ዶር ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ምስ መጸ፡ ነቲ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕን ብይን ኮሚሽን ዶባት ሕቡራት ሃገራትን ብዘይ ቅድመ-ኵነት ኣብ ግብሪ ከውዕሎ ኢየ ምስ በለ፤ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ፡ ንዅሉ’ቲ ማሕላኡን ጣሕላኡን ገዲፉ፡ ሕጂ መራሒ ረኺብና፡ ንሕና ድማ ክንክተሎ ኢና፣ ኣይከሰርናን፣ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ክልተ ህዝቢ`ዩ ኢሉ ዝዛረብ ድሕሪ ሕጂ ነቲ ሓቂ ዘይፈልጥ ጥራይ ኢዩ፣ ካብ ጕዳይ ዶብ ዝዓቢ ዞባዊ ጕዳያት ኣሎና፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ እግሪ ክሳብ ዝተክል ዕድል ክንህቦ ኣሎና፣ ዝብሉ ናይ ክድዓትን ጥልመትን መደራጉሕ ፈነወልና። እዚ ጥራሕ ከይኣክል፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣርእይዎ ዘይፈልጥ ናይ ፍቕሪ ፍሽኽታ፡ ምድንፋቕን ዓይኑ ንብዓት ቍጽርጽር እናበሎ ኣፍልቡ እናሃረመ ኣብ ኵለን እተን ዝበጽሐን ከተማታት ንህዝቢ ኢትዮጵያ ልባዊ ፍቕሩ ክገልጽን ሕግብግብ ክብልን ተራእየ። ኢትዮጵያ ንኤርትራ ወኪላ ምስ ወጻኢ ሃገራት ክትውዓዓል ድማ ማዕጾ ኣርሓወላ።
እዚ፡ ምስ’ቲ ብለካቲት 1991 ዓ.ም ንኤርትራን ኢትዮጵያን ሓዋዊሱ ናይ ምምራሕ ዝነበሮ ባህግን መደብን፤ ከምኡ’ውን፡ ገማግም ኤርትራ ናይ ስዑዲ ዓረብ ትመርሖ ልፍንቲ ሃገራት ኣዕራብ መንሃርያ መደበር ምግባሩ ተደማሚሩ፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ከቢድ ሻቕሎትን ጥርጣረን ፈጠረሉ። እቶም ንስርዓት ኢሳያስ ዝቃወምዎ ጥራሕ ዘይኰነስ፡ ብዙሓት ካብ’ቶም ኣብኡ እምነት ዝነበሮም እውን ክጸርዎን ክከላኸልሉን ኣብ ዘይክእልሉ ኵነታት ወደቑ።
ኣብ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ኵነታት ዝተበገሰ ናይ “ይኣክል” ጻውዒት፡ ናይ ኵሎም ፖለቲካውን ማሕበራውን ክፍልታትን ሃይማኖታትን ተቐባልነትን ደገፍን ረኸበ። ኣብ ደገ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ዘዝነብረሉ ቦታታት ኰይኑ፡
1. ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብህጹጽ ይጠረር፤
2. ንልዑላውነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእቱ ውዕላት ኣይንቕበልን፤
3. እምቢ ንምልኪ፤ እወ ንፍትሒ
4. ይኣክል ንምልኪ፡ ይኣክል ንምብትታን፡ ይኣክል ንስደት፡ ይኣክል ንደረት ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት….
…ዝብል ድምጽታት ኣጋውሐን ሰላማዊ ሰልፍታትን ሰሚናራትን ኣጋብአን። ነዚ ምንቅስቓሳት’ዚ ብቃለ-መሓትትን ዜናን ኣሰንዩ፡ ብረድዮን ብተለቪዝንን ናብ ውሽጢ ኤርትራ ብምዝርጋሕ ንስርዓት ኢሳያስ ዘጃጀወ ዓቢን ኣድማዒን ምንቅስቓስ ፈጸመ። ኣብ ውሽጢ ዝርከብ ህዝብና ከይተረፈ ብዝተፈላለየ ስልትታት ዝተሰነየ “ይኣክል” ዝብል ጽሑፋት ኣብ ምዝርጋሕ ተዋፊሩ ይርከብ። እዚ ማዕበል’ዚ ንስርዓት ኢሳያስ ቅድሚ ሕጂ ኣርእይዎ ዘይፈልጥ ራዕድን ምሽቝራርን ኣሕዲርሉ ኢዩ። ነዛ ቆርበቱ ንምድሓን ምስ ናይ ከባቢና መለኽቲ ስርዓታት ብምምሕዛው ነቲ ኣብ ሱዳን ዝኸይድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ሕፍር ከይበለ ክጻረርን ክቆጽን ይህቅን ምህላዉ ድማ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ኰይኑ ኣሎ።
እዚ ናይ “ይኣክል” ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራን ናይ ምክልኻል ሓይልታቱን ንምልዕዓልን ንምጽላውን ምስ ናይ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ዝሳነ ኣገባብን ስልትን ብምኽታል ጻዕርታቱ ከዛይድን ክቕጽልን ይግባእ።
ስለ’ዚ፡ እቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሕጂ ኢዩ ዝጅምር ዘሎ እምበር ዕማሙ ኣይወድአን። እዚ ዝተገብረ ቀዳማይ ማዕበል ኢዩ። ካልኣይ፡ ሳልሳይ እናበለ ዝሓየለ ማዕበላት ክስዕብ ክኽእል ኣለዎ። ኣብ ዘዘለናዮ ሃገር፡ ንጽልዋ ናይ ምልካዊ ስርዓት ንምድኻም ምቅላስ ንገዛእ ርእሱ ዓቢ ዕማም ኢዩ። ስለ’ዚ ተሓጋጊዝና ነቲ ስርዓት ንምንብርካኽን ናይ ህዝቢ ድሌት ንኽፍጸም ምግባርን ከድልየና ኢዩ።
መሰረታዊ ሕቶ ድማ፡ ዶብና ምሕንጻጽ፡ ልዑላውነት መሬትን ህዝብን ኤርትራ ምርግጋጽ፡ ምልኪ ኣልጊስካ ሰላምን ፍትሕን ዝነግሰላ ሰብኣዊ መሰላት ህዝቢ ኤርትራ ዝኽበረላ ስርዓት ምህናጽ ኢዩ።
በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ንዝኣተዎ መብጽዓ፡ ማለት ውዕል ኣልጀርስን ብይን ኮሚሽን ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዘይ ቅድመ-ኵነት ኣብ ግብሪ ከውዕል ሕጋውን ሞራላውን ሓላፍነት ከምዘለዎ ከዘኻኽር እፈቱ።
ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ከም ፖለቲካዊ ውድባት ብቅዋምን ፖለቲካዊ መደብ ዕዮን ዝምርሑን ዝግዝኡን ኣይኰኑን። ኣባልን ዘይኣባልን ዝብል መስፈሪ እውን የብሎምን። ህዝቢ ኣብ ውሱናት ጕዳያት ተሰማሚዑ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝዝንቢ ዘሎ ሓደጋ ንምእላይ በብዝኽእሎ ኣገባብን ዓቕምን ዝዋስእሉ መድረኻት ምፍጣር ኢዩ ዘድሊ። ስነ-ኪነታውያን ብጽሑፍኦም፡ ስእልታቶምን ሙዚቃኦምን፣ ምሁራት ብትምህርቶም፡ መጽናዕቶምን ኣመራርሓኦምን፣ ሃብታማት ብገንዘቦም፣ መንእሰያት ብጉልበቶምን መሃዝነቶምን፣ ደቂ ኣንስትዮ ድማ፡ ብልቦናአን ናይ ምምሕዳር ክእለተንን ወዘተ … ኮታ ኵሉ ዜጋ በብዓቕሙ ዝጐየላን ተዋሃሂዱ ዝሰርሓላን ዕማም ክትህልዎ ይግባእ።
ስለ’ዚ፡ ኣብ ዘዘለናዮም ከተማታት፡ ከም ኤርትራውያን ዜጋታት ተኣኪብና ነዚ ስርዓት’ዚ ክሳብ ዘልግስ ሓቢርና ነድምጽን ሓቢርና ንስራሕን።
ዓወት ድማ ናይ ህዝቢ ኢዩ!!
