Print this page

መግለጺ ሰናይ ትምኒት ብምኽንያት ቅዱስ ዮሃንስ

2025-09-10 19:34:57 Written by  ገረዝጊሄር ተወልደ ኣቦመንበር ሰዲህኤ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 194 times
Rate this item
(0 votes)

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ንመላእ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ወጻኢ ንዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ እንኳዕ ናይ ክረምቲ ጸልማትን ደልሃመትን ሓሊፉ፡ ናብ ብርሃን፡ ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ክርስትና  ናብ በዓል ቅዱስ ዮሃንስን፡  ሓድሽ ዓመት ግእዝን  ብሰላም ኣብጸሓኩም ኣብጸሓና።

መጻኢና ጸረ ህዝቢ ጉጅለ ህግደፍ ስዒርና፡ ዝተረሓሓቐ ህዝብና ተቐራሪቡ፡  ውግእን ወረ ውግእን ተወጊዱ፡ ሰላምን ርግኣትን እነረጋግጸሉ ክኾነልና ብስም ምሪሕነትን መላእ ኣባላትን ሰዲህኤ ዘለኒ ሰናይ ትምኒት እገልጽ።

ገረዝጊሄር ተወልደ

ኣቦመንበር ሰዲህኤ

10 መስከረም 2025

Last modified on Wednesday, 10 September 2025 21:37