ኣሶሼት ፕረስ ኣሚር ኣማንን  ቶማስ እንግዳን ዝተባህሉ ሪፖርተርን ሰኣልን ጋዜጠኛታቱ ኣብ  ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ብ29 መጋቢት 2022 ብዋሕ ካብ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝተፈትሑ ሓቢሩ። እዞም ጋዜጠኛታት ን4 ኣዋርሕ ተኣሲሮም ምስ ጸንሑ እዮም ነፍሲ-ወከፎም ብ60.000 (ስሳ ሽሕ) ብር ዋሕስ ተፈቲሖም፡  ክሶም ካብ ቤት ማእሰርቲ ወጻኢ ኮይኖም ክከታተሉ ተወሲንሎም።

ጉዳይ ናይዞም ጋዜጠኛታት ከጻሪ ዝጸንሐ ፖሊስ ንዝያዳ መርመራ ንቐጻሊ 2ተ ሰሙናት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክጸንሕሉ’ኳ ሕቶ ኣቕሪቡ እንተነበረ፡ ቤት ፍርዲ ግና ናይቶም እሱራት ናይ ዋሕስ መሰል ተቐቢሉ፡  ክሲ ከይተመስረቶም ካብዚ ንላዕሊ ክእሰሩ ኣይግበኦም ብዝብል ፈቲሕዎም። እቲ ቤት ፍርዲ ክሳብ ጉዳዮም ናይ መወዳእታ ውሳነ ዝወሃቦ ካብ ኢትዮጵያ ከይወጹ ኣጊድዎም። እዞም ጋዜጠኛታት ንኽንድዚ ግዜ ብዘይፈርዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክጸንሑ ዘገደደ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተኣዊጁ ዝነበረ ናይ ህጽጹ ግዜ ኣዋጅ ምዃኑ ኣብቲ ቤት ፍርዲ ተገሊጹ።

እዞም ጋዜጠኛታት ቅድሚ 4ተ ኣዋርሕ ተጠርጢሮም ዝተኣስሩ ምኽንያት  “ብፓርላማ  ኢትዮጵያ ፈጣሪ  ራዕዲ ንዝተባህለ  ጉጅለ ሸኔ ምስ ዓለም ኣፋሊጥኩምዎ”  ዝብል ከም ዝነበረ ተፈሊጡ። ጉዳይ ጋዜጠኛታት ዝከታተል ዓለም ለኻዊ ትካል ሲፒጀይ (CPJ)ን  ካለኦት ትካላትን እዞም ጋዜጠኛታት ንክፍተሑ ተደጋጋሚ መጸዋዕታ ከቕርቡ ጸኒሖም እዮም።

ቅድሚ ክልተ መዓልታት ክልተ ኣሜሪካውያን ኣባላት ፓርላም እዞም ጋዜጠኛታት ንክፍትሑ መጸዋዕታ ኣቕሪቦም ነይሮም እዮም። ናይ ኣሚሪካ ብሄራዊ ፕረስ ክለብ ብወገኑ ቅድሚ 2ተ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘይፍርዲ ተኣሲሮም ዘለዉ ከም በዓል ታምራት ነገራት ዝኣመሰሉ  ጋዜጣኛታትን ናይ ፕረስ ኣካላት ብዘይቅድመ -ኩነት ይፈትሑ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ ከም ዝነበሩ  ኣብቲ ጸብጻብ ተጠቒሱ።

ነቲ ኩነታት ዝተዓዘቡ ወገናት ናይዞም ጋዜጠኛታት ኣብዚ እዋንዚ ምፍታሕ ምስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊኣ ከይተጽድቖ ፈሪሓቶ ዘላ  RH-6600ን  S-3199ን ዝተሰየመ ሕግታት ዝተሕሓዝ እዩ ዝብል ግምት ኣለዎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ጋዜጠኛታት ንኣዋርሕ ምእሳርን ምፍታሖምን ክሳብ ክንድዚ ከዛርብ እንከሎ፡ ኣብ ኤርትራ ግና ን10ታት ዓመታት ዝተኣስሩ ጋዜጠኛታት ደሃዮም ከምዘይፍለጥ ዝዝከር እዩ።

ሓደ ስሙ ዘይተጠቕሰ  ኤርትራዊ ስደተኛ ብ25 መጋቢት 2022 ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ መደበር ባቡር ቨለንሲነስ፡  ዘሊሉ ናብ ናይ ጽዕነት ባቡር ክድይብ ኣብ ዝገበሮ ፈተነ ብዝተፈጥረ ናይ ኤልክትሪክ ባርዕ ተታሒዙ ከም ዝሞተ ረይልፍረይት ዝተባህለት  መርበብ ሓበሬታ ሓቢራ። ምስዚ ብዝተተሓሓዘ ክልተ ምስቲ መዋቲ ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ሓደ ሰራሕተኛ ናይታ ናይ ጽዕነት ባቡርን ክልተ ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓውን በቲ ሓደጋ ከም ዝቖሰሉ እቲ ዜና ጠቒሱ።

እታ ናይ ጽዕነት ባቡር ካብቲ ኣብ ሰሜን ፓሪስ ዝርከብ መደበር  ነቒላ ናብቲ ኤውሮጳን ዓባይ ብሪታንያን ዘራኽብ ካላይስ ናይ ትሕተ-ባሕሪ ገለርያ መንቀሊ ተምርሕ ዝነበረት እያ። ካላይስ ካብ ፈረንሳ ናብ ዓባይ ብሪታንያ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ንምስጋር ስደተኛታት ከም መንጠሪ ዝጥቀሙላ  ቦታ እያ።

