20 ሰነ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማዕታትና
2016-06-08 18:57:54 Written by ኣዳላዊት ሽማግለ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2426 timesን20 ሰነ መዓልቲ ሰማዕታት ምስ ኩሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ከተማ ኦስሎን ከባብን ሓቢርካ ንምዝካርን፣ ነዞም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዝተፈላለየ ትራጀዲ/ ቅዝፈት ናይ ዝሰኣናዮም ወገናትና፣ መንእሰያትናን ሕጻናትናን እውን ናይ ሕልና ጸሎት ንምዕራግን
- ማሕበር ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን
- ምንቅስቃስ ስምረት ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ንኡስ ጨንፈር ኖርወይ
- ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨንፈር ኖርወይ
- በርገሳዊ ማሕበር፣ ምንቅስቓስ ሕብረት ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ
- ናጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቒ-ኣንስትዮ ንሰላምን ፈትሕን ጨንፈር ኖርወይ
ናይ ሓባር ምድላዋት ብምግባር ብኽብሪ ይጽውዑ ኣለዉ።
ምሉእ ሓበረታ፣
- ዕለት 20 ሰነ 2016
- ሰዓት 17 ወይ ሰዓት ሓሙሽተ ናይ ድቀ
- ቦታ Ebbells gate 1, ቀዳማይ ደርቢ
ንተወሳኺ ሓበረታ፣ 96886017 ወይ 94738158 ወይ 99454433 ደዊልኩም ተወከሱ።
ብደሓን ምጹ!!
Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290