ምልኪ ይፍረስ፡ ፍትሒ ይንገስ!!
መንግስተኣብ ኣስመሮም
ኣቦ መንበር ሰዲህኤ
27 ሰነ 2019
EPDP Reminds the UN System of Its 2016 Inquiry Commission Conclusions on Eritrea
Written by EPDP Information OfficeIn a timely appeal addressed to the UN Secretary General as well as to the UN Security Council and copied to all heads of delegations to the 41st Session of UN Human Rights Council opened in Geneva today, 24 June, the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) urged the UN to act upon its pledges, including the so far “forgotten” conclusions of its own Commission of Inquiry on human rights abuses in Eritrea which were believed to be “crimes against humanity.
The message, issued by the EPDP Chairman Menghesteab Asmerom, took note of the growing “Enough is Enough” wave of protests by Eritreans everywhere, and urged the UN system to kindly help a smooth change in Eritrea by putting more pressure on the reckless regime in Asmara. The 41st Session of the UN Human Rights Council was also urged to follow up on the conclusions of its own commission of inquiry. (Full text of the relatively short EPDP message is printed below).

UN Security Council has the duty to act upon findings of the commission of inquiry on Eritrea
To: H.E. Mr. Antonio Guterres,
UN Secretary General, New York
CC: Member States of the UN Security Council,
- Heads of Delegations to the 41st Session of
The UN Human Rights Council,
Geneva
Dear UN Secretary General Guterres,
Dear UN Security Council Members,
As the 41st Session of the UN Human Rights Council opens in Geneva today, 24 June, the vast majority of Eritreans, who are now rallying for democratic change under the slogan of “Enough is Enough,” deserve the attention of your esteemed offices. Eritreans still hope that UN system, which faltered on Eritrean issues several times in the past, may now help in finding a peaceful resolution for its current problems before the already disastrous situation gets much worse, trailing it very bad consequences on the region as a whole. Acting now, even belatedly, on the 2016 recommendations of the UN Commission of Inquiry on Eritrea could be a helpful first step to end the human suffering in small and still poor Eritrea.
Dear SG and Madams/Sirs,
The international community is well aware that the UN Commission of Inquiry on human rights in Eritrea concluded in its report of June 2016 that it had reasonable grounds to believe that “crimes against humanity” have been committed in Eritrea since 1991. It listed the crimes to have included enslavement, imprisonment, enforced disappearance, torture, other inhumane acts, persecution, rape and murder. The commission affirmed that without substantial legal and institutional reform, Eritrea is not capable of providing accountability to these crimes and violations. It therefore recommended that “the [UN] Security Council refer the situation in Eritrea to the Prosecutor of the International Court [of Justice] for consideration, and that the States Members of the United Nations exercise their obligation to prosecute or extradite any individual suspected of international crimes present on the territory.”
It is now three years since the conclusions and recommendations of the UN Commission of Inquiry on Eritrea have been submitted for further action of the UN Secretary General and the Security Council. Sadly, the Eritrean people have not yet heard a word on this from both.
Your Excellencies,
All recent reports confirm that nothing is changing in the Eritrean situation. On the contrary, everyone is watching it worsening by the day, probably until it eventually becomes a real cause of instability in the Horn of Africa region and beyond.
We therefore call upon the esteemed offices of the Secretary General and the Security Council to pick up the forgotten report of the UN COI on Eritrea and act upon its pertinent conclusions and recommendations without further delay.
In the meantime, the current 41st Session of the UN Human Rights Council is urged to consider asking again the UN Secretary General and the Security Council to act upon those recommendations for action on Eritrea.
Respectfully yours,
Menghesteab Asmerom, Chairman,
The Eritrean People's Democratic Party (EPDP) in exile.
24 June, 2019
ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንጐበጣ ኢትዮጵያ፡ ብኤርትራዊ ምልካዊ ስርዓት ምትካእ ኣይነበረን። ህዝቢ ኤርትራ ዝተቓለሰሉ ዕላማታት፡ ሰላም፡ ፍትሒ፡ ብልጽግና ዝሰፈና ናጻ፡ ቅዋማዊትን ዲሞክራስያዊትን ኤርትራ ምህናጽ ኢዩ ነይሩ። ሰማእታትና ድማ ነዚ ክቡር ዕላማ’ዚ ክብሉ ኢዮም ነታ ዝፈትዉዋ ህይወቶም ከይበቐቑ ዝወፈዩ።
ናይ ዝዀነ ይኹን ህዝቢ ወይ ውልቀሰብ ሕልሚ ድማ፡ ካብ’ቲ ዘለዎ ናብ ዝሓሸ ደረጃ ክሰጋገር እምበር፡ ብስም ጽንዓት፡ ብስም ምጽማም፡ ንዝኸፍአ መነባብሮ ከም ጥዑም ጌርካ ምውሳድ ኣይኰነን።
ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓመት መጸ፡ እዚ በጺሕናዮ ዘለና ደረጃ ናብ ዝሓሸ ደረጃ መንጠሪ ክዀነና ኢዩ፡ ስለ’ዚ ንጽናዕ እናተባህለ ናይ ሓሶት መብጽዓታት እናተገብረሉ ኣብ’ዚ ዘለናዮ መግለጺ ዘይርከቦ ናይ ስቓይን ሓሳረ-መከራን ሕማቕ ኵነታት ወዲቑ ይርከብ። ሕጂ ድማ፡ ከም ወትሩ፡ ጽንዓት ንልምዓት ብዝብል ጥዑም ግን ዘይፍጸም መብጽዓ ብምድግጋም ክታለል ኣይግባእን ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ “ይኣክል ንምድንጋር… ይኣክል ንምልኪ… ይኣክል ንድኽነት፡ ምብትታንን ስደትን” ኢሉ ተላዒሉ ኣሎ። እቲ መፍትሒ ድማ ካብ ባዕሉ’ምበር ካብ ዘቕበጹ መራሕቱ ክጽበዮ የብሉን።
ሰማእታትና ንምድባስ፡ መብጽዓ ኣብ ልዕሊ መብጽዓ ምድርዳር ዘይኰነስ፡ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ምኽባር፡ ንግዝኣተ-ሕጊ ምምእዛ፡ ንናጽነት ልዑላውነትን ኤርትራ ምጥባቕ፡ ሕረስ ሓረስታይ ንገድ ነጋዳይ ዝብል ፖሊሲታት ምኽታልን ብኣህጕራዊ ውዕላት ምኽባርን ኢዩ።
ኣብ ድሮ 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘገልግላ ዝነበረ ናይ ካቶሊካዊ ቤተ-ክስርስትያን ንብረት ዝዀና ናይ ሕክምና ትካላት ምህጋርን ምዕጻውን ድማ እኹል መረዳእታ ናይ’ዚ ንህዝቡ ጽቡቕ ዘይደልን ዘይምነን ስርዓት ኢዩ።
ውድቀት ንዕላማታት ህዝቢ ዝጠለመ ስርዓት!!!