ድሕርቲ ኣብዞም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሰባት ሓደጋ ምግጣሙ፡ ንጽባሒቱ 50 ዝኾኑ ካብ ማሕበራትን ስደተኛታትን ዝተወከሉ ሰባት ኣብ ካላይስ እቲ ሓደጋ ንከይድገም ንምጥቃቕን  ንግዳያት ቫለንሲነስ ንምዝካርን ናይ ጽሞና ስነ ስርዓት ከም ዘካየዱ ተፈሊጡ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝያት ብዙሓት ኣካላት ስደተኛታት ከምዚ ዓይነት ዘይውሑስ ስጉምቲ ከይወስዱ ከጠንቅቑ ጸኒሖም እዮም። ካብዚ ሓሊፎም መንገዲ ባቡራት ናይ ከምዚ ዓይነት ሓደጋ ጠንቂ ከይኮኑ ቀዋሚ  ሓለዋ ንምግበር ዘኽእል ናይ ተመኩሮ ምልውዋጥ ሓሳብ ዘቕረቡ ወገናት ከም ዝነበሩ እውን ኣብቲ ጸብጻብ ተጠቒሱ።

ብኻልእ ወገን ድማ፡ ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ፡ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2021፣ ካብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝፈተኑ ሓተቲ ዑቕባ፣ ተደፋፊኦም ናብ መንገዲ ባቡር ብምእታው፣ ሓደ ኤርትራዊ ብባቡር ተረጊጹ ክመውት እንከሎ፣ ሰለስተ ከምዝቖሰሉ  ሬድዮ ኤረና ሓቢራ።

A unique feat in the history of cycling: never had a black African won a race at this level
Nairobi, Monday, March 28, 2022

Epochal African victory in cycling: Eritrean Girmay wins classic Ghent-Wevelgem in Belgium

African cycling finally breaks into the world of two wheels that counts. For the first time, Sunday 27 March 2022, he triumphs in a classic from the North. And he crosses an epochal milestone.

Eritrean Biniam Girmay Hailu wins the Ghent-Wevelgem cycling race, Belgium

The Eritrean Biniam Girmay Hailu wins the Ghent-Wevelgem race in Belgium, one of the most important races of the entire international calendar and one of the hardest for the kilometers of cobblestones.

The race, now in its 84th year, was a kind of monopoly for Belgian cyclists. Since 1934 it has been dominated 50 times by home riders, 7 times by Italians and just twice by non-European riders.

Let’s imagine if we thought about the victory of an African athlete . Well, Sunday 27 March becomes a historic day: Biniam Girmay Hailu, 21 years old (he will turn 22 on April 2), originally from Asmara, beat his fellow fugitives in a sprint, with strength and cunning: the French Christophe Laporte, the Belgians Van Gestel Dries and Jasper Stuyven, far more experienced than him.

A unique feat in the history of cycling: never had a black African won a race at this level. And the young Eritrean, while absolutely incredulous of his performance, was well aware of the influence that victory will have on national pride and on the future of this sport in Africa and Eritrea. As we have had the opportunity to write in Africa Express, the discipline is in full development in the Black Continent, as evidenced by the world road cycling organization assigned, in 2025, to Rwanda, for the first time.

Biniam, however, is not exactly a surprise . The success in Belgium is the seventh of his professional career which began just 2 years ago: he won 4 stages in the two most important races on the continent (3 at the Tropicale Amissa Bongo, one at the Tour du Rwanda); the Classic Grand Besançon and, in 2022, the Alcùdia Trophy. In 2021 he was considered almost a national hero after having obtained the silver medal at the Under23 World Cup behind the Italian Filippo Baroncini.

In the last month he had already given clear signals of his conditions and his desire to emerge: he was placed in the top 10 in the Paris-Nice and Milan-Turin and twelfth in the Milan Sanremo, the first classic monument of the cycling season.

Biniam Girmay, of very humble origins, is married and has a daughter. After the amazing sprint he can’t wait to reach his two people most loved by him: “I have not been home for three months – he said – I certainly did not think of obtaining such a victory. I didn’t even know I had to run the Ghent-Wevelgem until last Friday. I hope it is a turning point for African cycling. Now I’m going home and getting ready for the Giro d’Italia (in May, the first three-week race of his career, ed) “.

Girmay rides in the Franco-Belgian team Intermarché-Wanty-Gobert, which had followed him for some time and who offered him a four-year contract. The executives had been right. “Ever since Biniam was trained in the World Cycling Center in Switzerland – declared the general manager Jean-François Burlart last August – already in the junior category he had shown his talent by beating Remco Evenepoel (one of the strongest in circulation ed. ) – Our club has decided to focus on young Eritrean cyclists ”.

Coach Aike Visbeek reiterated: “We have invested for the future in Biniam, we have planned a long-term path with him. He has a calm and good character, but above all he has a strong winning personality “.

His cousin Meron Teshome Hagos, former African time trial champion in 2017, had infected him with his passion for cycling in 2015.

“My whole family – says Girmay – has converted to cycling, which in Eritrea has become a national sport. Just think that in my country there are one hundred races a year ”. And the fruits are now visible.

