማሩ ክሳብ ሕጂ ውን ይቕጽሎ ምህላዉ ነዚ ናይሎሚ መዓልቲ ንምዝካር ተኣከብናሉ ዘሎና መብል 13 ዓመት ዘብርሆን ዘረጋግጾን ሓቂ እዩ።
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፡ ኣብ ዓለምና ኣብ ዝተፋላለዩ እዋን ብዙሓት ውልቀ መለኽቲ ተራእዮም ኣዮም እዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ንደርጋ 25 ዓመት ክጋደል ዝጸንሐ ሎሚ እቲ ሓቀኛ ባህርያቱ ተቐሊዑ ሓደ ካብቶም ግናያት ናይ'ዚ ዘሎናዮ ዘመን ዝኸፍአ ውልቀ መላኺ ከም ዝኾነ እዚ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘውርዶ ዘሎ ንክትገልጾ ዘጸግም ግፍዕታት ባዕሉ ዘብርሆ ሓቂ'ዩ፡ እምበኣር ነዚኦም ኣብ ግምት ኣእቲና ካብኣቶም ክንመሃረሉ ንኽእል እንተሃልዮም፡ ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ናይ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝብታት ዓለምና መዳርግቲ ዘይብሎም ብኣወንታ ዝግለጹ ተሞኩሮታትን ዓወታትን፡ ከም ዘለዉ ኣይሰሓትን ፡ ይኹን እምበር ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣዝዩ ዝተሓላለኸን ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለሉ ሰውራ ኣካይዱ ሃገር ወኒኑ መንግስቲ ወላኳ እንተኣቖመ ናይ መጻኢ ዕድላቱ ጽልግልግ ዝበለ ዘደናግር መታን ከይከውን ዋሕስ ክንገብረሉ ዝግባእ ዋንነት ስልጣን ንረብሓ ሰፊሕ ህዝቢ ኤርትራ ጌና ክንበጽሖ ስለ ዘይከኣልና፡ ሎሚ ኢርትራ ኣብ እዝዮም ግናያት ዝኾኑ ንኽትገልጾም ዘጸግሙ ኣእዳው ውሑዳት ደቂ ሃገር ኢና በሃልቲ ውልቀሰባት ወዲቓ ትሳቐ ምህላዋ ንኹልና ብሩህ እዩ። እዚ እዩ እቲ ጌና ዘይተዓወትናሉ መዳያት ክበሃል ዝከኣል። ናይዚ ዝተጠቕሰ ዘይምዕዋት ከም ሳዕቤናቱ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ እዋን’ዚ ከቢድ ዋጋታት ይኸፍል ከም ዘሎ ኩሉ ዝፈልጦን ዝሻቐለሉ ዘሎን ሓቂ እዩ ከም ውጽኢት ናይ’ዚ ተግባር’ዚ ኸኣ እዚ ንርእዮን ንሰምዖን ዘሎና መብዛሕተኦም ናይ ኣብ ከባቢ ናጽነት ዝተወልዱ መንእሰያት ዜጋታትና ካብቲ ናይ ዝሓለፉ ባዕዳዊያን ጸላእትና ዝኽፍአ፡ ብምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ዝወርዶም ዘሎ ግፍዕን እከይ ተግባራትን ሂወትቶም ከድሕኑ ክብሉ ተገዲዶም ዝወስድዎ ዘሎዉ ስጉምቲ ኣብ ጉዕዞኦም ዝጓነፎም ዘሎ ካብ ኩሉና ክውል ኣይኮነን፡ ነዚ ክንርእን ክንስምዕን ከሎና ከምሰባት እንታይ ዓይነት ሕልና ክህልወና ይግባእ ንዝብል ሕቶ ኩልና ደቂ ሃገር ሻቕሎት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ሕልና ዝተሞርኮሰ ዘላቒ ፍታሕ ከነናዲየሉ ዝጽበየና ዘሎ ዓቢ ሃገራዊ ዕማም ከም ዝኾነ ንኹሉና ብሩህ እዩ።