ሰማእታትና ንዝወደቕሉ ዕላማታት ንምዕዋት ንበገስ!!!
ክብርን ዘልኣለማዊ ዝኽርን ንስውኣትና
መንግስተኣብ ኣስመሮም
ኣቦ መንበር ሰዲህኤ
ሰዲህኤ፡ ቫቲካን ኣብ ኤርትራ ካብ ዘሎ ቀጻሊ ስቓይ መዋጸኦ ኣብ ምርካብ ክትነጥፍ ጸዊዑ
Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብ18 ሰነ 2019 ናብ ቅድስቲ ቫቲካን ኣገዳሲ መልእኽቲ ሰዲዱ። ኣብዚ መልእኽቱ ቫቲካን እቲ ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብ ወጻኢ በቲ ዘይሓላፍነታዊ “መንግስቶም” ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፍጸም ዘሎ ቀጻሊ ስቓይ ኣብ ምውጋድ ክትነጥፍ ጸዊዑ።
እቲ ናብ ጳጳስ ፍራንሲስን ኣምበሳድሮም ኣብ ሕቡራት ሃገራት ጀነቫ ጳጳስ ኢቫን ጁርኮቪችን ዝተላእከ መልእኽቲ ነቲ ብ12 ሰነ 2019 ብሓለፍቲ ኤርትራ ዝተወርሰ ትካላት ጥዕና ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ጠቒሱ።
እቲ መልእኽቲ እቲ ዝተወስደ ዘይቅቡል ስጉምቲ ነቲ ኣብ ሕማቕ ደረጃ ዝርከብ ኩነታት ኤርትራ መሊሱ ከም ዘጋድዶ ኣስፊሩ። ምስዚ ብምትሕሓዝ ከኣ ናይዘን ትካላት ጥዕና ብሓይሊ ምምንዛዕ፡ ነቲ ብሓለፍቲ ኤርትራ ክፍጸም ዝጸንሐ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኣጋዲዱ ኤርትራውያን ክረኽብዎ ዝጸንሑ ጥዕናዊ ኣገልግሎት ዘስእን ምዃኑ ጠቒሱ።
እቲ መልእኽቲ ብምቕጻል፡ ሰብ መዚ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ጭካነን ግህሰትን፡ ብሰንኮም ብዙሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ደረጃኦም ዘይሓለዉ መቐበልን መዕቆብን መደበራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝሳቐይዎ ዘለዉ ጠጠው ዘብል ዓለም ለኻዊ ስጉምቲ ንክውሰድ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ።
መዘክር ሰዲህኤ ቫቲካንን ሃዋርያዊ ልኡኻ ኣብ ጀነቫን ኣብቲ ዝመጽእ ብ24 ሰነ 2019 ዝኽፈት መበል 41 ርክብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራ ዝምልከት ስጉምቲ ንክውሰድ ተበግሶ ክወስዱ ተማሕጺኑ።
እቲ መልእኽቲ ብተወሳኺ፡ ኣብ ልዕልቲ ስግረዶባዊ ንሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ብዝምልከት ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲ፡ ዋና ጸሓፍን ቤት ምኽሪ ጸጥታን ሕቡራት ሃገራት ብመሰረት’ቲ ብ2016 መርማሪ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ዝበጸሖ መደምደምታ ስጉምቲ ክወስዱ ጸዊዑ።

እተን ኣስታት 22 ምዃነን ዝግመታ ናይታ ቤተክርስትያን ጥዕናዊ ትካላት መብዛሕትአን ኣብ ገጠራዊ ከባቢ ዝርከባ መዓልታዊ ንዓሰርተታን ኣሸሓት ሰባት ኣገልግሎት ክህባ ዝጸንሓ እየን
EPDP Asks Vatican to Initiate Way Out of Endless Suffering in Eritrea
Written by EPDP Information OfficeThe Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) on 18 June 2019 sent an earnest message to the Holy See (Vatican) appealing for initiation of an appropriate international action to help end the prolonged suffering of Eritreans at home and abroad by their own reckless “government.”
Sent to Pope Francis and his Apostolic Nuncio (Vatican Ambassador) to the UN headquarters in Geneva, Archbishop Ivan Jurkovic, the message cited the June 12 confiscation by Eritrean authorities of all health facilities of the Eritrean Catholic Church throughout the country.
It said this unjustified action will worsen the already “painful situation” of the Eritrean people and described the forcible seizure of the health facilities as another severe violation of human rights by the Eritrean authorities who are depriving thousands of needy people from obtaining medication treatment.
The message further called for the initiation of a global action “to stop the Eritrean authorities from cruelly abusing their own people and condemning to death an entire nation of six million, a third of whom are by now refugees, many of them languishing in the squalor of poorly organized reception camps in the Horn of Africa region.”
The EPDP memorandum appealed to the Vatican and its Apostolic Nuncio in Geneva to initiate an action on Eritrea at the upcoming 41st Session of the UN Human Rights Council which is scheduled to open in Geneva on 24 June 2019.
In addition to a cross-border humanitarian action for Eritrea, the message also appealed that the UN Secretary General the UN Security Council must be reminded to act on the 2016 conclusions of the UN Commission of Inquiry on Eritrea.

It was estimated that the Church’s 22 health facilities, like the one in picture, are big and were providing medication service to tens of thousands per day, mainly in the rural areas.
Eritrean Catholic Bishops Regret Seizure of Their Health Facilities by Eritrean Authorities
Written by EPDP Information OfficeIt is now official that the autocratic regime in Eritrea on Tuesday, 12 June 2019, seized by force all health facilities of the Catholic Church in Eritrea. The Archbishop of Asmara and the Bishops of Segheneiti, Keren and Barentu sent on 13 June 2019 a letter to the Eritrean minister of health telling her that the measure is totally ‘unreasonable’ and ‘inappropriate’ and that the Church cannot hand-over its facilities willingly, as ordered.
The seizure of the facilities was enforced by armed soldiers, policemen and health officials. Church’s health staff members were pushed out under threats and patients forced to leave their beds and go outside.
The action was described by the letter as an aggression on the integrity of the Church and that the Eritrean authorities will be held responsible for any adverse consequences of this unjustifiable action.