ቃልሲ ብቆጸራ ኣቐዲምካ ኣብ ዝሓሰብካዮ ናይ ግዜ ገደብ ዝውዳእ ዘይኮነ፡ ቀጻልነት ዘለዎ ብምዕባለታት ዝጽለውን ዝግዛእን መስርሕ እዩ። እዚ ማለት ቃልሲ ተጀሚሩ ክሳብቲ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክበጽሕ በቲ ጀማሪ ጥራይ ዝዕመም ዘይኮነ፡ እቲ ዝቐደመ እጃሙ ኣበርኪቱ ነቲ መጻኢ እንዳውረሶ ክሳብ ዓወት ዝቕጽል እዩ። እቶም ዝወራረሱ ኣካላት ከከምቲ ዝሓልፍዎ መድረኽ ነናቶም ብጽሒት ኣለዎም። እቲ ዘውርስ መሰረት የትሕዝ እቲ ወራሲ ከኣ ኣብ ልዕልቲ ኣቐዲሙ ዝተነጸፈ ባይታ ናቱ ይምልእ። እጃሙ ምስ ወደአ ከኣ ንተካኢኡ ወለዶ   የውርስ፡ እቲ መስርሕ ከምኡ ኢሉ ዋሕዙ ይቕጽል። ቃልሲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ 60ታት ተጀሚሩ ኣብ 90ታት ምዝዛሙ ከኣ ናይዚ መስርሕ ምውርራስ ናይ ቀረባ ኣብነት እዩ።

መስርሕ ምውርራስ ብግቡእ ምክያዱን ዘይምክያዱን ንቕንዕና፡ ተዓዋትነትን ቀጻልነትን ሓደ ቃልሲ ዝውስን እዩ። ቀጻልነት ኣብ ቃልሲ ናብ ዓወት ዘብጽሕ  ወሳኒ ባእታ እዩ። እዚ ቀጻልነት  ብምውርራስ እዩ ዝረጋገጽ። ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነት ነዚ ሓቂዚ ብግብሪ ኣርእዩና እዩ። እቶም ነቲ ቃልሲ ዝጀመርዎ ገለን ብመስዋእቲ ገለን ድማ ብዕድመ ምድፋእ ካብቲ በሊሕ ቦታ ናይቲ ቃልሲ ክእለዩ እንከለዉ ሳላቲ ዝተከኦም  ሓድሽ ወለዶ  መሳርዕ ቃልሲ ከይዛረየ ኣብ ዓወት በጺሑ።  ሳላ እቶም ቀዳሞት ዘውረሱ፡ እቶም ዝወረሱ ከኣ ናይቶም ዘውረስዎም ሕድሪ ኣጽኒዖም  እጃም ብምድራብ ምስ ቀጸልዎ እቲ ናይ ቃልሲ ሰንሰለት ብግቡእ  ስለ ዝሰጠመ ንጸላኢ ኣሲሩ ዘሕቅቕ  ዓቕሚ ክኸውን በቒዑ።

መስርሕ ቃልሲ ዝነቐለሉ መሰረት ከይሰሓተ ክቕጽል እንከሎ፡ ኣብቲ መስርሕ ዝጸልውዎ ሓደስቲ ምዕባለታት  የጋጥምዎ እዮም። እቲ ቃልሲ ከኣ ነዞም ሓደስቲ ምዕባለታት ምስቲ መሰረታዊ ዕላማ ኣብ ግምት እናእተወ ከመሓድሮም ናይ ግድን እዩ። ካብዚ ብምንቃል እዩ ከኣ ኣብቲ መስርሕ ምውርራስ እቶም ዝወርሱ ካብቶም ዘውረስዎም ክኸድዎ ዝጸንሑ ኣገባብ ዝተፍልየ ክኸውን ዝዝኽእል። እቲ ጸላዊ ምዕባለታ ካብቲ ናትካ መስርሕ ቃልሲ ጥራይ ዘይኮነ ከባብያዊ ናይ ኣሰላልፋ ሓይልታት ለውጢ ዝፈጥሮ’ውን ክኸውን ይኽእል እዩ። ነዚ ንክትበቅዕ እምበኣር ኣዝዩ ውሕሉል፡ ተዓጻጻፍን ጸዋርን ግና ከኣ ዝነቐለሉ ሸቶ ዘይዝንግዕ ምዃን የድሊ። ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጀምረ፡ ኣብቲ መስርሕ ብዙሓት ናይ ውሽጥን ግዳምን ምዕባለታት ኣጋጢመምዎ እዮም። ምስ ኩሉቲ ዝነበሮ ጸገማትን ሕጽረታትን ከኣ ከከም ኣመጻጽእኦም ወጊንዎም። ሳላ ከምኡ ዝገበረ ድማ፡ እቲ ቃልሲ ካብቲ ዝተላዕለሉ ሸቶ ምርግጋጽ ናጽነት ኤርትራ ኣየላገሰን።

እቲ ዝወርስ መንእሰይ ሓላፍነት ምስተረከበ፡ ነቲ መስርሕ ቃልሲ ካብቲ ዝነበሮ ናብ ዝበረኸ ደረጃ ክብ ናይ ምባሉ ሓላፍነት ኣለዎ። ነዚ ክበቅዕ ግና ነቲ ካብቲ ዘውረሶ ነባር ዝርከቦ ጸጋን ክብርን መንቀሊ መሰረቱ ገይሩ ኣብ ርእሲኡ ናቱ ዓቕሚ ወሲኹ ዝብርኽን ዝስስንን ክኸውን ይግበኦ። እዚ ማለት ምስቲ መድረኽ ዝሰማማዕ ምውሳድ እምበር ብስም ምውራስ ግዜኡ ዝሓለፎን ንድሕሪት ዝመልስን ኣካይዳ’ውን ይገፋፍጥ ማለት ኣይኮነን። ነዚ እንተዘይበቒዑ ግና ወራስነቱ ኣድማዒ ትርጉም ኣይህልዎን። ዘዝመጸ ወራሲ ወለዶ ነቲ ቅድሚኡ ዝነበረ እናደርበየን እናነኣኣሰን ግድን “ከም ብሓድሽ ካብ ናተይ እንተዘይ ነቐልኩ”  እንተ ኢሉ ወትሩ “ዘዝወረሰ ጀማሪ” ናይ ምዃን ሓደገኛ ዝሕተላን ጽበትን እዩ  ዘጋጥም። ምውርራስን ቀጻልነትን እውን ትርጉም ይስእን። በዚ ከኣ ታሪኻዊ ዋሕዚ ሕብረተሰብ ይመዛበልን ዋና ይስእንን።

