መግለጺ ሓዘን

2019-03-12 10:19:38 Written by  ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 2169 times

ብሰንኪ’ታ ብዕለት 10 መጋቢት 2019 ኣብ ደብረዘይቲ ዝተኸስከሰት ነፋሪት ኢትዮጵያ ቦይንግ ጀት 737 በረራ ቍጽሪ 302 ዘጋጠመ ናይ 157 ተሳፈርቲ ሞት ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያን ናይ 35 ሃገራት ኣህዛብን መንግስታትን ወሪድዎም ዘሎ መሪር ሓዘን ተኻፈልቲ ምዃና እናገለጽና፡ ንመወቲ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶም፡ ንቤተ ሰቦም፡ ህዝቦምን መንግስታቶምን ድማ እግዚኣብሄር ጽንዓት ክህቦም ንምነ።

መንግስተኣብ ኣስመሮም

ኣቦ መንበር ሰዲህኤ

12 መጋቢት 2019

Last modified on Tuesday, 12 March 2019 11:22