እምበኣር ነዚ ኣብ ግምት ኣእቲና ሕድገታት ጌርና ንሃገር ቀዳምነት ሂብና ኣብ ድልዱል ሓድነት ሃዝቢ ዝተሞርኮሰ ሓድሽ ማሕበራዊ ሰውራ ንምህናጽ ሰላምን ፍትሕን ራህዋን ዝሰፈና ሃገርን ሕብረተሰብን ንኽንከውን ብተግባር ክንብገስን ክንቃለስን ይግባኣና፡ እዚ ሕጂ ከነካይዶ ዝግበኣና ማሕበራዊ ሰውራ ኣገዳስነቱ ካብቲ ኣብ ኣዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ዘሰላሰልናዮ ቃልሲ ዝንእስ ኣይኮነን ብኣንጻሩ ከምዚ ንርእዮን ንዕዘቦን ዘሎና ዝተሓላለኹን ኣዝዮም ከበድቲ ብድሆታት ከጋጥሙና እዮም። ንሕብረተሰብ ኤርትራ ጉዳይ ምርግጋጽ ሰላምን ራህዋን ምዕሩይ ዝኾነ ቁጠባዊ ኣተዕዳድላን ከምኡ ዉን ንማሕበራዊ ኣገልግሎት ዝምልከት፡ ማዕረ ዕዳላ ምርግጋጽ ሰብኣውን ዲሞክራሲያውን መሰላት ዝተማልአ ተሳትፎ ኣብ ምውሳን ጉዕዞ ሃገሩን ምምሕያሽ ነገራውን መንፈሳውን ባህላውን ድልየታቱን ጠለባቱን ብዝተሓተ ደረጃ ዝረጋገጸሉ ህመት እንተዘይ ፈጢርናሉ ኤርትራ ንውሉድ ወሎዶ ወትሩ ኣብ ናይ ጽልግልግ ጎደና ሓደጋታት ዝተሰጥሐት ኮይና ክትርፍ ማለት፡ ንዓና ነቶም ንነዊሕ ዝተቓለስና ዓቢ ታሪኻዊ ሓላፍነት ኮይኑ መልሲ ክንረኽበሉ ዝብደሃና ዘሎ ግዙፍ ሓገራዊ ህመት ከምዝኾነ ውን ኣይሰሓትን።
ዝኺበርኩምን ዝኸበክንን፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብመላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ ተቓባልነት ከምዘይብሉ እዚ ናይ መንእሰያት ክሳብ ትሕቲ ዕድመ ከይተረፉ ብኣሻሓት ገዲፎሞ ናብ ስግር ዶብ ዝጓዕዙ ዘሎዉ ብቑዕ ምስክር እዩ፡ እሞኸደኣ ስለምንታይ ዕድመ ናይዚ ሽፍታ መንግስቲ ነዊሑ ንዝብል ሕቶ፡ ብርእይቶይ፡ ስለስተ ረቛሒታት ክጥቀሱ ይኻሉ፡-
1 ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ይኹን ህዝቢ ብዝተጸንዐን ዝተወደበን ሓያል ናይ ተቓውሞ ስርርዕ ዛጊት ዘይ ምህላው፡
2 ኣብ ዲያስፖራ ዝርከብ ሓይልታት ተቓውሞ ኣብ ክንዲ ትርጉም ዘብሉ ብኣሉታ ዝግለጽ ናይ ውድባት ምርባሕ ደምበ ኮይኑ ኮለል ዝብል፡ ንጹር ራኢ ሃልዩዎ ሓድነቱ ኣደልዲሉን ኣረጋጊጹን ሓያል ግንባር ፈጢሩ ክቃለስ ዘይምኽኣሉ፡
3 ማሕበረሰብ ዓለም ብውድቡን ሕግታቱን ኣቢሉ ኣብልዒ'ዚ ሽፍታ መንግስቲ ምስ'ቲ ዝረአ ዘሎ ንሕግታት ዓለም ዝጻረር ምግሃስ ሰብእዊ መሰልን እንዳረኣየ ዝኾነ ጸቕጢ ከይገበረ ትም ኢሉ ምርኣዩ፡
4 ብመሰረት ስምምዕ ኣልጅሪ ዶብ ተሓንጺጹ ከብቅዕ ክሳብ ሕጂ ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ብዘይ ብቑዕ ምኽንያት ደስኪሉ ምህላዉ፡ ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ጉዳያት እዮም ንዕኡ ኣሻዲኖም ምልካውነቱ ክናዋሕ ኣኽኢሎሞ ዘሎዉ።