ኣብዚ ሎሚ ነካይዶ ዘለና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ናይ ምርግጋጽ ቃልሲ ሕቶ ምውርራስ ዝያዳ ካልእ ግዜ ኣዛረብትን ኣሻቐልትን ካብ ዝኾኑ ዛዕባታት ሓደ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ መንጎ እቶም ኣውረስትን ወረስትን ሓሓሊፉ ዝረአን ዝስማዕን ዘይምቅዳው ይንጸባረቕ። እዚ ምውርራስ ብናይ ክልቲኦም ቅሩብነትን ሓላፍነትን ዝትግበር እምበር፡ ናብ ሓዲኦም ዝድርበ ተሓታትነት ኣይኮነን። እቲ ዝትክእ “ክንድቲ ክቕረቦ ዝግበኣኒ ተቐሪበ እየ እሞ ክወርስ ” ዝብል ድሉውነት ከርኢ ምርጫ ዘይኮነ ግድነት እዩ። እቲ ዘውርስ ከኣ “ደጊም ግደኻ እዩ” ኢሉ ሓላፍነት ናይ ምርካብ ድልውነት ከርኢ ምርጫኡ ዘይኮነ ባህርያዊ ግደታኡ እዩ። ምውርራስ ብሓንሳብ ተጀሚሩ ዝውዳእ ቅጽበት ዘይኮነ፡ ነብሱ ብዝኸኣለ መስርሕ ዝትግበር ምዃኑ ክዝንጋዕ ዘይብሉ እዩ። እቲ ብሱል መስርሕ ምውርራስ፡ ኣውራስን ወራስን ቅርቡነቶም ዘርእይሉ ጥንቃቐ ዘድልዮ ወሳኒ መላግቦ እዩ። ብፍላይ እቲ ዝወርስ መንእሰይ ወለዶ ኣብቲ ቃልሲ ተሰሊፉ ነብሱ ክኢሉ መሪሕ ሓላፍነት ክርከብ ዘኽእሎ መባእታዊ ተመኩሮ ዝቐስመሉ ግዜ ከም ዘድልዩ ክርዳእ ይግበኦ። ቅድሚ ሓላፍነት ከኣ ቃልሲ እዩ ክርከብ ዝግበኦ። እቲ ዘውርስ ብወገኑ ክሳብ ሕጂ ዘጽናሕኩዎ ቃልሰይ ከቐጽለለይ እዩ ዝብሎ ምስ ረኣየ፡ ካብ ምርካብ ድሕር ክብል ኣይግበኦን። ናይቲ ዘውርስ ኣካል ኩነታት እቲ ወራሳይ ጥጡሕ እንከሎ ምዝንጋዕን ኮነ ናይቲ ወራሲ ኩነታት ከይበሰለ ብኣቋራጭ እንተዘይወረስኩ ዝብል ታህዋኽ ግና ክልቲኦም ሃሰይቲ እዮም።

ኣብ መንጎ እዞም ክልተ ናይ ግድን ተደላላይቲ ኣውራስን ወራስን ቅድሚ ኩሉ እቲ ሓደ ብዘይ ናይቲ ካልእ ህልውና ከምዘየብሎም ክኣምኑ ግድን እዩ። ምኽንያቱ ካብዚ መስመርዚ እንተወጺኦም እቲ ኣውራሲ ዋጋ ዝኸፈለሉ ቃልሲ ብዘይወራሲ ክጠፍእ ምዃኑ ክእመን ይግበኦ። እቲ ወራሲ ከኣ ነቲ ዘውርሶ ግቡእ ኣፍልጦ እንተዘይሂብዎ ዝብገሰሉ መሰረት ከምዘየብሉ ክግንዘብ ይግበኦ። ምኽያቱ ቀንዲ ጠመተናኳ ንቕድሚት እንተኾነ፡ ሎሚ ኮነ ጽባሕ ብዘይትማሊ ህልውና የብለንን። ካብዚ ሓሊፉ፡ እቲ ሓደ ናይ ሎሚ መንእሰይ ኣይጠቅምን እዩ፡ እቲ ካልእ ከኣ እዚ ናይ ትማሊ ነባር እንታይዶ ሰሪሑ እዩ? ክበሃሃሉ ግዜ ምቕታል ውጽኢቱ ብዘይ ታሪኽን ዓወትን ምትራፍዩ ዘኸትል። ኣብዚ እዋንዚ ፖለቲካ፡ዊ ሰልፍታት፡ ውድባትን ማሕበራትን ኤርትራ ናይቲ ወራሲ መንእሰይ ከምቲ ዝድለ ዘይምስታፍ ዘሰክፈን  ናይ ዘይምቕጻል ሓደጋ ከየጋጥም ስለ ዝሰግኣ እየን። እዘን ውዳበታት ነቲ መንእሰይ ኣብ ጐነን ኣየሰልፈኦን፡ ወይ እዚ መንእሰይ ኣብ ውድባት ናይ ምስላፍ ትብዓት የብሉን ዝብሉ ምክሳሳት ደጊም ይኣክል ክበሃሉ ይግበኦም። ህግደፍ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ንዘታኣታተዎ ናይ  ሕሰምን ስቓይን ውርሻ ገጽ ከይሃብካ፡ ኣብ ገዛእ ውራይካን ትውልዳዊ ሓላፍነትካን ክትዕደም ወይ ኩሉ ክሳብ ዝጣጣሓልካ ክትጽበ ዘይኮነ፡ ባዕልኻ ደፊእካ ምእታውን ነቲ ብማዕዶ እትፈርሖ ኩርኳሕ ቃልሲ ናይ ምጽራግን ሓልፍነት ናይቲ ወራሲ ሕድሪ መንእሰይ ምዃኑ ክዝንጋዕ ዘይግበኦ ቅኑዕ መስርሕ   እዩ።

