ሰንበት 9 ሓምለ 2017 ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ሓው መንግስተኣብ  ኣስመሮም ሓፈሻዊ ኣኼባ ኣባላት ሰልፊ ሰሜን ኣሜሪካ  ብቴለ-ኮንፈረንስ ኣካይዱ። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ቀዳም 8 ሓምለ ኣብ ስያትል ዘካየዶ ዕዉት ናይ ህዝቢ ኣኼባ ድሕሪ ምግላጽ፡ ሓፈሻዊ ኩነታት ሰልፊ ብዝርዝር ኣብሪሁ።

ኣብ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ተበጺሑ ዘሎ ምዕብልናታት ብዘርዝር ድሕሪ ምብራህ  ምቛም ናይ ትሽዓተ ዝኣባላታ ናብ ህጹጹ ጉባኤ ዞባ  እተብጽሕ ሽማግለ ሓቢሩ። ካብ ኣባላት ንዝቐረበሉ ሕቶታት ንጹርን ኣዕጋቢን መልስታት ሂቡሉ።

ኣስናዳኢት ሽማግለ ብወገና ሰኑይ 10 ሓምለ ፈላሚ ኣኼባኣ ብምክያድ ነብሳ ኣብ ሰለስተ ሽማግለታት ብኸምዚ ዝስዕብ ሰሪዓ።  

1)    ናይ ዉደባን ጎሽጓሽን

2)   ናይ ዜናን ዲፕሎማሲን

3)   ናይ ማሕበራውን ቁጠባውን

ንኡሳን ሽማግለታት ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ንምድንፋዕን ተራኡ ንምዕዛዝን ኣብ ስራሕ ተዋፊረን ይርከባ።

ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

 

12 ሓምለ 2017

ነቲ ቀንዲ ዘምጻኣኒ ሓሳብ ዝድግፍ ኣብነት ብምቕዳም ክጅምር፡  ሓደ ግዜ ኣብ ብራስል ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዚወዓልናሉ ሓደ ኣባል ፓርላማ ከምዚ በለና--------``ኣብ ኤውራጳ ክትዕወቱ እንተደሊኹም ኣብ ዘዘለኹምዎ ዓዲ ነቲ ህዝቢ ኣብ ጎንኹም ኪከውን ከተረድእዎን ክትከስብዎን ኣለኩም፡ ምኽንያቱ ኸኣ ዝኾነ ውሳኔ ብድምጺ ናይ ህዝቢ ስለዝኸውን ህዝቢ ኣብ ጎንኹም ኣምጽእዎ በለና። ---- `` ኣብ ጀርመን መን ኢዩ እቲ ህዝቢ ዝባሃል  ዘሎ እንተዳኣ ኢልና ጉዳይና ኤርትራዊ ስለዝኮነ፡ ኤርትራውያን ጥራሕ ዘይኮኑስ  ጀርመናውያን እውን፡ ኣብ ሽወደን ኣንተኮይኑ እውን ሽወደናውያን ወዘተ-- ክሶብዎን ኣብ ጎንኹም ክኾኑን ኣለዎም ማለቱ ኢዩ።  ስለዚ ብዓቢኡ ንኤርትራውያን ጥራሕ ኣይኮናን ከነረድእን ክንከስብን ዘሎና እቲ ንነብረሉ ዘሎና ህዝቢ እውን ኣብ ጎንና ከነምጽኦ ቃሊሲ ዝሓትት ኢዩ። ኣብ ኤውሮጳ ብዘይጥርኑፍ ኣገባብን ሳላ ግዱሳት ሲቪክ ማሕበራትን ውድባትን ውልቀሰባትን ብመጠኑ ተቃውሞና ገለ ዓወታት እውን ተመዝጊቡ ኢዩ፡ ግን እኹል ኣይኮነን።

 ኣብ ነፍስወከፍ ከተማ ኩሉ ዓይነት ህዝባዊ ምንቅስቃሳት ኣሎ፡ ኩለን ምንቃስቃሳትን ማሕበራትን መንግስታዊ ባጀት ኣለወን። ኣብዚ ምንቅስቃሳት ምክፋል ትመሃረሉ ጥራሕ ዘይኮነስ ብግቡእ ኣንተደኣ ሰሪሕካሉ ዝተፈላለየ ሓገዛት እውን ትረኽበሉ ኢዩ። ናይ ተቃወምቲ ሽግር ግን ኣብ ክንዲ ተጠርኒፎም ዝቐርቡ፡ በበይኖም ስለ ዝቀርቡ ተቀባልነቶም እውን ኣዕጋቢ ኣይኮነን። ብኣንጻሩ ህግድፍ ተጠርኒፎም ብናይ ሓሶት ኣስማት ሕዝባውያን ማሕበራት ኣብ ኩሉ ኣለዉና ስለዝብሉ፡ ብስም ኩሉን ካብ ኩሉን ኸኣ ሓገዛት ይረኽቡ፡ ሕጋውነት ዝሓለወ ክመስለሎም ድማ ብምሁራት ኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ዝዳሎን ኢዩ፡ ተወሳኺ ብህግድፍ ገንዘባዊ ምወላን ዘለዎ ኢዩ።

ህዝባዊ ዕላማ ንምዕዋት ካብኮነ ስራሕና እምበኣር፤ ፍርቂ ቃልሲ ዝባሃል ስለዘየአለን  ንህግድፍ ንምምካት እንተደኣ ኮይኑ ዋኒንናን መሊእካ ንምምካት ሃየ ንበራበር ንበገስ። 

እተን ብህግድፍን ዝምርሓ ህዝባዊ ምንቅስቃስ  ዝበሃላ ናይ ሓሶት  ምንቅስቃሳትን ኣገባብ ዝጎደለን  ተበግሶታትን ብሓቀኛ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ማሕበራት ከነቅውም ንሕጂ ጥራሕ ዘይኮነ ንጽባሕ እቲ ስርዓት ምስተኣልየ ከይተረፈ ክንቅጽሎ ዘሎና ኢዩ። ህግድፍ ኣብ ኩለን ከተማታት ናይ ሓንቲ ሃገር ሓገዝ ይረኽቡ።  እዚ ኸኣ ብናይ ሓሶት ጥርናፈ ዝበጽሑዎ ኢዩ።

ንመልከት ናይ ስራሕ ዕማማት፠፠፠.  ንነፍስወከፍ ከተማ-----ኣብ ቀጻሊ ኸኣ ብሃገር ደረጃ

1.ናይ ህግድፍ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ሃማድኤ  ኣብ ምሉእ ዓለም  ብሓንቲ ስም ይጎዓዛ  super ግን ናይ ሓሶት ማሕበር  ኢዩ---- ናይ ተቃወምቲኸ   ዘይጥርኑፍ  ማእለየ ዘይብለን ማሕበር ደቂ ኣንስትዮታት ዘለዎ ፍረ ኣየምጽእን  ስለዚ ብሓንቲ ስም ዝጽዋዓ ዓለምለኻዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ የድልየና ኣሎ

2. መንእሰየት ኣብዚ እውን እንተኾነ ህግድፍ ሃንቲ ጥምርቲ ናይ ሓሶት ማሕበር ኣላቶም። ደለይቲ ፍትሒኸ  ሓንቲ ዓለምለኻዊት  ማሕበር መንእሰያት የድልየና ኣሎ።  ትርጉምን  ዕማምን ናይ ማሕበር መንእሰያት ዘይርድ ኦም ውሑዳት ኣይኮኑን፡፡ ሕቶ መሰል ደቂ ኣንትዮን መሰል መንእሰያትን መሰል ተመሃሮን ወዘተ…..ብህዝቢ እምበር ብሰልፍታት ብውድባት ዝስራሕ ኣይኮነን።

