Print this page

መግለጺ ሰናይ ትምኒት በዓል መውልድ

2024-09-15 12:21:45 Written by  ገረዝጊሄር ተወልደ ኣቦመንበር ሰዲህኤ Published in Community Center Read 653 times
Rate this item
(0 votes)

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ብሓፈሻ ንኹሎም  ኣብ ሃገር ይኹን ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ኤርትራውያን ፡ ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ  ምስልምና እንኳዕ ናብ መበል 1499 በዓል መውልድ ብሰላም ኣብጸሓኩም ኣብጸሓና ንብል። መጻኢና ፍትሓውን ማዕርነታውን  ቃልስና ኣዕዊትና፡ ኩሉ መሰላትና ተዋሒሱ፡ ዝተረሓሓቐ ህዝብና ተቐራሪቡ፡  ኣብ ሃገርና ሰላምን ርግኣትን እነረጋግጸሉ ክኾነልና  ብስም መላእ ኣባላት ሰዲህኤ ዘለና ሰናይ ትምኒት ንገልጽ።

ምስ ኣኽብሮት

ገረዝጊሄር ተወልደ

ኣቦመንበር ሰዲህኤ

Last modified on Sunday, 15 September 2024 14:30