Since the conflict in Tigray started in 2020, Eritrea has become further entangled in Ethiopian politics. Young Eritrean conscripts assigned to the region have been killed, and Eritrean refugees have been displaced. Yohannes Woldemariam argues that the state’s actions under President Isaias Afwerki show a pursuit of regional integration over Eritrean independence, with little regard for its citizens.

Eritrea achieved self-determination after a devastating 30-year war and a referendum that demonstrated overwhelming support for independence. Yet the country’s President, Isaias Afwerki, a homegrown dictator, has hijacked Eritrean aspirations and perpetuated his personal rule through a vicious series of assaults upon real and imagined opponents.

The entire Eritrean youth has been on war footing ever since the 1998-2000 “border war” with Ethiopia, who are put into an indefinite military service and used as unpaid mercenaries for Isaias’ military adventures – in the Congo, Sudan, South Sudan and Yemen. Since November 2020, Eritrean conscripts as young as 16 have been killed in the Tigray region of Ethiopia for a war that has little to do with them. Meanwhile, Eritrean refugees have been victimised by all sides of the conflict.

Abiy Ahmed has done a personal favour for Isaias, with the conflict helping him to assert himself and prolong his despotic rule. But the same cannot be said for the Eritrean people. Before the war, the country was a pariah, both regionally and internationally. Qatar was once Eritrea’s only significant lifeline, but Isaias has now fostered closer ties with Saudi Arabia, the UAE, Russia and China, while under sanctions from the United States. At the United Nations General Assembly in March 2022, Eritrea supported Putin’s invasion of Ukraine, advocating against human rights investigations directed at Russia, distinguishing itself as the only African country to provide the country unequivocal support.

This is set against a backdrop of Abiy in Ethiopia feeling squeezed economically, fearing the potential impacts of the HR 6600 Bill in the US Congress, which would require sanctions on persons deemed to threaten peace and security and violate human rights in the conflict. In contrast, Isaias appears less concerned with HR 6600 because he believes staying the course in the Tigray is worth more than the Bill’s consequences. For one, a resurgence of the Tigray People’s Liberation Front (TPLF) political party in the neighbouring region is seen as an existential threat.

China is worried that Eritrea’s involvement in the conflict will affect its large investments in Ethiopia and has moved to strengthen ties with Isaias. Further, its renewed interest in the Red Sea, for political and economic reasons, can be used by Eritrea as a potential shield. At the same time, Eritrea’s closer ties with China through an embrace of the Belt and Road Initiative also risk a debt trap. Simultaneously, by allowing regional powers like the UAE to use the Eritrean port of Assab for its war effort in Yemen, it situates itself in complex geopolitics.

By antagonising Western countries and the United Nations, Eritrea is relying on a few actors, such as Russia and China, to bring it lucrative rents, particularly from arms and other hidden investments. The result is that in addition to the cost of lives, Isaias’s participation in the Ethiopian civil war is gambling with Eritrean self-determination. Making himself a useful pawn for regional and international actors, which he in turn exploits by switching sides – as in a survival game – is risky business.

It can seem paradoxical, however, that someone like Isaias who fought for Eritrean independence can possibly betray this vision.

Isaias, in fact, has a history of ambivalence about Eritrean sovereignty – second to his grandiose ambitions of using the country’s strategic location to pursue regional hegemony over the Horn of Africa. Meles Zenawi, former Ethiopia Prime Minister, once gave an interview to the CIA agent Paul Henze in which he stated that Isaias had not been as committed to Eritrean independence as the Eritrean people – a view corroborated by Mesfin Hagos, a former Eritrean defence minister and a founding members of the Eritrean People’s Liberation Front. In a central committee meeting in 1991, Mesfin says he was stunned to hear Isaias floating the idea of joining the Ethiopian People’s Revolutionary Democratic Front political coalition that was governing the country. Isaias quickly retreated from the idea, perhaps biding his time for a more opportune moment.

Mixed signals from Isaias about Ethiopia’s use of Eritrea’s ports have rekindled the landlocked country’s expansionist ambitions to become a naval power, which alarms Eritreans concerned with territorial expansion. In Ethiopia, a desire to use the ports is shared across the political spectrum, from Tigrean activists to Ethiopian elites. Immediately before the Tigray war, the Tigrean General Tsadkan Gebetensae stated on record his ambitions of incorporating the Eritrean port of Assab. Likewise, Professor Gelawdios Araia of Lehman College argued for Tigray’s control of parts of the Red Sea, either by collaborating with “progressive Eritreans” or by force. Abiy in Ethiopia has openly stated his desire for a single army for Ethiopia, Eritrea and Djibouti. Ambassador Dina Mufti, spokesman for the Ethiopian Foreign Ministry, further said: “If you ask each and every Eritrean today, they don’t like or celebrate the day they separated from Ethiopia and Ethiopians feel the same way.”