3.Lobyisten  ቋንቋ ናይታ ሃገር ዝኽእሉ ን ዝተማህሩን ኣብ በተመንግስትን ዝተፈላለያ ቤት ጽሕፈታት  ከይዶም ንደለይቲ ፍትሒ ክውክሉ ዝኽእሉ ብሓደ ሽነኽ፡ ካልኣይ ከኣ ነቶም ኣብ ወጻኢ ዝዓበዩ  በቲ ዝርድ ኦም ቋንቋ ብወብ  (Website) ብጽሑፋትን ዘረድ ኡ ናይ ፖለቲካ ምሁራት የድልዩና ኣለው ኣብነት ናይ ጽላል ዓዲ እንግልዝ ምውሳድ ኣኻሊ ኢዩ። ህግድፍከ እወ ስራሕና ኢሎም ኣብ ዘዘልውዎ ከተማ ተለኣኣኽቲ ኣለውዎም። ነታ ባንዴራ መግለጺ ኪልተ ገጽ ዝኸውን ብኹሉ ቋንቋታት ኣለዎም ሃየ ንበራበር፡ ኩሉ ዓይነት ናይ ሓንጎል ምሕጻብ ወፈራታት እውን ይርከቦ።

4. ምሕበር ተማሃሮ እዚ እውን ካብ ኤናሰኤ ኢሉ ዝጀመረ ህግድፍ ክሳብ ሕጂ ብኻልእ መልክዕ ይቅጽልዎ ኣሎ ዉ ደለይቲ ፍትሒኸ
5. ጉዳይ ረድ ኤት እውን ኣብ ነፍስ ወከፍ ከተማ ኣሎ፡ ብኣጻብዕቲ ዝቁጸሩ ደለይቲ ፍትሒ ንኣብ ሱዳንን ኣብ ኢትዮጵያን ዘለዉ ዝተሓጋግዙ ምስጋና ይግብኦም  ኣብ ኩሉ ከተማታት እንተተጠርኒፍና ፡ ቁርሲ ቡን ምኣኸሎም፡ ኣብ ክንዲ እቶም ውሑዳት ግዱሳት ወግሐ ጸብሐ ኣብ ምልማን ዝኣትዉ፡ ካብ ኤርትራውያን ጥራሕ  ዘይኮነ ካብ ብዙሓት ገበርቲ ሰናይ እውን ሓገዝ ምስተረኽበ.---ህግድፍከ ኣበይ የውዕልዎ ይህልዉ፡ ወይስ መኽፈሊ ኣምባሳደራቶም  ወይ ከኣ መመወሊ ናይ Eri Blood!!!

6.ኣብ ሃገርና ቀንዲ ዝተረስዑ ጉዳይ ሽማግለታትከ   መሰሎም እንታይ ኢዩ ፡ ንኣብነት ኣብ ጀርመን ንሽማግለታት ንጥሮተኛታት ዝተመደበ ባጀት ክህሉ ኸሎ ናይ ሽማግለታት ጉዳይ ዝግደሱ ደለይቲ ፍትሒ ግን ኣይተራእዩን ስለዚ ናይ ሽማግለታት ማሕበር እውን ከድልየና ኢዩ። ምኽንያቱ ንመነባብራኦም ክንሕግዞም እንተዘይካኣልና‘ውን ተራኺቦም ዝዘናግዑሉን ሓሳባቶም ዝለዋወጥሉን ባይታን ቦታን የድልዮም እዩ።

7.ጉዳይ ቖልዑ---- ህግድፍ ከምህሮም ዘሎ ዓቅምታቱ  ክገብር እንከሎ፡  እታ ሃገር ዝበለጸትን ዝለምዔትን ገይሩ ከረድኦም  ንህግድፍ ከምልኽ ከሎ ካብሕጂ እቲ ሓቂ ከነፍልጦም እነተዘይፈቲትና ጽባሕ ንክመልሶም ክንሽገር ኢና ስለዚ ደቕና ከነምህር ዓቢ ዕማም ኢዩ

8.ጉዳይ ሰላማዊ ሰልፊ--------- እዚ እውን ጉያ ጉያ ኣይኮነን ሰብ ተረዳሉን ትኸስበሉን ፡ ነቲ ህዝቢ ናይቲ ዘለኻዮ ሃገር ህዝቢ ከይተረፈ ኣብ ጎንኻ ኣምጺእካ ምሳኻ ከምዝስለፉ ምግባር መጽናዕቲ ዘድልዮ፡ ናይሰላማዊ ሰልፊ ክኢላታት (Proffessionals)  ዝሓትት፡ ብዝተፈላላየ ጽሑፋት ዝስነ ፡ ሰብ ነቲ ጽሑፋት ኣንቢቡ ኣብ ጎንኻ ክመጽእ ከም ዝኽእል ዝገብር ኢዩ። ስለዚ ናይ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ስራሕ ዕማም ከተድሊ ኢያ። ሰላማዊ ሰልፊ ከመይ ይካየድ ብዙሕ ጽሑፋት ኣሎ ምውካስ ኣድላዪ ኢዩ። ጸርፊ ግን ኣካል ናይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣይኮነን።

9. ህዝባዊ ውክልና ኣለዎ ክበሃል እታ ቀዳመይቲ ክትግበር ዘለዋ ዝኾነ ምንቅስቃስ  ብትግርኛን ዓረብኛን ከምኡውን ናይቲ ንነብረሉ ሃገርን ምስ ዝኽውን  ምስ ዝኽውን ገለ ነቲ ኣቃውማ ሕብረተሰብና ዝገልጽ ኢዩ፡ ስለዚ ክርሳዕ ዘይብሉ ጉዳይ ኢዩ።

10.ኣብ ሕይወት ናይ ሓንቲ ሃገር ክትካፈል ናይ ስፖርትን ስነጥበባውያን ደረስትን ማሕበራት እውን ዝተፈላለየ ሓገዛት ስለዘለዎ ንመንፈስ ናይቲ መንእሰይ እውን ሞራል ስለዝኾነ ክርሳዕ ዘይብሉ ጉዳይ ኢዩ። እዚ ኸኣ ኢዩ ንህግድፍ ቀንዲ መስሪሒኦም።  ገለ ካብቲ ክንገብሮ ዝግባኣና ጠቂሰ ኣለኹ ለባማት ክውስኽሉ ኤማሕጽን።

ብኸምዚ ኣገባብ ከኣ ኢዩ ኣብ ህዝባዊ ዘተ ነዚ ዝተፈላላየ ዕማማት ዘካይዱ ደለይቲ ፍትሒ ተራኺቦም ገለ ፍረ ከምጽኡ ዝኽእሉ፡ ድሕሪ ዘተ ኸኣ ናይ ስራሕ መደባት ሒዞም ክምለሱ ዝኽእሉ። ኣብ ቀጻሊ ጉዕዞ ናይተን ጽላላት እቶም ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጥቅሱ ናይ ስራሕ ዕማምት ወከልቲ ተራኺቦም ፍረ ዘለዎ ዕማማት ክገብሩን ንህግድፍ ክምክትዎን ቀሊል ይኾነልና። እነተዘየሎ ተዛሪብካ እሞ እንታይ ኣምጺእካ ከይከውን ነገሩ። ኣይኮነን ተፈላሊናስ ተኣኪብናው  እውን እንተኽእልናዮ ኢዩ።

ኣብ ስራሕ እንተተጸሚድና ነቲ ዝፈላልየና ጊዜ ኣይክህልወናን ኢዩ፡  ናይቶም 16000 ደለይቲ ፍትሒ ናይ ጀኖቫ ምዝካር ጥራሕ ኣኻሊ ኢዩ። ዝተዛተናዮ ውሑድ ኣይኮነን ክሳብ ሕጂ ግን ዘረባ ጥራሕ ኮይኑ ኢዩ ተሪፉ።

ክንዕወት ኢና
ተስፋይ ባይረ
ሓምለ 2017

Baghdadi

The ISIS terrorist group acknowledged on Tuesday the death of its leader Abu Bakr al-Baghdadi, an Iraqi source in the Nineveh province told local media.

The details of his death were not disclosed.

He added that the group will “soon announce his successor.”

The organization had also called on its militants to keep on “standing their ground” in the regions they have seized.

The source said that ISIS released a “very brief” statement through is media center in the Talaafar area west of Mosul in Iraq. In it, it confirmed Baghdadi’s death.

The group urged its followers “against getting dragged into strife,” which indicates complex problems within the terrorist organization.

The Nineveh source said that the ISIS leader’s death announcement is similar to previous statements that were issued to announce the demise of other terrorist leaders from the group.

The brief statement has however raised questions, especially since Baghdadi is the terror group’s leader, added the source.

