መኽፈቲ ቃል ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ማሕበር ጀርመን
Tuesday, 26 August 2014 13:25ቃል ተበግሶ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ኣብ ፈስቲቫል ፍራንክፈርት 2014
Tuesday, 26 August 2014 13:09Rede des Vorsitzenden von Eritrea Demokratischen Volkspartei in Eritrea-Festival 2014
Tuesday, 26 August 2014 13:02ሪፖርታጅ ካልኣይ ውዕሎ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ 2014 ኣብ ፍራንክፎርት፡ ጀርመን
Tuesday, 26 August 2014 12:59EPDP Branch in the Bay Area Participated in Bologna 2014 Conference
Tuesday, 26 August 2014 12:57On Sunday August 10, 2014 EPDP Bay Area participated in a Bologna 2014 Conference hosted by EYSC local chapter. The agenda was to discuss core topics of the upcoming Bologna 2014 Conference. Mr. Solomon Assefaw presented the topics of Bologna 2014 in detail. Participants discussed the topics and specifically on the area of Eritrean issue by Eritreans concept, change from inside Eritrea, concept of non-violent means of struggle, building alliance with people who has the same vision and value, and mass mobilization.
ኩሉ ወዮ ኣይኹን!
Tuesday, 26 August 2014 12:53ኣርዓዶም በርሀ
ብዛዕባ ሓደ ዓብይ ንብዙሓት ዝምልከት ዕማም ክንሓስብ ወይ ክንሻቐል እንከለና፡ ክንጥንቀቐሉ ካብ ዝግበኣና ብዙሕ ጉዳያት እቲ ሓደ “እታ ሓቂ ወይ መዋጸኦ ምሳይ ጥራይ እያ ዘለና” ኢልና ከይንድምድም እሞ በበይንና ከይንተሓላለው እዩ። ኣብዚ እዋንዚ ንሕና ኤርትራውያን ሓደ ዓብይ ኣይኮነንዶ በበይንና “ሓቢርና’ኳ እንተኽኢልናዮ” ዘብል ኣሰካፊ ዋኒን ምድሓን ህዝብን ሃገርን ኣለና። ካብዚ ንኹልና ዘሰክፈና ዘሎ መከረ ንምውጻእ ፍልልይ ሃይማኖትና፡ ቋንቋና፡ ከባቢያዊ መበቆልናን ፖለቲካዊ እምንቶናን ብዘየገድስ ናይ ኩላትና ናይ ሓባር ሓሳብ፡ ጉልበትን ንዋትን ኣበርክቶ ዝሓትት እዩ። ናይዚ ኣበሃህላ’ዚ ሓጺር መልእኽቲ ብመትከል እንካን-ሃባን እንዳ ተመላላእካ ክሳብ እቲ መዋጸኦ ዝርከብ ብሓባር ንቕድሚት ምድፋእ ዝብል እዩ።