እዚ ክብል ከሎኹ ካብ እንውንኖ ሃብታም ተመኩሮን ናይ ነዊሕ ቃልስናን ከምኡ ውን ብቐረባ ናይ ጎረባብትና መንግስትታን ሕብረተሰባትን፡ ሃገራት ዓለምና ዝሓለፍኦን ዘጋጠመንን ዘሎ ዝተሓላለኸ ሽግራተን ብምርኣይን ምንቃልን እቲ ሓደጋታት ንዓና ውን ኣብ ቅድሜና ተገቲሮም ዝብድሁና ዘሎዉ፡ ኣብ ንራብሓ ህዝቢ ዘይምልከት ህውታታ ንኾልል ከይንህሉ ኣዝዩ ዘስክፍ እዩ። ወትሩ ኣብ ግዝየን ዝተፋላለዩ ኩነታት ዝቀያየሩ ወድዓውን ባዕላውን ተርእዮታት ክቕልቀሉ ይኽእሉ እዮም፡ ነዚኦም ከምዚ ብሽም ተቓውሞ ዝረአ ዘሎ ኣብ ምውዳቕ ስርዓት ህግደፍ ክሕግዙና ዘይከኣሉ ጸቢብ ኣተሓሳስባ እሞ ንታሪኽን ቃልሲ ሰፊሕ ህዝብና ዘይውክል፡ ብሽም ዶሞክራሲ ናይ ወገሐ ጸብሐ ናይ ውድባት ምርባሕን ምምቕቓልን ከዕውተና ስለ ዘይከኣሉ ብሃገራዊ ሕልና ብዑምቀት ፈሊጥና፡ ንጹር ራእይን ሃልዩና ቃልስና ኣመዓራሪና፡ ኣብኡ ዝተሞርኮሰ ድልየትን ሕልምን እንተዘይብልና ነቲ ብሕልናናን ኣካልናን ንሓስቦ ዘሎና ሃገራዊ ስትራተጂካዊ መደባትና ክንበጽሖን ከነዐውቶን ከምዘይበቓዕና እዚ ዝረአ ዘሎ ኩኑታት ተቓውሞና ብቑዕ ምስክርነት እዩ።
እምበኣር ነዞም ኩሉም ዝተጠቕሱ ኣብ ግምት ኣእቲና ብሓድሽ ቅዲ ክንብገስ ናይ ዝሓልፈን ህልውን ብቑዕ ገምጋም ክንገብር ካብኡ ተበጊስና ኣብ ንጹር ሃገራዊ ራኢ ዝተሞርኮሰ ሓያል ግንባር ክንፈጥር መድረኽ ይሓተና ከም ዘሎ ኣይሰሓትን ብፍላይ ንመንእሰይ ኣብ መሪሕ ግዴኡ ዝተሞርኮሰ ኣወንታውን ኣድማዕን ተረኡ መታን ክጻወት ካብ እንውንኖ ሃብታም ተሞኩሮና ተበጊስና ነተባብዓዮም ንሓግዞም ክብል ከሎኹ ህልዊ መንእሰይ ከኣ ናቱ ተበጉሶ ውሲዱ ሓድነቱ ኣደልዲሉ ናይ ለውጢ ሰውራ ከካይድ ግዜኡ እዩ እንዳበልኩ ሓሳበይ ቅድሚ ምድምዳም ኩሎም ፖሎቲካውያን እሱራትና ሓብርቲ ጽንዓትናን ቃልስናን እዮም ኣስሮም ተኸቲልና ጉዕዞ ቃልስና ክንቅጽሎ ኢና።
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና፡
ዝተማልአ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ።
መሓመድ ብርሃን ብላታ።
في بيانه الذي أدان فيه انتهاك ارتريا لحقوق الانسان أحيى الاتحاد الاوربي ذكرى اعتقال الصحفي السويدي ارتري الأصل/ داويت إساق المعتقل في ارتريا منذ 2001م. وأعرب البيان عن قلق الاتحاد البالغ إزاء استمرار ارتريا في انتهاكاتها لحقوق الانسان، وخص البيان بالذكر الانتهاكات المتعلقة بالحريات الأساسية كحرية الرأي والضمير والاعتقاد.