The letter stated that the Church has the obligation of serving the people and this social service is not to be interpreted as act of “opposing to the government and the state” nor is it intended to compete with the state.
Copied to the ruling party/PFDJ, the Ministry of Defense and other state “institutions”, the letter was signed by Abune Menghesteab Tesfamariam, the Archbishop of Asmara, and Abune Tomas Osman; Abune Kidane Ye’ebiyo, and Abune Fikremariam Hagos, the Bishops of Barentu, Keren and Segheneiti, respectively.
Eritrean Authorities Seize Church-owned Health Centers, Clinics in Keren Region
Written by EPDP Information OfficeReliable sources from inside Eritrea reported that in the morning hours of 12 June 2019, Eritrean regime officials ordered Catholic Church representatives in Keren to hand-over as of 13 June all the health centers and clinics they own and administer in the region of Keren.
The said the seizure of Church properties will affect all the remaining eight health facilities that were not affected by a similar government action a couple of years ago.
The sources feared that a similar order of seizure may soon follow to affect health facilities of the church in and around Asmara, Segheneiti and Barentu. It is to be recalled that the Archbishop of Asmara and the Bishops of Segheneiti, Keren and Barentu a few weeks ago issued yet another message calling on the Eritrean regime and the people to avert the existential threat hanging over all Eritreans and their country.
According to the Eritrean Catholic Church website, the eight health facilities treat up to 40,000 patients per year.

The affected health centers are located at the villages of Ashera; Boggu; Feledarb; Glass; Halibmentel; Halhal; Waliku/suburb of Keren city, and the clinic at Hamelmalo. Most of them existed since 1981.
African Leaders Urged To Give Attention to Pan-African Message on the Eritrean Situation
Written by EPDP Information OfficeChairman of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP), Mr. Menghesteab Asmerom, today addressed an urgent memorandum to the African Union Commission and African heads of state and government trying to draw their kind attention to an open letter sent to the Eritrean dictator by prominent African authors, journalists, human rights and pro-democracy activists.
The EPDP leadership with rank and file is engaged today, 12 June 2019, at distributing the message to all African embassies in every country asking them to share it with their foreign ministries and heads of state and government.
Below is the full EPDP memorandum to which is annexed the letter of pan-Africanist message.
Good reading.
======
Dear AU Commission Chairman, Mr Moussa Faki Mahamat,
Dear African Heads of State and Government
We in the EPDP, one of the Eritrean non-state pro-democracy actors in exile, are pleased to once again take the liberty of addressing to you this message hoping to draw your kind attention to what has been going on in Eritrea for the past 28 years. Strange at it may sound, our message today is simply a copy of an open letter to the Eritrean head of state by 102 prominent citizens of our Africa, including the Nigerian Nobel Laureate, Prof. Wole Soyinka.
Written in the spirit of Pan-African solidarity, the letter deeply regrets the fact that Eritrea remains for a long time as “the most closed society in our continent.”
The distinguished signatories of the letter do not only remind Eritrea’s Isaias Afeworki of the tragic consequences of denying one’s people all basic rights, including a total denial of freedom of expression and the press, the rule of law, an independent judiciary and political pluralism, but they also offer to send a delegation to Eritrea to help. This is something that the AU and its member states were expected to do for a long time. We still expect Africa to act.
For the kind attention of Your Excellencies, copied below is the full text of the African Message.
Respectfully yours,
Menghesteab Asmerom, Chairman, the Eritrean People's Democratic Party (EPDP) in exile.
======
Your Excellency, President Isaias Aferwerki:
We write to convey our most sincere congratulations upon your country’s normalization of diplomatic relations with Ethiopia. This is a development much appreciated by all Africans of goodwill.
We write to you in our capacity as citizens of Africa to pledge our unequivocal solidarity with all the people of Eritrea. This includes the many Eritreans we see enduring all manner of risk and suffering in search of a better life outside their homeland. We acknowledge that we too hail from nations with varying governance and developmental challenges. We write to you, in the spirit of Pan-African solidarity, to seek common solutions to our shared problems.
Africa’s many disparate nation states have undergone significant and diverse changes over the course of the last two decades. [Today, many more Africans live in freedom than under repression]. Importantly, those African countries that have made the most progress – including attracting investment and tourism – over the last 25 years have been those whose citizens enjoy greater freedom of expression, press and movement, the rule of law, an independent judiciary, and political pluralism.
Sadly, in these critical areas, Eritrea has not kept pace with the changes seen elsewhere. Over the past two decades Eritrea has been described as the most closed society on our continent, an unfortunate situation for a country with such rich human capital and potential, with so much to offer not only Africa but also the world.
We trust that by opening this channel of communication with Your Excellency, we may be afforded the opportunity to work with you to restore your country and the great people of Eritrea to their rightful place in the family of African nations.
Of particular concern to us is the fate of several journalists and activists who have been imprisoned for prolonged periods of time in Eritrea, many of whom have reportedly been denied regular visits from their families and loved ones.
Equally, we are disheartened by the plight of the many thousands of Africans, including some Eritreans, who feel compelled to flee their home countries in search of a better life for themselves and their families, risking life and limb and enduring inhumane deprivations and indignities across deserts and oceans.
Too many of these fellow Africans have found themselves in the rapacious hands of modern day slave traders and people traffickers even causing some to end up in slave markets in places such as Libya. Too many of these migrants and refugees have perished at sea in their quest for a better life.
We Africans are blessed with too much in our home countries to have our citizens suffer and be devalued this way. This gloomy picture needs to change, and it is in this spirit that we address this message of solidarity to you, Your Excellency.
We respectfully call upon Your Excellency to allow a delegation of the signatories hereunder to visit Eritrea, and to afford us the opportunity to meet with you and your government as well as with ordinary citizens, including journalists, writers, and other persons currently in prison.
As with the bold step you have taken to normalize relations with Ethiopia, we believe a gesture of this kind would go a long way towards ending Eritrea’s isolation from the larger African family and could help usher in a new era of prosperity and freedom for your people.
It would be an honour to furnish you with any additional information you might require of us and we eagerly await your response.
The Signatories,
- Prof. Wole Soyinka, Nigeria, Nobel Laureate
- Rafael Marques de Morais, Angola, leading anti-corruption campaigner and award winning investigative journalist
- John Githongo, Kenya, publisher, leading anti-corruption campaigner and award winning anti-corruption activist
- Kwasi H. Prempeh, Ghana, Executive Director of Center for Democratic Development
- Farida Nabourema, Togo, Executive Director of Togolese Civil League
- Leyla Hussein, Somalia, Women’s Rights & Health Campaigner, psychotherapist, writer and founder of the Dahlia Project
- Maina Kiai, Kenya, founder of the Kenya Human Rights Commission (KHRC) and former UN Special Rapporteur on Freedom of Association
- Maaza Mengiste, Ethiopia, award-winning writer of Beneath the Lion’s Gaze
- Iva Cabral, Cape Verde, Chancellor of Lusófona [Lusophone] University and daughter of Amílcar Cabral
- Belabbès Benkredda, Algeria, CEO and Founder of the Munathara Initiative, the Arab world’s largest online and television debate forum highlighting voices of youth, women and marginalized communities.
