ኣገዳሲ ዓመታዊ ኣኼባ ኣብ እምስተርዳም።
2015-08-19 05:12:29 Written by ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣማስተርዳምን ክባቢኣን። Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2245 timesማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣምስተርዳምን ከባቢኣን ንኹሎም ኣባላቱን ደገፍቱን ጠቕላላ ዓመታዊ ኣኼባ መዲቡ ስለዘሎ ፣ ንኩሉኩኹም ብኽብሪ ይዕድም።
| ዕለት | 5 መስከረም 2015. (05-09-2015) | |
| ጊዜ | ሰዓት 2:00 ድሕሪ ቀትሪ | |
| ቦታ |
Kempering 66 1104 KG Amsterdam. |
|
| መጓዓዝያ | Metro 53 (station Kraaiennest) | |
| ሓበሬታ | Telephone | |
እጀንዳ።
- ዓመታዊ ጸብጻብ ምስማዕ፣
- ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ምምራጽ፣
ብደሓን ምጹ።
ኣምራጺት ሽማግለ፣
ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣማስተርዳምን ክባቢኣን።