ዝኽሪ ቅዝፈት 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ

2016-04-14 17:41:53 Written by  ሓበራዊ ኣዳላዊት ሽማግለ ፍርንክፈርትን ከባቢኡን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 1655 times

ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንቀዳም ዕለት 16.04.2016 ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ ሰዓት 19:00 ኣብ ሳልባው ኒድ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ ክግበር ምኻኑ ንሕብር።

SAALBAU Nied
Heinrich-Stahl-Straße 3
65934 Frankfurt am Main

ኩሉ በዚ ባርባራዊ ተግባራት ዝሓዝንን ብሃገሩ ዝሓምምን ኣብዚ ናይ ዘኽሪ መዓልቲ ብተገዳስነት ክሳተፍ ንላቦ።

ሓበራዊ ኣዳላዊት ሽማግለ ፍርንክፈርትን ከባቢኡን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

ስምረት መንእሰያት ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር

Last modified on Thursday, 14 April 2016 19:45