- Kasha Jacqueline Nabagesera, Uganda, a leading LGBT rights activist, founder and executive director of the LGBT rights organization Freedom & Roam Uganda, 2011 recipient of the Martin Ennals Award for Human Rights Defenders
- Hon. Robert Kyagulanyi aka Bobi Wine, Uganda, musician, member of parliament and youth leader recognized throughout East Africa
- Tundu Lissu, Tanzania, lawyer, CHADEMA politician, member of parliament and former president of the Tanganyika Law Society
- Amr Waked, Egypt, award winning actor, best known for his role in Syriana
- José Eduardo Agualusa, Angola, award winning writer, finalist in the 2016 Man Booker International Prize for his seminal work A General Theory of Oblivion
- Nasser Weddady, Mauritania, leading civil rights activist, consultant and co-editor of Arab Spring Dreams.
- Chiké Frankie Edozien, Nigeria, writer and professor of journalism at New York University
- Emmanuel Iduma, Nigeria, author
- Mona Eltahawy, Egypt, author and journalist
- Mireille Tushiminina, Democratic Republic of Congo, Gender & Equality advocate
- Felix Agbor Nkhongo, Cameroon, Director of the Centre for Human Rights and Democracy in Africa (CHRDA) and leading human rights defender
- Boniface Mwangi, Kenya, democracy activist, Ukweli political party founder, photographer and artist
- Adeyanju Deji, Nigeria, leading democracy activist and human rights defender
- Alieu Bah, The Gambia, leading democracy activist and human rights defender
- Tutu Alicante, Equatorial Guinea, leading democracy activist and Executive Director of Equatorial Guinea Justice (EG Justice)
- Andrea Ngombet Malewa, Congo Republic, Global Coordinator of the Sassoufit Collective
- Roukaya Kasenally, Mauritius, CEO of African Media Initiative
- Abdelrahman Mansour, Egypt, Executive Director of Open Transformation Lab, leading human rights defender and journalist
- Reem Abbas, Sudan, journalist and leading human rights defender
- Moussa Kondo, Mali, journalist, CEO and founder of the weekly L’Express de Bamako, anti-corruption crusader, Country Director of Accountability Lab Mali, 2015 Mandela Washington Fellow, 2018 Obama Foundation Fellow.
- Ericino de Salema, Mozambique, Director of the Electoral Institute for Sustainable Democracy in Africa (EISA), academic, lawyer and journalist
- Jestina Mukoko, Zimbabwe, leading human rights activist and Director of the Zimbabwe Peace Initiative
- William Amanzuru, Uganda, environmental rights defender, founder of Friends of Zoka, winner of the EU Human Rights Defenders’ Award 2019
- Miguel de Barros, Guinea-Bissau, sociologist and Executive Director of the environmental NGO Tiniguena
- Bheki Makhubu, e-Swatini (formerly Swaziland), Editor of the Nation Magazine and leading democracy defender
- Edson da Luz aka Azagaia, Mozambique, rapper and leading activist
- Charles Onyango-Obbo, Uganda, leading publisher and columnist
- Rodney Sieh, Liberia, leading newspaper editor of FrontPage Africa and democracy activist
- Oludotun Babayemi, Nigeria, democracy activist and monitoring and evaluation expert,
- Akin Olaniyan, Nigeria
- Chanda Chisala, Zambia, founder and president of Zambia Online
- Dany Ayida, Togo, Resident, Country Director, National Democratic Institute (DRC)
- George Sarpong, Ghana
- Rosemary Mwakitwange, Tanzania, Chief of Party, Freedom House
- James Smart, Kenya, leading journalist and news anchor
- Abdulrazaq Alkali, Nigeria, Executive Director Organisation for Community Civic Engagement (OCCEN) Nigeria
- Mathatha Tsedu, South Africa, Adjunct professor of journalism, Wits University and Acting Executive Director of the National Editors Forum (SANEF)
- Brenda Zulu, Zambia, journalist and ICT specialist
- Emanuel Saffa Abdulai, Sierra Leone, Executive Director of Society for Democracy Initiatives
- Zecharias Berhe, Ethiopia, Senior Fellow, African Good Governance Network
- Sylvia Amiani, Kenya, counseling and psychosocial practitioner focused on refugees in Germany
- Lamii Kpargoi, Liberia, journalist, democracy activist and lawyer
- Dr. George Ayittey, Ghana, economist, author and president of the Free Africa Foundation, Washington DC
- Evan Mawarire, Zimbabwe, pastor and democracy activist, founder of #ThisFlag movement
- Zineb El Rhazoui, Morocco, journalist and human rights advocate
- Marc Ona Essangui, Gabon, environmentalist, Executive Secretary of Brainforest
- Fred Bauma, Democratic Republic of Congo, democracy and youth activist, leader of the Lucha Social Movement
- Dr. Justin Pearce, South Africa, Department of Politics and International Studies, Cambridge University
- Asma Khalifa, Libya, activist, cofounder of Tamazight Women Movement
- Violet Gonda, Zimbabwe, journalist and President of the International Association of Women in Radio and Television (IAWRT)
- Fatoumata Camara, The Gambia, journalist, CEO/Founder of the Fatu Network
- Jelili Atiku, Nigeria, human rights artist
- Fred Muvunyi, Rwanda, editor at Deutsche Welle, Op-Ed contributor for Washington Post and a consultant for Freedom House
- Aimable Manikrakiza, Burundi, CEO of the Centre for Development and Enterprises Great Lakes
- Houssem Aoudi, Tunisia, CEO/Founder of Wasabi and Cogite – co-working Space, entrepeneur and activist
- Chouchou Namegabe, Democratic Republic of Congo, journalist and human rights activist, CEO & Founder Anzafrika
- Thulani Maseko, e-Swatini (formerly Swaziland), leading human rights lawyer
- Samba Dialimpa Badji, Senegal, journalist
- Mariama Camara, Guinea, fashion designer and humanitarian, Founder/President of Mariama Fashion Production and the There is No Limit Foundation
