Print this page

መግለጺ ሰናይ ትምኒት በዓል ቅዱስ ዮሃንስ

2024-09-11 17:10:35 Written by  ገረዝጊሄር ተወልደ ኣቦመንበር ሰዲህኤ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 723 times
Rate this item
(0 votes)

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ብሓፈሻ ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ሃገር ይኹን ኣብ ወጻኢ ንዘለዉ፡ ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ክርስትና እንኳዕ ናይ ክረምቲ ጸልማትን ደልሃመትን ሓሊፉ፡ ናብ በዓል ቅዱስ ዮሃንስን መቐይሮ (ናይ ግእዝ ሓድሽ ዓመት)ን ብሰላም ኣብጸሓኩም ኣብጸሓና። መጻኢና ጸላኢና ስዒርና ዝተረሓሓቐ ህዝብና ተቐራሪቡ፡  ኣብ ሃገርና ሰላምን ርግኣትን እነረጋግጸሉ ክኾነልና  ብስም መላእ ኣባላት ሰልፊ ዘለና ሰናይ ትምኒት ንገልጽ።

ምስ ኣኽብሮት

ገረዝጊሄር ተወልደ

ኣቦመንበር ሰዲህኤ

11 መስከረም 2024


Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290
Last modified on Wednesday, 11 September 2024 19:23