Print this page

መግለጺ ሓዘን

2014-09-27 22:18:40 Written by  ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 14590 times
Rate this item
(0 votes)

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብምኽንያት ሞት ናይ ገዲም ተጋዳላይ ዑስማን መሓመድ ኑር (ሓፍ ኮፍ) ንቤተስቡ፡ ቀረቡን መቓልስቱን ወሪድዎም ዘሎ መሪር ሓዘን ተኻፋላይ ምዃኑ ይገልጽ።

ንመዋቲ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ፡ ንቤተ-ሰቡን ንተቓላሲት ጓሉ ሳልዋን (ኡምሪታል) ጽንዓት ይሃቦም ራሕሱ ድማ የውርደሎም።

28 መስክረም 2014

ሰዲህኤ

Last modified on Sunday, 28 September 2014 00:22