እንፈትዎ ክቡር ኣቦናን ሓውናን፡ ኣቶ መሓሪ ተወልደመድህን፡ ብሕማም ምኽኒያት ኣብ ሆስፒታል ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 29 ሕዳር 2019 ብሞት ካብዛ ዓለም ተፈልዩና ከምዘሎ ንኣዕሩኽቱን ፈተውቱን ብሓዘን ንገልጽ። ንናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት ዝምልከት ሓበሬታ ኣስዒብና ከነቕርብ ኢና። ሙሉእ ስድራ-ቤት ሎንዶን