×

Warning

JUser: :_load: Unable to load user with ID: 17

ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ

2014-08-26 10:08:42 Written by  Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 42876 times

ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ

ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ

 

 

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ፡ ንዅሎም ኣስላም ናይ ዓለም ብሓበራ፡ ንኣስላም ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ድማ ብፍላይ እንቋዕ ናብ ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ኣብጽሓኩም እናበለ ናይ ዮሃና መልእኽቱ ከመሓላልፍ ይፈቱ። ኣብ ርእሲኡ፡ እዚ ዓመት'ዚ፡ ናይ ሰላም፡ ስኒትን ራህዋን ዓመት ክዀነልና ዘለዎ ትምኒት ድማ ይገልጽ።

ኩሉ ዓም ዎ ኢንቱ ብኼር

ኣምላኽ ንዅልና ይባርኸና

Last modified on Tuesday, 26 August 2014 12:17