His death has sparked uproar among the group’s supporters, he revealed.

Earlier on Tuesday, the Syrian Observatory for Human Rights told Reuters that it had “confirmed
information” that Baghdadi had been killed.

Russia’s Defense Ministry said in June that it might have killed Baghdadi when one of its air strikes hit a gathering of ISIS commanders on the outskirts of the Syrian city of Raqqa, but Washington said it could not corroborate the death and Western and Iraqi officials have been skeptical.

“(We have) confirmed information from leaders, including one of the first rank, in ISIS in the eastern countryside of Deir al-Zour,” the director of the British-based war monitoring group Rami Abdulrahman told Reuters.

Baghdadi’s death had been announced many times before but the Observatory has a track record of credible reporting on Syria’s war.

Abdulrahman said Observatory sources in Syria’s eastern town of Deir al-Zour had been told by ISIS sources that Baghdadi had died “but they did not specify when”.

Iraqi and Kurdish officials did not confirm his death. The United States has no information to corroborate reports that Baghdadi was dead, a Pentagon spokesman said on Tuesday.

ISIS-affiliated websites and social media feeds have not carried any news regarding the leader’s possible death.

Source=https://english.aawsat.com/theaawsat/news-middle-east/report-isis-announces-baghdadis-death-brief-statement

في الفاتح من يوليو 2017م عقد الأخ/ منقستئاب أسمروم رئيس حزب الشعب الديمقراطي الارتري اجتماعاً جماهيرياً مفتوحاً بمدينة شيكاغو الامريكية. هذا وقد افتتح الاجتماع بتحية الشهداء بالوقوف دقيقة حداداً علي أرواحهم.

بعد ذلك صعد المنصة السيد/ تولدي محاري من فرع إنديانا وألقى كلمة ترحيب وتهنئة حارة بالحضور، ثم دعا الرئيس لمخاطبة الاجتماع.

تناول أسمروم مشروع الحزب للحوار مع وبين فصائل معسكر المعارضة الارترية كموضوع رئيسي للاجتماع، والي جانبه إحدى القضايا المثيرة للجدل في الأوساط المحلية والاقليمية والدولية، ألا وهي مصطلح الدولة/ state/ كمدخل للموضوع الرئيسي للاجتماع.

أوضح الرئيس أنه بما أن الوطن والدولة أو الحكم(state and government) أمران منفصلان عن بعضهما فإن معارضة أو مقاومة الدولة أو الحكومة لا تعني معارضة أو مقاومة الوطن. ثم ذكر أن للدولة 4 أركان مكونة هي الآتي:

1-    الحكومة

2-    الشعب

3-    الأرض

4-    الاعتراف الدولي

1/ الحكومة:ـ

أوضح اسمروم بالتفصيل أن أركان الحكم كلها في ارتريا اليوم من سلطات ثلاثة (التشريعية، التنفيذية، القضائية) وغيرها من أركان وأدوات السلطة تتركز بشكل كامل في يد رجل واحد هو رئيس تلك الحكومة.

2/ الشعب:ـ

شرح اسمروم بالتفصيل أيضاً أن الشعب الارتري اليوم وفي ظل هذه الحكومة المتجبرة يفتقد كل الحريات والحقوق الأساسية معنويةً كانت أو مادية. هذا فضلاً عن التفكك الأسري والهجرة التي يشجع عليها النظام بالتضييق علي المواطن بالداخل لكي يحصل علي ريع تحويلات المهاجرين. 

3/ الأرض:ـ

عن الأرض الارترية قال اسمروم: إن سياسات النظام الرعناء أدت الي وقوع أجزاء عزيزة وعديدة من الوطن تحت سيطرة اثيوبيا، بالإضافة الي أن عدم قدرة النظام علي استرداد تلك الأجزاء بالسلم أو الحرب عرض سيادة ارتريا الوطنية علي أراضيها لخطر بالغ. أضف الي ذلك أنه جعل من الأرض والمياه والأجواء الارترية مسرحاً تسرح وتمرح فيه القوى الأجنبية مما سيصعب معه التعامل مع مخلفات وآثار هذه السياسات الخبيثة مستقبلاً.    

4/ الاعتراف الدولي:ـ

قال اسمروم: إنه وإن نال الشعب الارتري الاعتراف الدولي بالدولة الارترية بعزيمته النضالية الصلبة وبالتصويت بنعم للاستقلال وإن كان ذلك الاعتراف ما يزال قائماً، إلا أن سياسات وتصرفات النظام الهوجاء تعتبر مهدداً قوياُ قد يؤدي الي فقدان هذه الميزة. 

من جهةٍ أخرى أوضح اسمروم أن حزبنا جـِــدُّ قلق علي مستقبل البلاد لما تتعرض له علي يد النظام من وقوف علي شفا التحول الي دولة فاشلة بالإضافة لوجود المعارضة التي هي المنقذ المرتجى من هذا المصير المظلم في أضعف حالاتها.

منطلقاً مما تقدم شرحه قال الرئيس: إن هذه الحالة المزرية التي تمر بها البلاد تجعل من تناسي المعارضة خلافاتها والجلوس علي مائدة الحوار البناء مطلباً عاجلاً غير آجل. كما نبه الي ضرورة تلافي التجارب الوحدوية والحوارية الفاشلة التي سادتها الأنانية وتغليب المصالح الفئوية والشخصية فضلاً عن الفشل في تحديد وترتيب الأولويات.

ولتنفيذ هذا المطلب العاجل أفاد اسمروم الحضور بأن حزبنا لديه مشروع حوار جاد بين كافة مكونات المعارضة السياسية والمدنية يستند علي العمل المشترك في 3 مجالات، هي المجال الدبلوماسي، الاعلامي والجماهيري التعبوي.علي أن تهدف الحوارات الي الآتي:

1-    الحفاظ علي السيادة الوطنية لارتريا

2-    إسقاط نظام الهقدف الدكتاتوري وحل واجتثاث مؤسساته وأدواته القمعية

3-    إبدال النظام الدكتاتوري بنظام شعبي ديمقراطي قائم علي التعددية السياسية.

4-    الإقرار بحكم القانون والحقوق الديمقراطية والحريات الكاملة للشعب.

في ختام الاجتماع ردَّ الرئيس علي أسئلة وتعليقات الحضور، والذين أشادوا بمشروع الحزب للحوار بين قوى المعارضة مقدِّمين في الوقت ذاته إشادة خاصة بحزب الشعب الديمقراطي الارتري لتفرده من بين سائر التنظيمات الارترية بالاهتمام الخاص بعقد الاجتماعات المفتوحة بمدينة شيكاغو.

شارك حزب الشعب الديمقراطي الارتريفي المؤتمر الخاص للحزب الاشتراكي الديمقراطي الألمانيالمنعقد في الخامس والعشرين من يونيو 2017م بمدينة درتموند، يذكر أن هذا الحزب يتمتع بسند جماهيري كبير في انتخابات منصب المستشار الألماني والمزمع إجراؤها في الرابع والعشرين من سبتمبر 2017م.

السيدة/ آديام تفرا عضو المجلس المركزي لحزبنا والناشطة في مجال حقوق المرأة ترأست وفد حزبنا الي مؤتمر ذلك الحزب، هذا وقد حمل الوفد رسالة خطية من رئيس حزبنا الي رئيس الحزب الألماني الصديق.     

تقول الرسالة: سعيدون جداً بأن يتكلل مؤتمركم بالنجاح كما نخبركم أن قضيتنا وطرحنا لحلول قضايا الانسانية يشتركان في كل الأهداف والمبادئ الإنسانية النبيلة.

كما ذكرت الرسالة أن حزبنا أحد مؤسسي التحالف الأممي للأحزاب التقدمية والذي استضاف مؤتمره التأسيسي هذا الحزب بمدينة لايبزغ الألمانية في 2013م. هذا فضلاً عن مشاركة الحزب في المؤتمر السابق للحزب الألماني، كما شارك حزبنا قبل 4 أعوام في إحياء الذكرى ال 150 لتأسيس الحزب الاشتراكي الديمقراطي الألماني.

وأضاف الرئيس: إننا نشيد بالدور الانساني الرائد لحزبكم في دعم دعاة السلم والديمقراطية في بلادنا من تنظيمات ومنظمات سياسية ومدنية تنشط في الخارج.