The lack of insistence from Isaias on demarcation, and instead the suggestion of promoting regional integration, would only steam ahead if his personal power and influence was seen to grow. To this end, Tigrean resistance is a problem. For over 20 years, Eritreans were told that the impasse between the two countries arose from the TPLF’s refusal to demarcate the border, but when Isaias realised that Abiy Ahmed had turned against the political party, he declared that “borders do not really matter”.

Faced with such a helpless situation, the Eritrean diaspora opposition is in a state of paralysis. Some feel that creating an alliance with the TPLF against Isaias is of strategic necessity. Others do not trust the TPLF to respect Eritrean sovereignty.

With Abiy’s questionable control over the Amhara militia, which is adamant to continue the war against Tigray, even if Abiy pursues a negotiated end, Isaias has developed separate parallel relationships with subnational groups, including the Amhara and the Afar. Isaias is now deeply involved in Ethiopian politics in complex ways and committed to the elimination of the TPLF leaders seen as blocking his ambitions.

Amid these political maneuverings, Eritreans are among the major losers of the Tigray conflict, more so because the war is not about them. An Eritrean leader who cared about Eritrean lives and sovereignty would have produced a very different situation.

 About the author

Yohannes Woldemariam

Yohannes Woldemariam is an Ethiopia expert who has been commenting and researching on the Horn of Africa for many years. He can be reached at This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ኣምኒስተ ኢንተርናሽናል ሰብ መዚ ግብጺ፡ ኤርትራውያን ተገዲዶም ናብ ሃገሮም እንተተመሊሰሞም ምስቓይን ካልእ ኩሉ ዓይነት ግህሰትን ስለ ዘጋጥሞም  ካብ ምስጓጎም ከቋርጹ ጸዊዑ።

ኣምኒስቲ ግብጻውያን ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ዓለምለኻዊ  ሕጊ ብምጥሓስ 31 ኤርትራውያን ኣገዲዶም ናብ ኤርትራ ከም ዝመለሱ ጠቒሱ፡ ኣብዚ እዋንዚ እውን ኣብ ሰሜናዊት ከተማ ኣስዋን ህጻናትን ቆልዑን ዝርከብዎም 50 ኤርትራውያን ኣብ ናይ ምስጓግ ሓደጋ ከም ዘለዉ ሓቢሩ። እዞም ግዳያት ናይ ስደተኛ መስልን ጉዳዮም ከረድእሉ ዝኽእሉ ዕድልን ከም ዘየብሎም ድማ ኣምኒስቲ ገሊጹ።

እዚ ተግባር ንግብጺ ብጥሕሰት ዓለምለኻዊ ሕጊ ሕማቕ ምስሊ ስለ ዝኾነ፡ ብቕልጡፍ ክቋረጽ ይግበኦ ዝበለ ኣምኒስቲ ኢንተርናሽናል፡ እቶም ቅድሚ ሕጂ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ዝተመልሱ ግዳያት፡  ተገዲዶም ከም ዝተመርመሩ፡ ብጃምላ ከም ዝተኣስሩን ዝተሳቐዩን ከም ዝተፈልጠ  ኣዘኻኺሩ። ፍሊፕ ሉተር ተመራመርን ተማጓትን ሰብኣዊ መሰል ዲረክተር ማእከላይ ምብራቕን ሰሜን ኣፍሪቃን ኣምኒስት ኢንተርናሽና፡ ላዕለዎት ሰብ መዚ ግብጺ ንኤርትራውያን መሰል ሓታቲ ዑቕባ ከኽብርሎምን ኣገዲድካ  ምምላሶም ከቋርጹን ይግበኦም ኢሎም።

እዞም ኣብ ግብጺ ዝእሰሩን ዝስጐጉን ዘለዉ ህጽናት ዝርከብዎም ኤርትራውያን ግዳያት፡ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ከምዘይክሰሱ፡ ብጨካን ኣገባብ ከም ዝተሓዙ፡ ንወዲ ሰብ ዝተፈቕደ መሰረታዊ ኣገልግሎት ሕክምና፡ ጽሬትን ክዳንን ከም ዘይረኽቡ እዚ ናይ ኣምኒስት ጸብጻብ ኣቃሊዑ። ሰብ መዚ ግብጺ ካብ ከምዚ ዓይነት ተግባር ክቑጠቡ ብላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ንዝቐርቦም ምሕጽንታ ክነጽግዎ ከም ዝጸንሑ እውን ተፈሊጡ።

ኣምኒስት ተኸታቲለዮ ኣለኹ ከም ዝበሎ፡ ኤርትራውያን ቅድሚ ምስጓጎም ናይ ጉዕዙ ሰነዳት ክወስዱ ተግዲዶም ናብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ካይሮ ይውሰዱ፡ ሕክምናዊ መርመራ ይገብሩ፡ እዚ ኩሉ  መስርሕ ክካየድ እንከሎ ምስ ዝኾነ ኣካል ክራኸቡ ስለ ዘይፍቀደሎም ነቲ መደብ ምሱጓግ ኣቐዲምካ ምፍላጡ ከም ዘጸግም ሓቢሩ።

ኤርትራውያን ሃገሮም ገዲፎም ክሃድሙ ካብ ዝግደድሉ ምኽንያታት፡ ገደቡ ዘይፍለጥ ግድዱ ውትድርና ሓደ  ምዃኑ እዚ ካብ ኣምኒስት ዝተረኽበ ጸብጻብ ገሊጹ። ኣተሓሒዙ ከኣ ተገዲዶም ዝተመልሱ ኤርትራውያን ብስንኪ ዘጋጥሞም ስቓይን ካልእ ዘይሰብኣዊ ኣተሓሕዛን ኣብ ዝለዓለ ስግኣትን ቅልውላውን ከም ዝወድቁ ብደረጃ  ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከይተረፈ ከም ዝፍለጥ ኣረዲኡ።

