ዕድመ ንዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን 8 መጋቢት
2020-02-15 10:03:53 Written by ተበግሶ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ጀርመን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2077 timesInternational- Frauentag 2020
ኣብ ዳርምሽታት ንቀዳም ዕለት 07.03.2020 ሰፊሕ ሰሚናር መዲብና ከምዘለና
ንሕብር።
ዓይነታት ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ
ብዝምልከት ትንተናን ኣስተምህሮ ሓዘል ክቀርብ ተመዲቡ ይርከብ። ኣብዚ ሰሚናርዚ ኩሉ ተሳታፋይ ሓሳቡን ርእይቶኡ ክህብ ንሰፊሕ ተሳትፎ ንዕድምን ነተባብዕ።ድሕሪ ስሚናር ናይ ዕላል ምዝንጋዕ መደብ ክቅጽል ኣዩ።ንኩሉ ዳርምሽታትን ከባቢኡን ትርከቡን/ባን ብክንሪ ንዕድም።
ሰሚናር ዝካየደሉ ኣዳራሽ።
Im Frauenzentrum
Emilstr, 10
64289 Darmstdt
ሰዓት :ካብ 15፡00 ክሳብ 22:00