في ختام رسالته يقول الرئيس: إن الارتريين المتمتعين بحق الانتخاب في المانيا سوف يحشدون كل جهودهم لمساندة الحزب الألماني الصديق.  

EPDP Attends SPD Congress in Dortmund 2 

شارك في المؤتمر 600 عضو وخمسة آلاف " 5.000" وفد وضيف، وفي خطابه للمؤتمر قال رئيس الحزب السيد/ مارتين شولتز مرشح الحزب لمنصب المستشار، إنهم يهدفون في برنامجهم الانتخابي الي مجانية التعليم، تخفيض الضرائب، الإنتاج الألماني المتوسط، الاستثمار في البنية التحتية، تأييد الوحدة 

ህይወት ሰባት ሓባራዊ እዩ። እዚ ሓባራውነት ኣብ ኩሉ መዳያት ማለት ኣብ ስራሕ፡ ንግዲ፡ ቃልስ ሓጐስን ሓዘንን ኮታ ኩሉ ዕለታዊ ምንቅስቓስን ዝንጸባረቕ እዩ። ሓባራውነት ኣብ ናይ ሓባር ተረባሕነት ዘተኩር ክኸውን እንከሎ፥ ኣብ መንጎ ሰባት ዘሎ ናይ ሓሳባት ምጽልላውን ምድግጋፍን እውን ዘንጸባርቕ እዩ። ሰባት ነዚ ዘይተርፍ ምጽልላው ክገልጹ እንከለዉ “ንሰብ መድሃኒቱ ሰብ እዩ” ብዝብል ይገልጽዎ። እዚ ሓባራውነትን ምጽልላውን ብምትእምማን ክስነይ እንከሎ ዝያዳ ጠቓሚ ይኸውን። ኣብ ሚዛኑ ዘይሓለወ ምክሕሓድ፡ ምንዕዓቕን ምጥርጣርን ዝሰረተ እንተኾይኑ ግና ውጽኢቱ ሃናጺ ኣይከውንን እዩ። እዚ ሓባራዊ ምጽልላው ብምትሕልላይ ጥራይ ዘይኮነ ብሕጊ ዝሕለወሉ ኩነታት እውን ኣሎ።

ሓባራውነት ኣብ ሕድሕዶም  ዝጻረሩ ግና ድማ ተኸኣኢሎም ዝኸዱ ስምዒታት እዩ ዝነብር። ናይ ዕድመ፡ ናይ ጾታ፡ ትምህርቲ፡ ሃብትን ሓላፍነትን ፍልልያት ነቲ ተጻራርነት ካብ ዝወልዱ መዕቀንታት እዮም። እቲ ተጻራርነት ብብዙሕ መልክዑ ዝግለጽ ኮይኑ ብቐንዱ ኣብ ሓደ ዛዕባ ብዝፍጠር ናይ ኣተሓሳስባ ፍልልይ እዩ ዝቃነ። ሰባት ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣተሓሳስባኦም ብዛዕባ ሓደ ጉዳይ ሓንሳብ ምስ ተታሕዘ ኣብኡ ዝነብር ዘይኮነ ኣብ ማዕባሊ መስርሕ እዩ ዝነብር። ናይ ሰባት ኣተሓሳስባ ብከባብያዊ ጽልዋ ኮነ ኣብቲ ሰብ ብዝፍጠር ውሽጣዊ ምቅይያራት ዝምዕብል እዩ። ንኣብነት ዕድመ፡ ትምህርትን ተመኩሮን እንዳደልብካ ምስ እትኸይድ ኣብ ሓደ ጉዳይ ዝነበረካ ኣረዳድኣ ናበየናይ ኣቕጣጫ ይኹን ይቕየር እዩ። ከም ውጽኢት ናይዚ ማዕባሊ መስርሕ ከኣ ትኣምኖ ዝነበርካ ክትጥርጥሮ፡ ትፈትዎ ዝነበርካ ክትጸልኦ፡ ትቕበሎ ዝነበርካ ክትነጽጎ ….. ወዘተ ንቡር እዩ። እዚ ለውጥታት ኣዚ ደረጃታቱ ደኣ ይፈላለ እምበር ኣብ ኩሎም ሰባት እዩ ዝረአ። ስለዚ ኣብ ሓደ ጉዳይ ናይ ኣረኣእያ ለውጢ ከተሕድር እንከለኻ እቲ ካልእ ወገን እውን ብናቱ መንገዲ ዝምዕብል እምበር፡ ናትካ ኣተሓሳስባ ተጸባዪ ጌርካ ምርኣዩ ጌጋ እዩ። ኣብ ሓደ እዋን ብልቢ ዝኣምነካን ንኹሉ ኣተሓሳስባኻ ዝቕበልን ዝነበረ ኣብ ካልእ መድረኽ፡ ዝመረጽካዮ መንገዲ ግጉይ ኮይኑ እንተተራእይዎ፡ “ደጊም እዚ ምርጫኻ ምርጫይ ኣይኮነን” ክብለካ ምዃኑ ከሎ ጌና ምርዳእ ልቦና እዩ።

ገለ ሰባት ቀደም ኣብ ስራሕ፡ ኣብ ትምህርቲ፡ ኣብ ቃልስን ካልእ ኣጋጣምን ዝተላለይዎን ዝተዓራረኽዎን ኣካል፡ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ብኣተሓሳስባ ደረጃ ከምቲ ቀደም ዝኣምኖምን ዘዝበልዎ ዝገብርን እናመሰሎም ተሰካሚ ሓሳቦም ገይሮም ከጋልብዎ ይደልዩ።  ከምቲ “ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደን” ዝበሃል ከኣ ተቓውሞ ክገጥሞም እንከሎ ይስንብዱ። ብኣንጻሩ እቲ ብኽምዚ ዝተጠቕሰ ዝገመትዎ እሞ ካብ ግምቶም ወጻኢ ዝጸንሐ ኣካል፡ ናቱ ኣተሓሳስባ ኣማዕቢሉ “የለን ንስኻ ኢኻ ግጉይ ዘለኻ እሞ እንተኾነ ናብ ልብኻ ተመለስ እንተዘየል ሓሳብካ ቅቡል ኣይኮነን“ ክብሎም እንከሎ ተኣምራት ከም ዝተፈጥረ ይሰንብዱ። ብፍላይ ምስ ጉዳይ ሃገር፡ ህዝብን ፖለቲካዊ ውዳበን ዝተኣሳሰሩ መርገጻትን ውሳነታትን ንኽብሪ ናይ ቀደም ዕርክነትን ምቅርራብን ወይ ካልእ ግዝያዊ ጠቕሚ ኢልካ ዘይኮነ፡ ሕግን ስርዓትን እንዳተወከስካ ብናይ ገዛእ ርእስኻ እምነትን ሓቅን ዝተሓዝ መርገጽ እዩ። ነዚ ናይ ሰባት ናይ ገዛእ ርእሶም ሓቅን ሚዛንን ኣነኣኢስካ፡ ናትካ ኣተሓሳስባ ተሰከምቲ ክኾኑ ክትደፋፍእ ወይ ከተመንግግ ምድንዳን ግና ቅቡል ኣይኮነን ጥራይ ዘይኮነ ናይ ሰባት መሰል ምግሃስ’ውን እዩ።

