Print this page

ብዝሒ ሓተትቲ ዑቑባ ብዝያዳ ወሲኹ

2014-09-27 16:55:56 Written by  ካብ ተለቭጅን ሽወደን ናይ ዕለት ዕለት 27 መስከረም 2014 ዜና Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 34667 times
Rate this item
(0 votes)

ብዝሒ ሓተትቲ ዑቑባ ኣብ ወገን እንዳስትራልውያን ዓለም ኣብ ዝሓለፈ ፍርቂ ዓመት ብ 24% ወሲኹ ክብል ናይ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ሓላፊ ጉዳይ ስደተኛታት (UNHCR) መግለጺ ሂቡ። ኩናት ኣብ ሲርያ ቁሉውላው ኣብ ኣፍጋኒስታንን ኤርትራን  ገለ ካብቲ ጠንቅታት ምዃኑውን ብምብራህ መብዛሕትኦም ካብቶም ሓተትቲ ዑቑባ ኣብ ሹዱሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ጀርመን፡ ኣመሪካ፡ ፈረንሳ፡ ሽወደን፡ ቱርክን ጣልያንን ዮም ዝመጹ ዘለው። ኣብ መጀመርያ ክፋል ናይዚ ዓመትዚ 330,700 ሰባት ፖለቲካዊ ዑቑባ ኣብ 44 ሃገራት ማለት ኣብ ኤውሮጳ፡ ሰሜን ኣመሪካን ኢስያን ክሓቱ ከለው፡ ብድምር ኣብዚ ዓመትዚ 700,000 ዑቑባ ንምሕታት ኣብ ትጽቢት ኣለው።


Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290
Last modified on Saturday, 27 September 2014 18:59