من جهةٍ أخرى دعا البيان الحكومة الارترية بالإفراج الفوري أو محاكمة السجناء السياسيين من كبار مسئولي النظام والصحفيين بما فيهم إساق والذين يقبعون وراء القضبان لسنوات عديدة دون توجيه تهمة أو تقديم للمحاكمة.
حزب الشعب الديمقراطي يهنئ الحزب الاشتراكي الديمقراطي السويدي بفوزه في الانتخابات
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريبعث حزب الشعب الديمقراطي الارتري برسالة تهنئة للسيد/ إستيفن لوفن رئيس الحزب الاشتراكي الديمقراطي السويدي بمناسبة فوزه في الانتخابات السويدية مؤخراً. هذا ويجري الحزب الآن المشاورات مع القوى السياسية المقاربة له برامجياً لكي يكون حكومته الائتلافية.
في رسالته لرئيس الحزب الصديق والمرشح الآن لرئاسة الحكومة السويدية الجديدة أكد الأخ/ منقستئاب أسمروم رئيس حزب الشعب الديمقراطي الارتري أنه علي ثقة بأن الحزب السويدي العريق الذي حقق علي مدى ثمانين عاماً أضخم الإنجازات علي كافة الأصعدة بإمكانه اليوم أيضاً أن يسجل المزيد من الإنجازات الكمية والنوعية.
تضمنت رسالة حزبنا شرحاً وافياً للوضع الارتري الداخلي المنهار، وأن ذلك يستدعي أن تقف كل الجهات الصديقة للشعب الارتري مع القوى المدنية والسياسية المعارضة للنظام القائم في ارتريا وتمنحها الدعم الذي كان مسخراً للتنمية في ارتريا والذي تم تجميده بسبب السياسات الخرقاء للنظام الدكتاتوري في اسمرا.
في الصورة السيد/ لوفن يتلقى تنويراً حول الأوضاع في ارتريا من
رئيس وفد حزبنا السيد/ ولد يسوس عمار مسئول خارجية الحزب في أحد مؤتمرات الحزب السويدي الصديق
في الرسالة شكر أسمروم للحزب الصديق اتخاذه في مؤتمره رقم ( 37 ) قرارين هامين يتعلقان بقضايا الشعب الارتري، ألا وهما حرمان نظام الهقدف في اسمرا من الضرائب والأتاوات التي ظل يفرضها علي الارتريين من أصلٍ سويدي وتقديم كل الدعم والمؤازرة للقوى البديلة للنظام من القوى المدنية الديمقراطية المعارضة.
يجدر بالذكر أن وفد حزبنا لملتقى تحالف الأحزاب التقدمية العالمي الذي عقد بالعاصمة السويدية/ إستوكهولم في أكتوبر 2013م كان قد التقى بكلٍّ من رئيس الحزب لوفن ومسئول خارجيته السيدة آن ليند، حيث تعهد الوفد السويدي بتقديم كل الدعم الممكن للنضال الارتري من أجل الديمقراطية والعدالة الاجتماعية.
فرع فرانكفورت وضواحيها يحيي ذكرى سبتمبر
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريأحيت قواعد فرع حزب الشعب الديمقراطي الارتري بفرانكفورت الألمانية وضواحيها ذكرى سبتمبر 1961م، ذكرى انطلاقة الكفاح الارتري التحرري المسلح، أحيتها بعقد اجتماع حضره وشارك فيه كلٌّ من الأخ/ منقستئاب أسمروم رئيس الحزب وعدد من أعضاء المجلس المركزي للحزب.