- Olívio Diogo, São Tomé, sociologist and media commentator, coordinator of the Civil Society Network
- Adeola Fayehun, Nigeria, journalist/producer, Keeping it Real with Adeola
- Mohamed Soltan, Egypt, Executive Director, the Freedom Initiative
- Memory Banda, Malawi, children’s rights activist
- Ali Amar, Morocco, veteran journalist, co-founder and director of online news outlet Le Desk
- Mohamed Keita, Mali, Pan African rights advocate
- Norman Tjombe, Namibia, human rights lawyer and activist
- Uyapo Ndadi, Botswana, human rights lawyer, activist, and founder of the Ndadi Law Firm
- Phil ya Nangoloh, Namibia, human rights activist, monitor and Executive Director of NamRights Inc
- Jacqueline Moudeina, Chad, prominent award-winning lawyer and human rights activist
- Rosmon Zokoue, Central African Republic, journalist, blogger and activist
- Ahmed Gatnash, Libya, co-founder & VP of Operations, Kawaakibi Foundation
- Anas Aremeyaw Anas, Ghana, Africa’s leading investigative journalist and private investigator
- Boubacar Diallo, Niger, Editor, Liberation newspaper
- Abdourahman Waberi, Djibouti, acclaimed novelist, essayist, academic and short story writer, human rights activist, professor of literature at George Washington University
- Doudou Dia, Senegal, Executive Director, Goree Institute, Center for Democracy, Development and Culture in Africa
- Alain Mabanckou, Congo, novelist, journalist, poet and academic
- Francis Kpatindé, Benin, journalist, former editor-in-chief of the newsweekly Jeune Afrique and former spokesman for the United Nations High Commission for Refugees (UNHCR)
- Mustafa Haji Abdinur, Somalia, award-winning journalist
- Thembo Kash, Democratic Republic of Congo, award-winning cartoonist
- Damien Glez, Burkina Faso, award-winning editorial cartoonist
- Ahmed Abdallah, Comoros, journalist
- Anton Harber, South Africa, former journalist with the Rand Daily Mail until its closure by the apartheid government, co-founder and editor of the Weekly Mail (now The Mail & Guardian) and Professor of Journalism at the University of the Witwatersrand
- John-Allan Namu, Kenya, award-winning investigative journalist, co-founder of Africa Uncensored, 2017 Desmond Tutu Fellow
- Alice Nkom, Cameroon, leading human rights lawyer, defender of rights of the LGBT community
- Mouctar Bah, Guinea, veteran journalist
- Andrew Feinstein, South Africa, former ANC MP, Executive Director of Corruption Watch UK, author of The Shadow World: Inside the Global Arms Trade
- William Rasoanaivo, Madagascar, award-winning political cartoonist
- Claudia Gastrow, South Africa, anthropologist, Univeristy of Johannesburg
- Motlatsi Thabane, Lesotho, professor of History, University of e-Swatini
- Cyriac Gbogou, Ivory Coast, blogger, co-founder of O’Village and key actor in the new technology sector in the country
- Canon Clement Hilary Janda, South Sudan, Pan African Ecumenist
- Ola Diab, Sudan, journalist and activist
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኮይነን ዝተመርጻ፡ ፍረደሪክሰን ኣብ ጐኒ ባንደራ ሃገረን ኣብ ህንጻ ፓርላማ ኮፐንሃገን
ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብ7 ሰነ 2019 ኣብ ዝለኣኾ መዘክር፡ ሰልፊ ማሕበራዊ ዲሞክራሲ ደንማርክ (ሰማዲደ) ኣብዚ ሰሙን ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ስለ ዝተዓወተ ናይ ሓጐሱ መግለጺ መልእኽቲ ሰዲዱ።
ሰዲህኤ፡ ኣብቲ ናብ ጓል 42 ዓመት ኣደመንበር ሰማዲደ ወይዘሮ መተ ፍረድሪክሰን ዝለኣኾ መልእኽቲ፡ እተን ወይዘሮ ከምቲ ኣብ ናይ ቅድመ-ምርጫ ምልዕዓለን ዝገለጸኦ፡ ንፖለቲካ ዴንማርክ ሓድሽ ኣቕጣጫ ብምትሓዝ ንዝሓሸ፡ ማሕበራዊ ዕቤት፡ ትምህርቲ፡ ከባብን ብሩህ መኣጻእን ክጽዕታ እምነቱ ምዃኑ ጠቒሱ።
መልእኽቲ ሰዲህኤ፡ መጻኢ ብሰማዲደ ዝምራሕ መንግስቲ፡ ነቲ ጌና ዘይተቐየረ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ፖለቲካውን ሰብኣውን መሰል ኤርትራ ክርደኦን ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብፍሉይ ቆላሕታ ክርእዮምን ዝግበኦም መሰል ከኽብረሎምን ዘለዎ ትጽቢት ገሊጹ። ክልቲኦም ሰልፍታት፡ መስረቲ ኣባላት ናይቲ ብ2013 ዝተደኮነ ዓለም ለኻዊ ምሕዝነት ገስገስቲ ምዃኖም ብምጥቃስ ከኣ ዝምድና ሰዲህኤን ሰማዲደን ንሱ ዝመርሖ መንግስትን ዝያዳ ክድልድል ዘለዎ ተስፋ ገሊጹ።

ኣብቲ ብ2017 ኣብ ኣልቦርግ ደንማርክ ዝተኻየደ ናይ ሰማዲደ ጉባአ፡ ኣማላት ማእከላይ ባይቶ ብጾት ተኽለ መለኪንን ኣማኑኤል በራኽን ዝኣባላቱ ልኡኽ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ሓደ ካብቶም ካብ 75 ሰልፍታትን ምንቅስቓሳትን ኤውሮጳን ካልእ ከባብታት ዓለምን ዝተወከሉ 75 ልኡኻት ኮይኑ ተሳቲፉ ከም ዝነበረ ዝዝከር እዩ።
EPDP Congratulates Danish Social Democrats for Victory at Elections
Written by EPDP Information OfficePrime Minister Designate Frederiksen flanked by Danish flag and Parliament Building in Copenhagen
In a memorandum sent on 7 June 2019, the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) congratulated the Danish Social Democratic Party (DSDP) for its victory in the national elections held during the week.
Addressed to the 42-year old DSDP Chairwoman, Ms Mette Frederikson, the message expressed EPDP’s trust that the Government she will form soon would give “a new direction” to Danish politics by applying her campaign promises for social welfare, better education, environment and brighter future for Danish children.
The EPDP message hoped that the upcoming DSDP Government will understand the still unchanged bad political and human rights situation in Eritrea and give Eritrean refugees the special attention that they deserve. It further noted that both parties were founding members of the global Progressive Alliance that was formed in 2013 and affirmed EPDP’s wish to further strengthen relations with DSDP and its Government.

It is to be recalled that a two-person EPDP delegation met the DSDP leadership at their congress held in Aalborg, Denmark, in September 2017. The EPDP delegation, composed of Central Council members Tekle Melekin and Amanuel Beraki, was among other 75 delegates representing 75 different parties and movements from Europe and other parts of the globe.
More...
