Print this page

ኣገዳሲ ሓበሬታ

2016-05-21 07:51:19 Written by  ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ስዊደን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 1864 times
Rate this item
(0 votes)

ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ

ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና!

--------------------------------------------------------------------

በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም።

ዕለት 28 ግንቦት - ኣብ ስቶክሆልም

ኤግቢ ፎልከትስ ፓርክ - ቴንስታ

28 May Eggeby Folkets Park

Hour: 19:00 -

ብድሓን ምጹ ፡

ደለይቲፍትሒኣብከተማስቶክሆልም - ስዊደን

Last modified on Saturday, 21 May 2016 09:53