ኣምኒስት ንድሕሪት ምልስ ኢሉ፡ ኣብ  ወርሒ ሕዳር 2021 ኣብ ግብጺ 20, 778 ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባ ኤርትራውያን ተመዝጊቦም ምንባሮም ጠቒሱ፡ ሽዑ ዘይተመዝገቡ ኤርትራውያን ስለ ዝነበሩ እቲ ኣሃዝ ካብኡ ንላዕሊ ከም ዝነብር ኣዘኻኺሩ። ኤርትራውያን ናብ ግብጺ ብደቡባዊ ወሰናስን ናይታ ሃገር እዮም ዝኣትዉ።

Saturday, 26 March 2022 21:16

Dimtsi Harnnet Sweden 26.03.2022

Written by

AFRICAERITREAETHIOPIAHORN OF AFRICA

Tigray was surrounded in all directions. Since the government of Tigray had timely intelligence regarding Abiy’s moves, it undertook a preemptive operation to disarm and neutralize the Northern Command—a move we considered a legitimate act of self-defense. Failure to act would have resulted in the total annihilation of Tigray’s leadership; the Northern Command operation gave Tigray a fighting chance against a comparative military colossus.

The World Must Condemn Human Rights Abuses in Tigray as It Does in Ukraine

International solidarity with Kyiv in the face of Russian aggression is admirable. Tigrayans brutalized by Ethiopia and Eritrea deserve the same.

By Getachew Reda, a member of the executive committee of the Tigray People’s Liberation Front and was Ethiopia’s minister of communication from 2014 to 2016.

Children, who fled the violence in Ethiopia's, Tigray region, wait in line for breakfast organized by volunteers in Mekele, the capital of Tigray region, on June 23, 2021.

MARCH 23, 2022, 3:18 PM

Source: Foreign Policy

The unprecedented unity of the liberal democratic world against Russia’s invasion of Ukraine is admirable. In addition to rallying its allies and the broader international community behind Ukraine, the United States made a powerful case against Russia in the United Nations Security Council and the U.N. Human Rights Council.

U.S. Secretary of State Antony Blinken excoriated Russia for its conduct in Ukraine, underscoring its flagrant violations of international law. He accused Russian forces of deliberately targeting schools, hospitals, and critical infrastructure. He also accused Russia of using euphemistic language to refer to its invasion of Ukraine.

Blinken further exhorted members of the council to refrain from saying that both sides bore equal responsibility for the unprovoked attacks of one side, demanding moral clarity and unity. In praising global protests against Russia’s aggression and in support of the rights of Ukraine, Blinken emphatically stated that “if we allow the rules of the international order to be flagrantly trampled anywhere, we weaken them everywhere.”

Many of the principles that Blinken enunciated regarding Russian aggression in Ukraine also apply perfectly to the conflict in the Ethiopian region of Tigray.

But this strong moral stand isn’t universal. Indeed, many of the principles that Blinken enunciated regarding Russian aggression also apply perfectly to the conflict in the Ethiopian region of Tigray. Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed, Eritrean dictator Isaias Afwerki, and their ethnic Amhara expansionist partners have decimated Tigray, with the vast majority of health facilities deliberately destroyed and looted, reversing decades of progress on health care provision.

The invading forces have also systematically raped women and girls, leaving them with enduring physical and psychological scars; plundered Tigray’s wealth; destroyed socioeconomic institutions; murdered innocent civiliansused hunger as a weapon of war to bring Tigrayans to their knees; and vandalized service-providing infrastructure.

Abiy’s oft-repeated narrative regarding the Tigray war is that it came about following the Tigray People’s Liberation Front (TPLF) attack on units of Ethiopia’s Northern Command in November 2020. However, the Northern Command incident was the beginning, not the cause, of the war.

Tension between Tigray and the federal government began simmering almost as soon as Abiy assumed office in 2018, as he sought to scapegoat the TPLF for the country’s various ills. Abiy saw the TPLF as a formidable counterweight to his centralizing vision, which, based as it is on a rejection of Ethiopia’s fundamentally multinational nature, has since collided with Ethiopia’s messy reality.

When Abiy used the COVID-19 pandemic to postpone the 2020 elections in violation of the constitution, Tigray went ahead with its own regional elections. Soon thereafter, Abiy began to bring the full power of the federal government to bear on Tigray, including by suspending Tigray’s federal subsidies.

Abiy planned to use force to oust the TPLF and install a puppet government over which he would have considerable sway. To decapitate Tigray’s leadership, the Abiy government was in the final stages of positioning personnel and heavy weapons drawn from the country’s three commands in late 2020. In addition, Abiy had also given secret directives to members of the Northern Command carefully selected based on their loyalty to the regime to prepare for an operation from within Tigray.

Tigray was surrounded in all directions. Since the government of Tigray had timely intelligence regarding Abiy’s moves, it undertook a preemptive operation to disarm and neutralize the Northern Command—a move we considered a legitimate act of self-defense. Failure to act would have resulted in the total annihilation of Tigray’s leadership; the Northern Command operation gave Tigray a fighting chance against a comparative military colossus. The fact that Abiy began his massive offensive against Tigray the day after the attack on the Northern Command supports the argument that his government had already made extensive preparations for a military campaign.

