መበል 44 ዓመታዊ ዝኽሪ ህልቂት ዖና - ካብ ድጋም ጽሑፋት-
2014-12-01 16:21:01 Written by EPDP Information Office Published in Community Center Read 5699 timesእዚ ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ፡ ንዝኽሪ ጃምላዊ ህልቂት ዖና ብ 2004 ከምኡ'ውን ብ2005 ኣብ መርበብ ንሓርነት. ኦርግ ተሓቲሙ ዝነበረ እዩ። ሕጂ ድማ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ፡ ነቲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብስርዓት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝብና ዝተፈጸመ ኣስካሕካሒ ጃምላዊ ቅትለትን፡ ምንዳድ ዓድታትን ንምዝካርን፡ ምረት መግዛእቲ ብምስትብሃል ኩሉ ግዜ ተደላይነት ሓርነታዊ ቃልሲ ንምዝኽኻርን፡ ደጊምና ከንውጽኦ መሪጽና።
ሰናይ ንባብ!