ቅኑዕ ኮይኑ ዝተራእካ ሓሳብ ምንጽብራቕ ሓጥያት ኣይኮነን ጥራይ ዘይኮነ መሰል እውን እዩ። እንተኾነ ነቲ ንስኻ ቅኑዕ እትብሎ ኣተሓሳስባ ብዛዕባ ሓደ ተረኽቦ ሒዝካ ናብ መቀራረቢ ሓሳብ ምስጓም እምበር ካልኦት ናብቲ ናትካ ክርዕሙ ሓደ ኩርናዕ ሒዝካ ምጽባይ እሞ ድማ ምስ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ክራጸም እንከሎ  ሃናጺ ኣይኮነን ጥራይ ዘይኮነ ግጉይ እዩ። ከምቲ ንስኻ ነቲ ናትካ ሓሳብ ናይ ምክልኻልን ምዕጋብን መሰል ዘለካ፡ ካለኦት እውን ካብቲ ናትካ ሓሳብ ዝተፈልየ ምናልባት’ውን ዝጻረር ሒዞም ከዕግቡኻን ክጸልዉኻን መሰል ከም ዘለዎ ብጭረሖን መደረን ዘይኮነ ብግብሪ ቅሩብ ምዃን የድሊ። ብኣንጻር እዚ ክትቅበል ቅሩብ ዘይኮንካ ክንስኻ፡ ካለኦት ክቕበሉኻ ምምህላል ውጽኢት ኣይህልዎን። ከምዚ ገለ ወገናት ንሳቶም ሕግን ስርዓትን እንዳጠሓሱ ንኻለኦት ብጥሕሰት ዝኸስሉ ዘይቅርዑይ ኣካይዳ። ብሓጺሩ እቲ ካለኦት ክትግብርዎ እትደልዮ፡ ኣቐዲምካ ናይ ምትግባር ኣርኣያ ክትከውን ግድን እዩ። ካብቲ ካለኦት ክገብርዎ ዘይትደልዮ ድማ ቅድም ንስኻ ተዓቀብ።

ኣሳናዳኢ ሽማግለ ናይቲ ሓቢርና ንቃለስ፡ ምልኪ ክድምሰስ ኣብትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ካብ ዕለት 04 ክሳብ 06 ነሓሰ 2017 ኣብ ፍራንክፎርት ንኽካየድ ኣብ ምድላው ዘሎ ፈስቲቫል/ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ብዕለት 07.07.2017 ኣኼባኡ ኣሰላሲሉ። ዕላማ ናይቲ ኣኼባ መስርሕ ምድላው ንምግምጋም ኮይኑ፡ ብክፍለ ስራሓት ፈስቲቫል ንዝቐረበ ምሉእ ሓበሬታዊ ጸብጻብ ሰሚዑ። በዚ ድማ ተክኒካውን ምምሕዳራውን ዕማማት ፈስቲቫል ኣብ ፍጻመ በጺሑ ምህላዉ ርእዩ። ኣብ መስርሕ ምምላእ ንዘለዉ ዕማማት ድማ ኣብዝሓጸረ መዓልታት ክከናወኑ ዝኽእሉ ናእስቱ ጉዳያት ምህላዎም ተገንዚቡ።

ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2017፡ ካብ ጀርመናውያን ሰልፍታት Mrs. Angela Hanisch ተወካሊት ሓምለይ ሰልፊ BÜNDNIS 90/DIE GRÜNEN Mitglied der Stadtverordnetenversammlung; Vorsitzende des Ausschusses für Umwelt und Sport.

ካብ FDP ሊበራላዊ ዲሞክራስያዊ ሰልፍ Mr. Stefan von Wangenheim stellvertretender Fraktions vorsitzender so wie bildungs; integrations; und kulturpolitischer Sprecher der FDP-  ክሳተፍዎ ከምዝኮኑ ተፈሊጡ ኣሎ።

 ብዘይካዚ፡ ኣቦ-መንበር መድረኽ ሃገራዊ ዘተ፡ ምንቅስቓሶም ኣብ ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2017 ክሳተፍ ከምዝኮነ እውን ኣፍሊጦም ኣለዉ።

መደብ ፈስቲቫል 2017፡ ዓርቢ ዕለት 04.08.2017 ሰዓት 12፡30 ከምዝጅምርን ብፍላይ ድማ ሕብስቲ ዲሞክራሲ/ዲሞክራሲ ብተግግባር ዘርእስቱ ንመቐረትን ብጽሒትን ዲሞክራሲ ኣብ ዜጋታት ዘመልከተ ኣስተምህሮ ካብ ሰዓት 15፡00 ክሳብ 18፡00 ክልተ መማህራን ክቕርብዎ ተዳልዮም ምህላዎም ተተሊሙ ኣሎ። ናይዚ መደብ ኣስተምህሮ ብደረጃ ህዝብና ቀንዲ ተጠቃሚ ኩሎም ዜጋታት ከምዝኾኑ ርዱእ ኮይኑ፡ መንእሰያት ብፍላይ ክሳተፍዎ ድማ ብዝላዓለ ትጽቢት ይግበረሉ።

ኣብ ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2017፡ ምትእስሳር መንእሰያት ሰዲህኤ ዘዳለዉዎ ንህልዊ ኩነታት መንእሰያትን፡ ትጽቢት ደምበ ተቓውሞን፡ ፍታሓቱን ዘመልከተ ድራማታትን ተዋስኦን ንተሳተፍቲ ፈስቲቫል ከምዘቕርቡን፡ ወጽዓ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ብሓፈሻ፡ ኣብ ጉዕዞ ስደት ብፍላይ ድማ ኣብ ሊብያ ካብዘጋጥሙ ብድሆታት ዝገልጽ ኣብ ፈስቲቫል ዝቐርብ ምህላዉ እውን ተረጋጊጹ ኣሎ።

ዝርዝር መደባት ፈስቲቫል ኣብዚ ቀረባ ግዝያት ኣከታቲልና ከነቕርብ ኢና።

ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2017፡ ፈስቲቫል መላእ ደለይቲ ለውጢ ኣብ ምግባሩ ተሳትፎ ናይ ኩሉ ግዱስን ግድስትን ዜጋታት ዝሓትት ስለዝኮነ ኣብ ዝካየድ መኣዲ ዘተን ልዝብን ብሓባር ንምስታፍ ደጊምና ንዕድም።

ኣሳናዳኢ ሽማግለ ፈስቲቫል

European Parliament

EU Parliament, Strasbourg: On Thursday, 6 July 2017, the European Parliament passed an important resolution on the EU’s relations with Eritrea.

It highlight – once again – the human rights abuses of the Eritrean government, including the detention of Abune Antonios and the journalist Dawit Isaak. But the resolution went further to make key demands on the EU. The resolution:

  1.  Reminds the Eritrean Government that many of its activities constitute crimes against humanity
  2. Condemns in the strongest terms Eritrea’s systematic, widespread and gross human rights violations
  3. Denounced the resumption of major EU aid to Eritrea and in particular the signing off of the NIP for Eritrea of EUR 200 million
  4. Demanded action to halt the 2% tax
  5. Urged an end to the forcible return of Eritreans – refoulment.
  6. Supported the work of the UN Special Rapporteur on Human Rights
  7. Demanded that the Commission obtain guarantees from the Eritrean Government that it will implement democratic reforms and ensure respect for human rights
  8. Stresses that addressing the justice deficit in Eritrea democratic governance and restoration of the rule of law must be prioritised, by ending authoritarian rule by fear of arbitrary and incommunicado detention, of torture and of other human rights violations, some of which may amount to crimes against humanity;

..... Full text is printed below:

The European Parliament, Strasbourg, 6 July 2017

–  having regard to its previous resolutions on Eritrea, in particular that of 15 September 2011 on Eritrea: the case of Dawit Isaak(1) , and of 10 March 2016 on the situation in Eritrea(2) ,

–  having regard to the report of 23 June 2017 of the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea,

–  having regard to the statement of 14 June 2017 by the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea at the 35th session of the Human Rights Council,

–  having regard to the report of the UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea, released on 8 June 2016,

–  having regard to UN Security Council resolutions 751 (1992), 1882 (2009), 1907 (2009), 2023 (2011), 2244 (2015), and 2317 (2016) which extended the arms embargo on Eritrea until 15 November 2017,

–  having regard to the Joint Communication of the Commission and of the High Representative of the Union for Foreign Affairs and Security Policy to the European Parliament and the Council for a renewed impetus of the Africa-EU Partnership, of 4 May 2017,

–  having regard to the ACP-EU Partnership Agreement (the Cotonou Agreement), as revised in 2005 and 2010, to which Eritrea is a signatory,

–  having regard to Council Decision 2010/127/CFSP of 1 March 2010 concerning restrictive measures against Eritrea(3) , amended by Council Decision 2010/414/CFSP of 26 July 2010(4) and further amended by Council Decision 2012/632/CFSP of 15 October 2012(5) ,

–  having regard to Case 428/12 (2012) filed with the African Commission on Human and Peoples’ Rights on behalf of Dawit Isaak and other political prisoners,