Despite having copious amounts of evidence showing Abiy’s and Isaias’s premediated aggression and subsequent destruction of Tigray, the international community’s routine rhetoric has devolved into attempts to apportion blame for the war on Tigray not on the basis of discernible facts about the genesis and conduct of the conflict but on the need to appear evenhanded. The upshot is the establishment of parity between the aggressors and their victims.


Abiy initially peddled his war as a simple “law enforcement operation” to be concluded by detaining or killing a handful of Tigrayan leaders, foreshadowing Russian President Vladimir Putin’s euphemistic “special military operation” in Ukraine. Putin has gone so far as to criminalize calling his invasion of Ukraine a “war.”

Not unlike Putin, Abiy deployed tanks, artillery, jets, helicopters, and tens of thousands of soldiers—a first for routine law enforcement work. Abiy also invited a foreign power—the Eritrean army—to invade Tigray from multiple directions, where they would go on to commit some of the most heinous atrocities against the people of Tigray. Government-owned media outlets and their private affiliates saturated the airwaves with talks of a law enforcement operation in Tigray as a devastating war raged, hiding its true nature from the Ethiopian people.

Outside powers, such as Iran and Turkey, have also intensified and prolonged the conflict by providing the Abiy regime with modern weapons, including drones, and the operational expertise needed to run them. In the case of Ukraine, the West is feverishly attempting to arm its military for self-defense. In the case of Tigray, outside powers with an ax to grind against Tigray (such as Eritrea) and those seeking to secure strategic foothold in the region have jumped on the bandwagon with the aggressors.

During the eight months when the government of Tigray was forced out of its seat of power, it mobilized, organized, armed, and led its people to mount an effective resistance, which led to the retreat in disarray of the invading forces from most parts of Tigray.

However, a series of backbreaking battlefield losses did not cause the Abiy regime to abandon its fantasy of scoring a knockout military victory against Tigray. In addition to its feverish attempts to rearm and regroup for a second round of brutal invasion, the regime also imposed an all-encompassing blockade on Tigray. In September 2021, Martin Griffiths, the U.N. relief chief, lamented the regime’s imposition of a “de facto blockade” that was hampering humanitarian operations.

This vicious siege has put over 5.2 million people at risk of death by starvation. In addition to the suspension of such vital services as electricity, telecommunications, banking, and air and ground transport to and from Tigray, the Abiy regime has also persistently denied the entry of food, fuel, and medical supplies into the region, compounding the already dire humanitarian situation.

What is notable is that the multifaceted humanitarian crises that normally accompany violent conflict are even starker in the case of Tigray due to the intentional destruction of its economic base and the looting of private and public wealth. The actions of the Ethiopian and Eritrean armies as well as an assortment of ethnic Amhara paramilitary forces combined with the persistent obstruction of humanitarian operations have exposed virtually every Tigrayan to extreme hardship.

While economic liberalization is important for the United States, an Ethiopia plagued by violent instability, communal violence, and institutional decay is of no use to anyone.

The upshot is that Tigray is in the midst of a calamitous humanitarian crisis. The U.N. estimates that, to reach the millions of people in need of humanitarian assistance, 100 truckloads of supplies—food, non-food items, and fuel—must enter Tigray daily.

Based on this estimate, since July 12, over 25,000 truckloads of supplies should have arrived in Tigray. In reality, according to figures provided by the U.N. Office for the Coordination of Humanitarian Affairs, only 1,339 trucks have arrived in Tigray, representing about 5 percent of the supplies required to meet increasing needs. The Abiy and Isaias regimes have left a long trail of evidence confirming their use of hunger as a tool of war.

The predictable outcome of this cruelty is that thousands of Tigrayans have already perished from hunger and easily preventable diseases owing to the lack of food and life-saving medical supplies. Thousands are dying out of sight, as the consequences of the blockade of Tigray—a telecommunications blackout and fuel-related transportation problems—make it virtually impossible to send and receive timely updates on developments in hard-to-reach areas.

Aside from being a violation of international law, siege starvation of civilians is also a moral abomination deserving of condemnation in the strongest terms. The U.N. Security Council passed a resolution condemning the weaponization of hunger in 2018. The council’s silence now in the face of brazen use of hunger as a tool of war risks irreparably undermining its credibility as a guardian of international peace and security.


In contrast to Ukraine, which has justifiably commanded global attention and where concrete action has been taken by allies, the international response to the multifaceted humanitarian catastrophe in Tigray has been inadequate.

Some influential personalities and opinion-makers in the United States remain enamored of Abiy, presumably for his supposedly reformist agenda and commitment to liberalizing the Ethiopian economy. For instance, former U.S. Assistant Secretary of State Tibor Nagy has expressed his admiration of Abiy over his economic aims.

Given Washington’s long-standing stake in the expansion of liberal market economies—the core feature of the postwar liberal international order at the apex of which the United States sits—it is no surprise that Abiy continues to command a measure of loyalty from the U.S. political establishment despite his disastrous stewardship of the country. And while there is no doubt that economic liberalization is important for the United States and much of the Western world, an Ethiopia characterized by violent instability, rampant communal violence, and institutional disintegration can be of no use to anyone.

Jeffrey Feltman, a former U.S. special envoy for the Horn of Africa, has damagingly emphasized the democratic legitimacy of the Abiy regime, despite Abiy’s jailing of nearly every viable opposition politician a year before recent elections were held. One unfortunate result has been policy incoherence. For instance, Feltman strongly condemned the devastating humanitarian blockade of Tigray, while strenuously objecting to Tigray’s attempt to lift it by force. But unless the international community takes robust action to forcibly end the blockade, the people of Tigray have no alternative.

EPDP Magazines