ኣኼባ ኣባላት ክልተ ውድባትና፡ ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ሃድኤ-ሕድሪ)ን ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)ን ብ1 ሰነ 2019 ተኻይዱ። ኣብ መእተዊ እዚ ኣኼባ ኣቦ-መንበራት ክልቲኡ ውድባት ብጾት መንግስተኣብ ኣስመሮምን ክፍለዝጊ ገ/መድህንን፡ ናይ እንኳዕ ደሓን መጻእኩም መልእኽትን ናይ ሓድነት ኣድላይነት ዝምልከት ሓጺር ቃልን ኣቕሪቦም። ድሕሪ’ዚ ኣኼባ ናብቲ ኣቐዲሙ ናብ ኩሎም ኣባላት ክልቲኡ ውድባት ተመሓላሊፉ ዝጸንሐ ኣጀንዳ ኣትዩ። ኣጀንዳ እዚ ዝስዕብ ሰለስተ ዛዕባታት ነይሩ።
- ኣጀማምራን ኣመዓባብላን ርክብ ክልቲኡ ውድባት፡
- ንሓባራዊ ጕባኤ ተገይሩ ዘሎ ምድላዋትን
- ድሕሪ ጕባኤ ዝጽበየና ቃልስን ዕማምን።
በዚ መሰረት ነቲ ቀዳማይ ኣጀንዳ ብዝምልከት፡ ብናይታ ዳርጋ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ግዜ ንመስርሕ ሓድነት ክልቲኡ ውድባት ዝምልከት ምቅርራብ ክትሰርሕ ዝጸንሐት ናይ ሓባር ናይ ዘተ/ኣወሃሃዲት ሽማግለ፡ ኣቦመንበር ብጻይ ተስፋይ ወልደሚካኤል (ደጊጋ)ን ጸሓፊኣ ብጻይ ብርሃነ ደበሱን እቲ መስርሕ ከመይ ከም ዝተጀመረ፡ ኣብቲ መስርሕ ዝነበረ ብድሆታትን ዝተሰግረሉ ኣገባባትን ሕጂ መጺሕዎ ዘሎ ደረጃን ብዝምልከት ኣዝዩ ሰፊሕን ዓሚቑን መብርሂ ተዋሂቡ። በቲ ዝተዋህበ መብርሂ መሰረት ኣብዚ እዋንዚ ኩሉ’ቲ ክድህሰስ ዝግበኦ ዛዕባታት ተመዚኑ ኣብ ዘተኣማምን ደረጃ ተበጺሑ ከም ዘሎ ተመልኪቱ።
ኣደመንበር ኣሰናዳኢ ሽማግለ ብጸይቲ ኣድያም ተፈራን ምክትል ሽማግለ ብጻይ ሃይለ ወልደሚካኤን ከኣ መስርሕ ምድላው ዕዉት ጉባአ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ኣብቲ መብርሂኦም ናይ ነፍሲ ወከፍ ንኡስ ሽማግለ ዝርዝር ስረሓትን ተበጺሑ ዘሎ ደርጃን ኣነጺሮም። ኣብ መግለጺኦም ኣባላት ክልቲኡ ውድባት ዘበርክትዎ ዘለዉ ኩለ መዳያዊ ወፈያን ኣበርክቶን ዝነኣድን ዘተባብዕን ምዃኑ ጠቒሶም። ንቐረብ (ሎጂስቲክ) ጉባአ ዝምልከት ዝርዝር እውን ሓቢሮም። ምስዚ ብዝተተሓሓዘ ምድላው ሰነዳት ዳርጋ ከም ዝተወደአን መስርሕ ምርጫ ተሳተፍቲ ጉባአ’ውን ይገማገም ከም ዘሎን ገሊጾም።
ኣቦመንበራት ክልቲኡ ውድባት ከኣ ነቲ ብሳልሳይ ደረጃ ተታሒዙ ዘሎ ኣጀንዳ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፡ መስርሕ ሓድነት ኣብ ምጽንባር እዚ ክልተ ውድባት ተደሪቱ ዝተርፍ ዘይኮነ፡ ማዕባሊ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ድሕሪ ጉባአ እውን ንዝሰፍሐ ሓድነት እቲ ጻዕሪ ቀጻሊ ምዃኑ ገሊጾም። ኣብ መስርሕ ፖለቲካዊ ቃልሲ ጸገማትን ብደሆታትን ከጋጥምን’ኳ ንቡር እንተኾነ፡ እቲ መፍትሒ ንጸገማት ብመትከላዊ እምንቶ፡ ጽንዓትን ምክእኣልን ምግጣሙ ምዃኑ ብሰፊሑ ገሊጾም። ግደ እዚ ዝሰምር ዘሎ ሓይልታት ኣብ ምዕዋት እቲ ተስፋ ህዝብና ኣለምሊሙ ዘሎ ናይ ለውጢ ንቕሎ “ይኣክል” እንታይ ክመስል ከም ዝግበኦ’ውን ኣመልኪቶም። ኣተሓሒዞም ከኣ ብዝከኣል መጠን መንእሰይ ኣብ መሪሕነት ግደኡ ዝፍጽመሉ መድረኽ ምጥጣሕ ከም ዕማም ክተሓዝ ከም ዝግበኦ በቶም ኣቦመንበራት ተጠቒሱ።
ኣቦመንበር ሓጻይት ሽማግለ ብጻይ ገ/እግዝኣብሄር ተወልደ እውን ነዚ ኣጋጣሚ ተጠቒሙ፡ መስርሕ ምሕጻይ ንኣባላት መሪሕነት ብዝምልከት ሰፊሕ መብርህን ኩሎም ኣባላት ኣብቲ ተመዲብሎም ዘሎ ናይ ግዜ ገደብ ሕጹያቶም ከቕርቡን መጸዋዕታኡ ኣቕሪቡ።
ድሕርዚ ሰፋሕቲ መግለጽታት፡ ተሳተፍቲ ሕቶታት ኣቕሪቦም ብቑዕ መልስታት ከኣ ተዋሂብዎም። ብዘይካዚ ተሳተፍቲ ነቶም ኣብ ቀዳማይ መስርዕ መስርሕ ሓድነት ተሰሊፎም ኣድላይ ምድላዋት ኣጻፊፎም ንዘለዉ ኣካላት ኣመጒሶም ካብኣቶም ትጽቢት ዝግበረሉ ኣበርክቶ ከወፍዩ ቅሩባት ምህላዎም ኣረጋጊጾም። ውጽኢት ሓድነት ብመንጽር ህዝብን ሃገርን እምበር ብጸቢብ ውድባዊ መዕቀንታት ክረአ ከምዘይግባእ እውን እቶም ርኢቶ ዝሃቡ ተሳተፍቲ ኣነጺሮም።
ኣፍቂርና ዘይጸገብናያ ምጭውቲ ጓልና ፈለግ ኣንገ ሦም ገ /መስቀል ብዘጋጠማ ሓደጋ ኣብ ዕሸል ዕድሜኣ ብዕለት 23.05.2019 ሓሙስ መዓልቲ ብፅዋእ ሞት ተፈልያትና። ነ ዚ ወሪዱና ዘሎ ክንጸሮ ዘይንኽእል ጓህን ሓዘንን ብፀሎት ከተሰንዩና ንምሕጸን።
ሥነ -ስርዓት ቀብሪ ፡ ንዕለት 31.05.2019 ዓርቢ መዓልቲ ሰዓት 10፡ 00 ቅ.ቀ
ኣ ብ Friedhof weg 17, D-88239 Wangen im Allgau, BW ክፍጸ ም ኢዩ ።
ሓዘ ንተኛታት እንቕበለሉ፡ ኣብ Rudolf Steiner straße 10, D-88239 Wangen im Allgau, BW ኢዩ ።
ሕሰም ኣይትርከቡ!
ኣ ቶ ኣ ንገ ሦም ገ /መስቀል
ወ/ሮ ወይኒ መምህር ሰመረ
ምስ ምሉኣ ት ሥድራቤት
Einladung zur Trauerfeier:
Unsere geliebte Tochter, Saron Feleg Ghebremeskel,
ist von uns gegangen.