–  having regard to the Final Declaration of the 60th session of the African Commission on Human and Peoples’ Rights of 22 May 2017,

–  having regard to the European External Action Service report of 2015 on the Eritrea-European Union Partnership,

–  having regard to the National Indicative Programme for Eritrea under the 11th European Development Fund, of 3 February 2016,

–  having regard to the Convention against Torture and Other Cruel, Inhuman or Degrading Treatment or Punishment,

–  having regard to the Constitution of Eritrea adopted in 1997, which guarantees civil liberties, including freedom of religion,

–  having regard to the African Charter on Human and Peoples’ Rights of 1981,

–  having regard to the International Covenant on Civil and Political Rights of 1966,

–  having regard to the Universal Declaration of Human Rights of 1948,

–  having regard to Rules 135(5) and 123(4) of its Rules of Procedure,

A.  whereas Eritrea has one of the worst human rights records in the world, with routine human rights violations taking place every day and no improvement recorded in recent years; whereas the Government of Eritrea has undertaken a widespread campaign aimed at maintaining control over the population and restricting fundamental freedoms, under the pretext of defending the integrity of the State;

B.  whereas the UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea has found that the violations in the areas of extrajudicial executions, torture (including sexual torture and sexual slavery), national service as a form of slavery, forced labour and the shoot-to-kill policy at the border may constitute crimes against humanity;

C.  whereas in September 2001 the Eritrean authorities arrested dozens of citizens who had endorsed an open letter calling for democratic reforms; whereas those detained were not charged with a crime or placed on trial, and most of them remain incarcerated to this day; whereas despite widespread appeals from human rights groups and international observers, several of these people have reportedly died in jail; whereas on 20 June 2016, however, the Eritrean Foreign Minister, Osman Saleh, referred to the detainees as political prisoners, stating that ‘all of them are alive’ and that they will be tried ‘when the government decides’;

D.  whereas Dawit Isaak, a dual citizen of Eritrea and Sweden, was arrested on 23 September 2001, after the Eritrean Government outlawed privately owned media; whereas he was last heard from in 2005; whereas Dawit Isaak’s incarceration has become an international symbol for the struggle for freedom of the press in Eritrea, most recently acknowledged by an independent international jury of media professionals awarding him the UNESCO/Guillermo Cano World Press Freedom Prize 2017 in recognition of his courage, resistance and commitment to freedom of expression;

E.  whereas Dawit Isaak’s family have faced unbearable distress and uncertainty since his disappearance, having little knowledge of their loved one’s well-being, whereabouts or future prospects;

F.  whereas in the September 2001 crackdown, 11 politicians – all former members of the Central Council of the ruling People’s Front for Democracy and Justice (PFDJ), including former Foreign Minister Petros Solomon – were arrested after they published an open letter to the government and President Isaias Afwerki calling for reform and ‘democratic dialogue’; whereas 10 journalists, including Isaak, were arrested over the following week;

G.  whereas a huge number of Eritrean people are arrested for various unjustifiable reasons such as expressing independent views, or without any explicit justification, and thus for unspecified time periods; whereas detainees, including children, are held in extremely harsh conditions which in some cases amount to torture and denial of medical care; whereas international organisations have not been granted access to prison facilities, with the exception of one overground prison in Asmara;

H.  whereas only four religious faiths are authorised: the Eritrean Orthodox Church, the Catholic Church, the Lutheran Church and Islam; whereas all other religious faiths are prohibited and members of these faiths, and their family members, are arrested and imprisoned; whereas a resurgence in harassment of and violence against those practising religious faiths has been observed since 2016; whereas Christian Solidarity Worldwide (CSW) estimates that, in May 2017 alone, 160 Christians were imprisoned in Eritrea;

I.  whereas Abune Antonios, the Patriarch of the Eritrean Orthodox Church, the nation’s largest religious community, has been in detention since 2007, having refused to excommunicate 3 000 parishioners who opposed the government; whereas since then, he has been held in an unknown location where he has been denied medical care;

J.  whereas there is no independent judiciary and no national assembly in Eritrea; whereas the lack of democratic institutions in the country has resulted in a vacuum in good governance and the rule of law that has created an environment of impunity for crimes against humanity;

K.  whereas there is only one legal political party, the People’s Front for Democracy and Justice (PFDJ); whereas other political parties are banned; whereas according to Freedom House, the PFDJ and the military are in practice the only institutions of political significance in Eritrea, and both entities are strictly subordinate to the President;

L.  whereas there is no freedom of press, as independent media is forbidden in Eritrea, with the Reporters Without Borders World Press Freedom Index ranking Eritrea last out of the 170-180 evaluated countries for eight years in succession;

M.  whereas the Presidential and parliamentary elections planned for 1997 never took place and the Constitution ratified in the same year has never been implemented; whereas the country has held no national elections for 24 years, and has virtually no independent judiciary, no functioning national assembly and no civil society;

N.  whereas Eritrea is ranked 179th out of 188 countries in the Human Development Index for 2016, according to the UNDP Human Development Report of 2016;

O.  whereas in 2016, Eritreans fleeing their country accounted for the fourth-largest number of people risking the perilous journey to Europe (after Syrians, Iraqis and Afghans), who run the gauntlet of pitiless people-smugglers to make the dangerous Mediterranean crossing; whereas the situation in Eritrea therefore directly affects Europe, since if human rights were respected and upheld in the country and people could live there without fear, Eritreans would be able to return to their homeland;

P.  whereas, according to the UN High Commissioner for Refugees (UNHCR), over 400 000 Eritreans, or 9 % of the total population, have fled; whereas the UNHCR estimates that some 5 000 Eritreans leave the country every month, this being explained to a large degree by the persistence of severe human rights violations; whereas in 2015 in 69 % of Eritrean asylum cases refugee status was granted in the EU, while an additional 27 % of applicants received subsidiary protection, illustrating the gravity of persecution in Eritrea;

Q.  whereas Eritrea is supportive of the Khartoum Process (an EU and African Union initiative launched on 28 November 2014 with the aim of addressing the issue of migration and human trafficking), which encompasses the implementation of concrete projects, including capacity-building for the judiciary and awareness-raising;

R.  whereas many young people have fled the country to escape the repressive government and mandatory military conscription, which often starts at a very young age, with most Eritreans serving indefinitely; whereas the majority of those in national service remain in a situation of slavery, in which any work, job applications and the possibility of having a family life are controlled; whereas an estimated 400 000 people are currently in unlimited forced national service and many of them are subjected to forced labour, with little or no pay; whereas women conscripts are forced to endure domestic servitude and sexual abuse;

S.  whereas discrimination and violence against women are present in all areas of Eritrean society; whereas women are not only at extreme risk of sexual violence within the military and in military training camps, but also in society at large; whereas an estimated 89 % of girls in Eritrea have undergone female genital mutilation (FGM); whereas in March 2007, however, the government issued a proclamation declaring FGM a crime, prohibiting its practice and sponsoring education programmes discouraging the practice over that year;

T.  whereas the regime extends its totalitarian grip to the diaspora community via a 2 % expat income tax, and by spying on the diaspora and targeting family members who remain in Eritrea;

U.  whereas since 2011 the Eritrean regime has denied that the country is at risk of famine; whereas this year a particularly severe drought is affecting the whole of East Africa and concern about the situation in Eritrea is increasing; whereas according to UNICEF, 1,5 million Eritreans were affected by food insecurity in January 2017, including 15 000 children who are suffering from malnutrition;

V.  whereas the EU is an important donor for Eritrea in terms of development assistance; whereas in January 2016, in spite of Parliament’s serious concerns and opposition, a new National Indicative Programme (NIP) was signed by the EU and Eritrea under the 11th EDF allocating EUR 200 million; whereas actions should focus on renewable energy, governance and public finance management in the energy sector in particular;

1.  Condemns in the strongest terms Eritrea’s systematic, widespread and gross human rights violations; calls on the Eritrean Government to put an end to detention of the opposition, journalists, religious leaders and innocent civilians; demands that all prisoners of conscience in Eritrea be immediately and unconditionally released, notably Dawit Isaak and the other journalists detained since September 2001, and Abune Antonios; demands that the Eritrean Government provide detailed information on the fate and whereabouts of all those deprived of physical liberty;

