ኣገዳሲ ሓበሬታ
2016-05-21 07:51:19 Written by ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ስዊደን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 1857 timesዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ
ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና!
--------------------------------------------------------------------
በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም።
ዕለት 28 ግንቦት - ኣብ ስቶክሆልም
ኤግቢ ፎልከትስ ፓርክ - ቴንስታ
28 May Eggeby Folkets Park
Hour: 19:00 -
ብድሓን ምጹ ፡
ደለይቲፍትሒኣብከተማስቶክሆልም - ስዊደን