بعد الترحيب بالحضور قدم السيد/ حجي صالح سعيد رئيس الفرع السيد/ منقستئاب أسمروم رئيس الحزب لكي يتحدث عن المناسبة الوطنية التاريخية التي كانت موضوع الحديث في ذلك الاجتماع.
قدم أسمروم التهنئة المزدوجة للشعب الارتري بمناسبة الفاتح من سبتمبر كيوم يؤرخ لبداية انطلاق الكفاح الارتري التحرري المسلح ومن ناحية أخرى باعتبار ذات اليوم بداية للسنة الجئزية الجديدة وهي المناسبة التي يحتفل بها قطاع كبير جداً من الشعب الارتري.
عن انطلاقة النضال الارتري قال اسمروم إن الثورة التحررية التي تأسست بقيادة البطل الشهيد/ عواتي وبضعة أشخاص من رفاقه الأشاوس عزفت وتراً وطنياً حساساً في قلوب الشعب الارتري لذا سرعان ما انتشر تأثيرها في كافة أنحاء ارتريا، فعمَّــتْ خلال 13 – 15 عاماً كل أرياف منطقة المنخفضات وصعدت الي مرتفعات ارتريا وحصرت الجيش الاثيوبي الاستعماري في عدد من المدن الكبرى والهامة كالعاصمة والمواني.
أضاف أسمروم أن مطالب شعبنا الأساسية تتمثل في الحرية، الأمن، العدل والاستقرار. ومن أجل هذه المطالب الانسانية السامية قدم شعبنا عشرات الألوف من الشهداء والمعاقين ومئات الآلاف من اللاجئين والمشردين، ولا يخلو اليوم بيتٌ ارتري إلا وله شهيد أو معاق أو لاجئ ومشرد عن دياره مكرهاً.
وبتراكم نضالات جميع قطاعات الشعب الارتري استطاع شعبنا أن يحرر بلاده من الوجود الاستعماري في مايو 1991م، هذه الذكرى تبعث لدينا مشاعر وأحاسيس مزدوجة، شعور بالفرح نابع من ارتياحنا وسرورنا لتحرير بلادنا من براثن الاستعمار البغيض، وشعور بالحزن وخيبة الأمل أمام ما حل محل المستعمر الأجنبي من عصابة دكتاتورية تذيق شعبنا شتى أنواع المعاناة في الداخل والخارج. وحضور هذا الاجتماع من الشباب بالذات مثال حي من ضحايا تلك المعاناة وأضاف يقول موجهاً حديثه للشباب: إن نضالنا التحرري كان من أجل أن تسعدوا أنتم أيها الشباب وتنعموا بالعيش أعزاء كراماً في بلادكم لا أن تـُــهانوا وتـُــشرَّدُوا وتفنوا زهرة أعماركم مشردين متفرقين في أصقاع العالم تعانون كل صنوف المعاناة والقهر. لذلك علينا جميعاً التعاون والتكاتف من أجل اجتثاث نظام الهقدف الذي صنع كل هذه المعاناة لجميع أفراد الشعب وبخاصة الشباب.
وواصل حديثه للشباب قائلاً: إن الجيل المتقدم قد أدى رسالته وهو اليوم في خريف العمر، لذا علي جيل اليوم، أي الشباب، المحافظة علي السيادة الوطنية التي تحققت بفضل نضالات الأجيال السابقة وإرساء النظام الديمقراطي الدستوري الذي يوطد السلم والأمن والاستقرار ويحقق العدالة والرخاء. علماً أن مثل هذه المناسبات التاريخية الهامة يجب أن تكون مناسبةً لتجديد العهد للتصدي لقضايا الديمقراطية والشعب والوطن.
بعد ذلك تم تنبيه الحضور الي ضرورة المشاركة في التظاهرة الوطنية التي ستجرى في الثاني من اكتوبر 2014م الذكرى الأولى لمأساة لامبيدوزا والحرص علي إنجاحها بحشد أكبر عدد لها.
في الختام طرحت شؤون الفرع من تنبيهات وتعليمات بواسطة السيدة/ فيبن قديوون مسئولة الشؤون التنظيمية للفرع واختتم الاجتماع أعماله بالوقوف دقيقة حداد علي أرواح الشهداء.