Die kirchliche Trauerfeier findet am Freitag, dem 31. Mai 2019 um 10:00 Uhr
Im Friedhofweg 17
88239 Wangen (Allgäu) statt.
Anschließend findet sich die Trauergemeinde im
Neue Adresse:
Rudolf Steiner Straße 10, 88239 Wangen ein.
ህዝቢ ኤርትራ፡ ነቲ ንፍርቂ ዘመን ዝኸውን ዘካየዶ ሰላማውን ዕጥቃውን ቃልሲ፡ ድሕሪ ብዙሕ ዋጋ ዝተኸፍሎ መስዋእትን ሓሳረ-መከራን ብ1991 ዓ.ም ንመሬቱ ካብ ጐበጣ ኢትዮጵያዊ መግዛእቲ ሓራ ኣውጺኡ፡ ብግንቦት 1993 ኣብ ዝተኻየደ ሪፈረንደም ድማ፡ ኤርትራ ናጻን ልዑላዊት ሃገርን ብምዃን ኣህጕራዊ ተፈላጥነት ረኺባ።
በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ነቲ ምእንቲ ናጽነቱን ልዑላውነትን ክቡር ዋጋ ዝኸፈለን ጌና እውን “ይኣክል” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ንናይ ምድማር ፖለቲካ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሳያስ ዝቃወም ዘሎ ኣብ ውሽጥን ኣብ ግዳምን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብስም መሪሕነትን መሰረታትን ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ዮሃናን መጐስን መልእኽተይ ከመሓላልፍ ከለኹ ክብርን ሓበንን ይስምዓኒ።
ነዚ ብኢሳያስን ውሑዳት መሳርሕቱን ዝተወስደ ንልዑላውነት ኤርትራን ህዝባን ንሓደጋ ዘሳጥሕ ናይ ጥልመት ውዕላትን መግለጺታትን ብምቅዋም ከም ቆፎኡ እተነኽአ ንህቢ፡ ንህዝቡን ሃገሩን ንምድሓን “ይኣክል” ዝብል ድምጺ ኣምሪሑ ሰላም፡ ግዝኣተ-ሕግን ፍትሕን ንምንጋስ ተበጊሱ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል ሽቶኡ ክሳብ ዝሃርም፡ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ዕጣቑ ሸጥ ኣቢሉ ንቕድሚት ክምርሽ ኣብ ዝጥለበሉ መድረኽ ምህላውና ከዘኻኽር ይፈቱ።
ካባ ናጽነትን ልዑላውነት ተሸፊንካ ንውልቃዊ ስልጣንካን ረብሓኻን ንምቕዳም ክግበር ዝጸንሐ ስዉር ሸርሕን ጥልመትን ተቓሊዑ፡ ድምጺ ናይ’ቶም ንናጽነትን ልዑላውነትን ኤርትራ ዝቃለሱ፡ ዝእሰሩ፡ ዝስደዱን ዝስወሩን ዝነበሩን ዝነበራን ንጹሃት ደቂ ኤርትራ ከም ብርሃን ጽሓይ ተዀሊዑን በሪኹን ምውጽኡ፡ ዝተቓለሰ ይዕወት ኢዩ እሞ እንቋዕ ሓጐሰና። ናብ’ዚ ደረጃ’ዚ ንምብጻሕ ነቲ ናይ ህዝብና ኣውያትን ጸሎትን ዝሰምዐ ሰማያዊ ኣምላኽ ድማ፡ ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ።
በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ኤርትራውያን ምሁራትን ሞያተኛታትን ኣብ ጐድኒ ጭቍን ህዝቦምን ናይ ለውጢ ባህግታቱን ደው ኢሎም፡ ንዕምሪ ናይ’ቶም፡ ንመጻኢ ዕድል ናይ መንእሰያት ዘጸልመቱ፡ ንምስሊ ኤርትራ ዝደወኑ፡ ንህዝብና ኣደዳ ሞት፡ ምፍንቓል፡ ስደት፡ ድሕረትን ድኽነትን ዝገበሩ ካብ ሕፍንቲ ኢደ ዘይበዝሑ ውሑዳት ከድዓትን ፈተውቲ ነብሶምን ከሕጽሩ መጸዋዕታይ አቕርብ።
ክብርን ዘልኣለማዊ ዝኽርን ንዅሎም’ቶም ምእንቲ ናጽነትን ክብረትን ህዝቦም ህይወቶም ዝበጀዉ ሰማእታትና!!!
ውድቀትን ስዕረትን ንምልካዊ ስርዓት
ክሳብ ምሉእ ዓወት ንቕድሚት
መንግስተኣብ ኣስመሮም
ኣቦ መንበር ሰዲህኤ
24 ግንቦት 2019
EPDP Leadership Holds Yet Another Public Seminar in Sweden
Written by EPDP Information OfficeThe fairly well-attended public seminar held in central Stockholm on 11 May 2019 was yet another event of the little appreciated chain of public and organizational meetings the EPDP leadership convenes in different parts of the world in order to increase political awareness of the public and to keep alive the spirit of struggle for a better Eritrea. Headed by EPDP chairman, Mr. Menghesteab Asmerom, the leadership team at the podium, included Mr. Rezene Tesfazion, Executive Committee member, and Ms Alganesh Yisaak, Central Council member.
After introductory remarks by Mr. Medhanie Neraio, chairman of the EPDP Stockholm Branch, Mr. Menghesteab Asmerom spoke in great length about the political developments in Ethiopia an their impact on the peoples of two countries; the unclear peace-pact signed by the two leaders of Eritrea and Ethiopia and their continually disquieting pronouncements on that agreement; the origin and status of the growing wave of “Enough is Enough”by diaspora Eritreans all over the globe; the importance of public mobilization and the realignment of justice seeking forces for effective work; and the volatile political situation in the Horn of Africa and the role of external forces.

His colleagues at the dopium added remarks on these topics as well as the challenges and responsibilities facing Eritrea’s young generations both at home and abroad.
After a lively discussion on those and other timely issues affecting Eritrea, the seminar was concluded with a call on all Eritrean political organizations, civic societies, media outlets, intellectuals and national figures to plan for organizing an all-inclusive conference within the shortest time possible.
The seminar was concluded with moving slogans on “Enough is Enough” as led by youthful Awet.
Bonn, Germany
As noted in the opening sentence, the Stockholm seminar was preceded by a similar EPDP event that Mr. Menghesteab Asmerom chaired in Bonn, Germany, last March 2.

Opened by welcoming remarks of the EPDP Bonn region chairman, Mr. Andebrahan Yohannes, the public seminar was addressed by the EPDP Chairman who informed the audience on details of what has been going on between Eritrea and Ethiopia during the previous 10 months and what Eritreans must do to avert any threats to their sovereign existence. He also spoke about the EPDP proposal for joint work and strengthening of relations among political actors in the opposition.
This year, numerous EPDP organs as well as study and preparatory committees, zonal and specific country branches are continually holding meetings to discuss both the hot developments affecting the nation as well as their internal party issues. The leading internal party topics under continued discussion include the draft documents for the third and untiy congress scheduled for the coming summer and issues related with the unity process being worked out between the EPDP and the Eritrean National Salvation-Hidri.