2.  Recalls the decision of the African Commission on Human and Peoples’ Rights of May 2017, and demands that Eritrea immediately confirm the well-being of Dawit Isaak, release him, let him meet family and legal representatives and award him the necessary compensation for his years of imprisonment; further calls on Eritrea to lift the ban on independent media, as also ruled by the African Commission;

3.  Notes that in failing to respect the ruling of the African Commission, Eritrea continues to show flagrant disregard for international norms and fundamental rights, including the right to a fair trial, the ban on torture, freedom of expression, the right to one’s family, and that each country shall respect the African Charter on Human and Peoples’ Rights;

4.  Calls on the Eritrean Government to release Abune Antonios, allow him to return to his position as Patriarch, and cease its interference in peaceful religious practices in the country; recalls that freedom of religion is a fundamental right, and strongly condemns any violence or discrimination on grounds of religion;

5.  Calls for fair trials for those accused, and the abolition of torture and other degrading treatment such as restrictions on food, water and medical care; reminds the Eritrean Government of its due diligence obligation to investigate extrajudicial killings;

6.  Reminds the Eritrean Government that many of its activities constitute crimes against humanity and that although Eritrea is not a party to the Rome Statute of the International Criminal Court, many provisions of the Rome Statute reflect international customary law binding on Eritrea; underlines its support for the recommendation by the UN Commission of Inquiry, and for a thorough investigation into the allegations of serious violations of human rights and crimes against humanity committed by the Eritrean authorities, in order to make sure that all those found responsible are held accountable;

7.  Expresses its full support to the work of the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea; calls on the EU, in collaboration with the UN and the African Union, to closely monitor the overall situation in Eritrea and to report all cases of violation of human rights and fundamental freedoms;

8.  Demands that Eritrea fully respect and immediately enact the UN Convention against Torture and Other Cruel, Inhuman or Degrading Treatment or Punishment and fully uphold its obligations under the International Covenant on Civil and Political Rights and the African Charter on Human and Peoples’ Rights, both of which prohibit torture; notes with concern that public and private actors, including companies, are severely restricted by government control; recognises that the lack of any public finance management, including the absence of a national budget, makes budgetary control impossible;

9.  Calls on the Eritrean Government to allow the creation of other political parties as a primary tool of promoting democracy in the country and calls for human rights organisations to be allowed to freely operate within the country;

10.  Recalls that the EU’s partnership with Eritrea is governed by the Cotonou Agreement, and that all parties are bound to respect and implement the terms of that agreement, in particular respect for human rights, democracy and the rule of law; calls, therefore, on the EU to ascertain conditionality of its aid, including that the Government of Eritrea should adhere to international obligations on human rights and that the political prisoners should be released before any further EU aid is given to Eritrea; calls, furthermore, on the EU to make use of all available instruments and tools to ensure that the Eritrean Government respects its obligations to protect and guarantee fundamental freedoms, including by considering the launch of consultations under Article 96 of the Cotonou Agreement; requests a detailed and comprehensive assessment of the funds allocated to Eritrea which are financed by the EU and its Member States;

11.  Denounces the resumption of major EU aid to Eritrea and in particular the signing off of the NIP for Eritrea of EUR 200 million; calls on the Commission to review its scrutiny arrangements with Parliament, to carefully consider the concerns and suggestions expressed by Parliament and to guarantee that they are communicated to the EDF Committee; believes that the EDF Committee should have taken into consideration Parliament’s previous recommendations not to adopt the NIP and to engage in further discussion;

12.  Calls on the Commission to ensure that the funding allocated does not benefit the Eritrean Government but is strictly and transparently assigned to meeting the needs of the Eritrean people for development, democracy, human rights, good governance and security, and freedom of speech, press and assembly; urges the EU to ensure the conditionality of the recently agreed aid and also to ensure that the NIP supports Eritrea in operating an important shift in its energy policy in order to make energy accessible for all, especially in the rural areas which are currently still without electricity; believes, moreover, that the governance component of the NIP should strongly focus on implementing the recommendations of the UN-led Universal Periodic Review on human rights;

13.  Demands that the Commission obtain guarantees from the Eritrean Government that it will implement democratic reforms and ensure respect for human rights, including by implementing the recommendations made by the 18th session of the Universal Periodic Review (UPR) Working Group, which it accepted on 7 February 2014;

14.  Calls on the Council to reassess the relationship between the EU and Eritrea as well as its development aid assistance to the country in response to the country’s poor human rights record, and to publish the tangible outcomes resulting from aid programmes over the last years; calls on the EU and the Member States to make use of all available measures, especially through the Cotonou Agreement, to ensure that the Eritrean authorities comply with their international commitments;

15.  Firmly underlines that Eritrea must allow international and regional human rights bodies, including special rapporteurs, unhindered access to the country to monitor any progress; asks the Vice-President of the Commission / High Representative of the Union for Foreign Affairs and Security Policy to actively support the renewal of the mandate of the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea; encourages the Eritrean Government to undertake urgent reforms such as the loosening of the one-party state and the resumption of the National Assembly and elections;

16.  Urges the EU Member States to take appropriate measures against the application of the diaspora tax to Eritrean nationals living on their territory, in accordance with UNSC resolution 2023 (2011); reminds the Eritrean Government that the right to leave one’s country is enshrined in international human rights law; calls on the government to allow freedom of movement and to stop collecting the diaspora tax from Eritreans living abroad; urges the government to end ‘guilt-by-association’ policies that target family members of those who evade national service, seek to flee Eritrea or do not pay the 2 % income tax the Eritrean Government imposes on Eritrean expats;

17.  Calls on the Eritrean Government to adhere to the period of service statute, to desist from using its citizens as forced labour, to stop allowing foreign companies to use such conscripts for a fee, to allow the possibility of conscientious objection to serving in the military and to ensure the protection of conscripts;

18.  Reminds Eritrea of its obligations under ILO conventions, with particular regard to the right of civil society organisations and trade unions to organise, peacefully demonstrate, participate in public affairs, and campaign for better workers’ rights; calls on the Eritrean Government to repeal the policy that bans NGOs that have less than USD 2 million in their bank accounts; is concerned about the endemic link between business, politics and corruption in Eritrea; condemns foreign companies who are complicit in using forced labour and asks all those who are operating in Eritrea for better accountability, due diligence and reporting systems;

19.  Notes the EU’s attempts to cooperate with Eritrea in the area of migration; highlights the very high rate of granting of asylum and subsidiary protection by EU Member States to Eritreans and consequently urges Member States not to return Eritreans seeking asylum in Europe, in accordance with the Geneva Convention; demands that the EU Member States adhere to the concept of non-refoulement, and reminds them that returning asylum-seekers are likely to be arbitrarily detained and tortured as a result of their attempts to flee;

20.  Encourages Eritrea to engage with the international community in the field of human rights; requests that the UN Human Rights Council (HRC) cooperate with Eritrea in capacity building in the judicial system by organising seminars and training for judges and lawyers as a constructive way forward; recognises that a delegation from the Office of the High Commissioner of the HRC will visit Eritrea in July 2017, and calls on this delegation to report on what they see and to attempt to gain access to all parts of the country, in particular prisons, where facilities can be surveyed and reported upon;

21.  Reiterates its deep concern about the current devastating climatic conditions in the Horn of Africa, including Eritrea, and the serious risk of food and humanitarian crisis that they entail; calls on the EU, together with its international partners, to scale up its support to the affected populations and to ensure that the necessary funding and assistance are provided;

22.  Condemns the Eritrean Government’s policy of arbitrarily revoking citizenship, and demands that all Eritrean citizens be treated fairly and equally before the law; stresses that addressing the justice deficit in Eritrea democratic governance and restoration of the rule of law must be prioritised, by ending authoritarian rule by fear of arbitrary and incommunicado detention, of torture and of other human rights violations, some of which may amount to crimes against humanity;

23.  Instructs its President to forward this resolution to the Council, the Commission, the ACP-EU Joint Parliamentary Assembly, the Council of the African Union, the East African Community, the Secretary-General of the UN, the Vice-President of the Commission / High Representative of the Union for Foreign Affairs and Security Policy, and the Eritrean authorities.

