ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም 3667 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
2015-01-25 13:18:48 Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2934 times
ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም 3667 ኤርትራውያን ናብ’ቲ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተዉ 3667 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።
ትሕቲ 5 ዓመት |
ካብ 5-18 ዓመት |
ልዕሊ 18 ዓመት |
ድምር | |
ደቂ ኣንስትዮ | 26 | 119 | 312 | 457 |
ደቂ ተባዕትዮ | 48 | 362 |
2800 | 3210 |
ድምር | 74 | 481 | 3112 | 3667 |