Monday, 10 July 2017 06:54

Eritrea’s forgotten wars

Written by

Eritrea’s forgotten wars

by Martin Plaut

Eritrea is well known for the 30 year war of independence it fought against Ethiopia. It is also remembered for the tragic two-year border war of 1998 - 2000, once more with Ethiopia. But these are only the tip of the iceberg.

For a young country (only formally independent in 1993) Eritrea has been involved in an extraordinary number of conflicts. Here I will focus on some of the lesser know, before outlining those that are better understood.

Martin


Eritrea's forgotten wars

What is notable about both of these wars is that they were undertaken in alliance with the newly installed Ethiopian government.

It is often overlooked that after the fall of Asmara and Addis Ababa in 1991 to the rebel movements of Eritrea and Tigray - they worked closely together. Relations between newly independent Eritrea and the new government in Ethiopia were very good indeed.

The border war of 1998 negated this relationship, but this should not obscure the fact that Eritreans and Ethiopians (or, more accurately, Tigrayans and Oromo) had fought alongside each other to oust the Mengistu regime. The alliance held in the first few years after 1991. Indeed, an Eritrean battalion remained in Addis Ababa until at least 1995, guaranteeing the security of the government of President/Prime Minister Meles Zenawi.

1. The war in Sudan. This conflict is admirably summarised in the Royal African Society's publication, African Arguments. Two articles by Ahmed Hassan, which can be found  here and here, show how Eritrea and Ethiopia worked with Sudanese opposition movements to try to outs the Sudanese government.  As Ahmed Hassan argues, it was an alliance Eritrea and Ethiopia forged with the Sudan Alliance Forces (SAF) that did the fighting. They were backed by Ugandan troops and American money, in the form of CIA subventions.

The allies were attempting to outs the National Islamic Front (NIF) that had come to power in Khartoum in June 1989. Eritrea broke relations with Sudan in December 1994, and Sudanese rebels of the SPLA/M moved to Asmara officially in 1995 and were based in the building that had served as the Sudanese Embassy just few months previously. Tension between Eritrea and Sudan stemmed primarily from traded accusations that both Sudan and Eritrea were supporting opposition groups of the other country, and Islamist expansionism in Khartoum.

As Ahmed Hassan argues: "Most importantly, Sudan was viewed at that time by Eritrea, Ethiopia, and the U.S. as a destabilizing factor within the region posing serious threats with its adoption of a political Islamic agenda and the subsequent support to Islamic militants from Eritrea, Ethiopia, and Somalia. That period also marked honeymoon of the relations between the U.S. and the 'new breed’ of African leaders represented by Isseyas Afewerki, Meles Zenawi and Yoweri Museveni." Hence the American support.

The war came close to succeeding - at one time threatening Khartoum's power supply from the Nile. But in the end the Sudanese opposition fragmented. Internal conflicts and a lack of success on the battlefield led to deep divisions. As Ahmed Hassan suggests: "By early 1998, SAF reached its limit as an effective movement due to the limited capacity and narrow agenda of its leadership. Serious internal conflicts between the military and the civilian components of the movement started to surface."

Then - out of the blue (apparently) - the May 1998 border war erupted between Eritrea and Ethiopia. Both nations moved to mend fences with the Khartoum government and their support for Sudanese rebel movements melted away. For Eritrea the war with Sudan was over: the border war with Ethiopia had just begun.

2. The war in Congo. Again, this was a joint Eritrean-Ethiopian operation, although it was Eritrea that did most of the fighting. It is a strange story, with many twists and turns.

This operation had its origins in 1994 and the Rwandan genocide. When the Hutu genocidaires established bases in the Congo to try to fight their way back into Rwanda, the newly installed Rwandan government of Paul Kagame decided to act. They looked around for a Congolese player whom they might use and came across Laurent Kabila. Until then Kabila had been a small-time hotel owner who dabbled in Congolese politics, and had once met the Cuban revolutionary Che Guevara.

The Rwandans and Kabila's Congolese set out to overthrow the Mobutu government on the other side of the continent. This is how the BBC described these events: "

In October 1996, Kabila's "Alliance of Democratic Forces for the Liberation of Congo-Zaire" launched an offensive against the Zairean Government. With the help of ethnic Tutsis and the Rwandan army, Kabila's alliance took control of over half the country - larger in size than western Europe - within seven months. Laurent Kabila declared himself President of the Democratic Republic of Congo on 17 May 1997."

What is seldom reported is that Eritrean forces - a battalion strong - accompanied the Rwandans and Kabila's rebel army. Ugandan and Burundian forces were also involved. This alliance mirrored the alliance in Sudan.

As the journalist Patrick French observed: "Rwanda’s designs on eastern Congo were further helped by the Clinton administration’s interest in promoting a group of men it called the New African Leaders, including the heads of state of Ethiopia, Eritrea, Uganda, and Rwanda. As Clinton officials saw it, these New Leaders were sympathetic and businesslike, drawn together by such desirable goals as overthrowing Mobutu, by antagonism toward the Islamist government of Sudan, which shares a border with northeast Congo, and by talk of rethinking Africa’s hitherto sacrosanct borders, as a means of creating more viable states."

The Eritrean forces fought valiantly and many paid with their lives, arriving in Kinshasa exhausted and ill. They had to be evacuated home. But they also had been of considerable economic benefit to Eritrea. Where they took control of areas of the Congo they set about extracting what benefits they could from its rich mineral reserves. There are stories of gold and other minerals being shipped out, to help boost the Eritrean economy.

Laurent Kabila owed his presidency - at least in part - to the Eritrean-Ethiopian mission, which explains why he attempted to intervene in June 1998 to halt the border war that broke out between his two former allies.

Eritrea's better known conflicts

1.    Conflict with Yemen over the Hanish islands. This was brief - lasting from 15–17 December 1995, with Eritrean small boats capturing the island of Greater Hanish. Eritrea eventually agreed to have the conflict settled by arbitration, during which it lost most of the disputed territory, yet abided by the ruling.

2.    Support for al-Shabaab in Somalia. This followed the re-location of Somalia's Islamic Courts to Eritrea in 2007 after the invasion of Somalia by Ethiopia. Eritrea subsequently sent advisers and military equipment to the Islamist group, al-Shabaab, which arose out of the Islamic Courts. As the UN Monitors put it in their 2011 report to the Security Council: "Asmara’s continuing relationship with Al-Shabaab, for example, appears designed to legitimize and embolden the group rather than to curb its extremist orientation or encourage its participation in a political process. Moreover, Eritrean involvement in Somalia reflects a broader pattern of intelligence and special operations activity, including training, financial and logistical support to armed opposition groups in Djibouti, Ethiopia, the Sudan and possibly Uganda in violation of Security Council resolution 1907 (2009)." Eritrea's operations in Somalia continued for several years, but now appears to have ended.

3.    Border clashes with Djibouti. This has spluttered on and off since 2008, leaving the two countries entrenched along their mutual border. In June 2017 Qatar pulled its peacekeeping troops out of the area, leading to fresh tension - which the African Union is attempting to resolve.

Civil war in Yemen. Eritrea has become involved in the Yemeni civil war that has pitted Houthi rebels against government forces supported by Saudi Arabia, Egypt and the UAE. President Isaias has allowed the Saudis and UAE to establish bases in Eritrea, at the port of Assab. Eritrean troop are also reported to be fighting in Yemen.

Source=

Addis Ababa, 9 July 2017- The Chairperson of the AUC announced on 3 July 2017, during the 29th Assembly of Heads of State and Government of the African Union that an AU High Level delegation led by the Commissioner for Peace and Security, Ambassador Smail Chergui will travel to Asmara, Eritrea to discuss with the authorities of Eritrea the developments in the region, and also exchange views on the AU’s initiative to develop a Horn of Africa Strategy.                   

At the request of the Eritrean authorities and due to a conflicting calendar, new dates will be agreed upon through consultations with the Eritrean government.

The Chairperson of the AU Commission reiterates his determination to spare no effort in promoting dialogue, peace and security in the Horn of Africa.

Source=http://www.peaceau.org/en/article/au-high-level-delegation-visit-to-asmara-eritrea-postponed

 

EPDP Magazines